SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ክብሪ ዋጋ መነባብሮን ወጻኢ ንምጉዳል ክውሰዱ ዝግባእ ስጉምቲታትን።
    ኣብዚ እዋን ክብሪ መነባብሮ ሰማይ ዓሪጉ፡ ህዝቢ በብመዓልቲ ንናብራኡ ንምክያድ ኣጸጋሚ ኩነታት ይርክአብ። ኣብ ነዳዲ፡ ኣስቤዛን ገዛን ካልእን ዝግበር ወጻኢታት ንምጉዳል እንታይ ክግበር ይከኣል ነዚ ዝምልከት ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
    7 min
  • “ሕሉፍ ሃገራዊነት፡ ንሕብረተሰብ ዘይጠቅምን መጋበሪያ ጨቆንቲ ስርዓታትን እዩ።” ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ
    ኣብዝተፈላለዩ ሃገራት፡ ምስ ሃገር ዝተሓሓዙ በዓላት ብምቛም፡ ብኣንጸባራቒ ባንዴራታትን ባህላዊ ፍጻመታትን ሃገራዊ ስሞዒት ዘለዓዕሉ ጎስጓሳትን መደረታትን ሃገራዊነት ይንጸባረቕ እዩ። ሃገራዊነት፡ ሕሉፍ ሃገራዊነት፡ ተወፋይነት ዝብሉን ካልእ ኣምራትን ብኸመይ እዮም ዚግለጹ፧ ጥቕሞምን ጉድኣቶምን እንታይ እዮ፧ ነዚን ተመሳሳሊ ሕቶታትን፡ ዝምልከት ኣብ ዲክን ዩኒቨርሲቲ ተመራማሪ ስነ ሕብረተሰብን ቁጠባን ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ መሊሱ ኣሎ። ኣብዚ ቀዳማይ ክፋሉ ቀሪቡ ኣሎ።
    20 min
  • ኣድላይነት ቅድሚ ሞት ለበዋ ምግዳፍ ወይ ምንዛዝ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
    መጽናዕታት ከምዝሕብሮ ብዙሓት ኣውስትራሊያዊያን ቅድሚ ምማቶም ለበዋ ኣይገድፉን ። ክኢላታት ግና ዕድመ ፡ ማሕበረ ኢኮኖምያዊ ደረጃን ዓሌትን ብዘየገድስ ፡ ንመጻኢ ናይቶም እተፍቅሮም ሰባት ኣቐዲምካ መደብ ምውጻእ ቀዳምነት ክወሃቦ ከም ዝግባእ ይምዕዱ።
    8 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (06 ሰነ 2022)
    ሎሚ ሰኑይ 6 ሰነ 2022 ብናይ ኣቆጻጽራ ሰዓት ስቱድዮና ስቱድዮ መልበርን አውስትራሊያ ልክዕ ሰዓት 6 ናይ ሚሸት እዩ፡ ድሕሪ ዜና ዝህልዉና መደባት እዞም ዝስዕቡ እዮም፡ ልኡኽና ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ኣርእስታት፦ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ትግራይ ከይዕረቕ መንግስቲ ኤርትራ ዕንቅፋት ኮይኑዎ ከም ዝበለ ተሰሚዑ። ኣሜሪካ ብወገና ነቲ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ክልል ትግራይን ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ መስርሕ ሰላም ንዝዕንቅፍ ኣካል ከም ትኹንን ሓቢራ ኣላ። መጠን ዕቤት ሆቴል ቱሪዝም ኢትዮጵያ ብ29 ሚኢታዊት ነክዩ። ክብሪ መነባብሮ ንሂርሉ ኣብዘሎ እዋን፡ ወጻኢታት ናብራ ንምጉዳል ዝሕግዙ ምኽሪታት ዝሓዘ መደብን፡ ዉዕሎ ኩናት ዩክሬን ዝገልጽ ኲናት ዩክሬን ቀጺሉ፡ ድሕሪ ብዙሕ ሳምንታት ኬቭ ተጠቒዓ፡ ዝብል ኣርእስቲ ናይ ዜና ትንታነ ኣለና ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ካልእ ትሕዝቶታትንውን ኣለዉ። ኣርእስታት ዜና፥ ** መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ኣውስትራሊያ ፒተር ዳተን ፡ ናይ ተቓውሞ/ጽላሎት ካቢነ ሚኒስተራቱ ኣፍሊጡ። ** ኣብ ናይጀርያ ዕጡቓት ኣብ ግዝኣት ኦንዶ ዝርከብ ቤተ ክርስትያን ኣብ እዋን ቅዳሲ ብጃምላ ድሕሪ ምጥቃዖም ፡ ብውሕዱ 50 ሰባት ቐቲሎም ፡
    56 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (06 ሰነ 2022)

    ሎሚ ሰኑይ 6 ሰነ 2022 ብናይ ኣቆጻጽራ ሰዓት ስቱድዮና ስቱድዮ መልበርን አውስትራሊያ ልክዕ ሰዓት 6 ናይ ሚሸት እዩ፡

    ድሕሪ ዜና ዝህልዉና መደባት እዞም ዝስዕቡ እዮም፡

     

     

    ልኡኽና ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ኣርእስታት፦

     

    መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ትግራይ ከይዕረቕ መንግስቲ ኤርትራ ዕንቅፋት ኮይኑዎ ከም ዝበለ ተሰሚዑ።

    ኣሜሪካ ብወገና ነቲ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ክልል ትግራይን ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ መስርሕ ሰላም ንዝዕንቅፍ ኣካል ከም ትኹንን ሓቢራ ኣላ።

     

    መጠን ዕቤት ሆቴል ቱሪዝም ኢትዮጵያ ብ29 ሚኢታዊት ነክዩ።

     

    ክብሪ መነባብሮ ንሂርሉ ኣብዘሎ እዋን፡ ወጻኢታት ናብራ ንምጉዳል ዝሕግዙ ምኽሪታት ዝሓዘ መደብን፡ ዉዕሎ ኩናት ዩክሬን ዝገልጽ ኲናት ዩክሬን ቀጺሉ፡ ድሕሪ ብዙሕ ሳምንታት ኬቭ ተጠቒዓ፡ ዝብል ኣርእስቲ ናይ ዜና ትንታነ ኣለና

     

     

    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ካልእ ትሕዝቶታትንውን ኣለዉ።

     

    ኣርእስታት ዜና፥

    ** መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ኣውስትራሊያ ፒተር ዳተን ፡ ናይ ተቓውሞ/ጽላሎት  ካቢነ ሚኒስተራቱ ኣፍሊጡ።

     

    ** ኣብ ናይጀርያ ዕጡቓት ኣብ ግዝኣት  ኦንዶ ዝርከብ ቤተ ክርስትያን  ኣብ እዋን ቅዳሲ ብጃምላ ድሕሪ ምጥቃዖም ፡ ብውሕዱ 50 ሰባት ቐቲሎም ፡

     

    56 min
  • መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ትግራይ ከይዕረቕ 'መንግስቲ ኤርትራ ዕንቅፋት ኮይኑኒ ኣሎ።' ከምዝበለ ተሰሚዑ።
    ብልጽግና ዝርከበሉ ባይቶ ውድባት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኲናት ጠጠው ክብል ጸዊዑ ተባሂሉ። ን12 ኣዋርሕ ብዘይፖሊስ ዝጸንሓት ትግራይ ሓደስቲ ዕሉማት ኣመሪቓ። መጠን ዕቤት ሆቴል ቱሪዝም ኢትዮጵያ ብ29 ሚኢታዊት ነክዩ።
    9 min
  • ኲናት ዩክሬን ቀጺሉ፡ ድሕሪ ብዙሕ ሳምንታት ኬቭ ንፈለማ ግዜ ተጠቒዓ
    ቭላድሚር ፑቲን ሃገራት ምዕራብ ንዩክረይን ኣጽዋር ብምዕጣቕ ዝገብራኦ ዘለዋ ከጠንቅቐን ከሎ ፡ ሓይልታት ሩስያ ኣብ ውሽጢ ሰሙናት ንፈለማ ግዜ ንክየቭ ኣጥቂዖምዎ ። ዩክረይን ፡ ሩስያ ክሳዕ እትስዓር ፡ እቲ ሓገዝ ኣጽዋር ከም ዘድሊ ብምግላጽ ዝያዳ ሓይሊ ዝህብ ኣጽዋር ኺውሃባ ሓቲታ ኣላ ።
    6 min
  • ተቐዳዳማይ ናትናኤል ተስፋጽዮን መድረኻዊ ዓወት ኣመዝጊቡ፣ ኢትዮጵያ ብማላዊ ብጸቢብ ድሕሪ ምስዓራ ወሳኒ ግጥም ኣንጻር ግብጺ ይጽበያ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (06/06/2022) * ኣብ ውድድራት ኣልማዛዊ ሊግ ራባት ኣብ ጉያ እግሪ 1500ሜ ኢትዮጵያዊያን ሂሩት መሸሻ፣ ፍረወይኒ ሃይሉን ኣክሱማዊት እምባየን ተመራሪሐን ተዓዊተን፣ * ኣብ ካልኣይ መድረኽ ራብዓይ ቅድድም ብሽግለታ `ኣድሪያቲካ ኢዮኒካ ረይስ` ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ተዓዊቱ፥ * ኣብ ግጥማት ሻምፒዮና ሴካፋ ዓበይቲ ደቀንስትዮ 2022 ኢትዮጵያ ብገፊሕ ውጽኢት ጉዕዝአን ጀሚረን ምረሽአን ክቕጽላ እንከለዋ መንእሰያት ት17 ግን ኣብ ናይጀርያ ማዕረ ድሕሪ ምፍልላየን ጉዕዞአን ኣብቂዑ፣ * ብወገን ደቂባዕትዮ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ምድባዊ መጻረዪ ግጥማ ኣካይዳ ብማላዊ ተሳዒራ ከቢድ ግጥም ኣንጻር ግብጺ ኸኣ ይጽበያ፣ * ኣብ ግጥም ባይታ ቴኒስ ፍሬንች ኦፕን ሓያል ደገፍ ዘለዎ ራፋኤል ናዳል ሓድሽ ክብረወሰን ብምምዝጋብ ክዕወት እንከሎ ደገፍቲ ኣንጻሮም ብምቕንዖም ዘይተሓጎሱ ተጻወቲ ግን መረረኦም ይገልጹ፣
    14 min
  • ኢትዮጵያ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝፍጸሙ ገበናት ንምክልኻል ብዕቱብ ከም ትሰርሕ ገሊጻ። (ጸብጻብ)
    ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣመሪካ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተኪኣ። ፍሉይ ልኡኽ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኦሊሰጉን ኦባሳንጆ ኲናት ትግራይ ንምፍታሕ እወታዊ ለውጥታት ከም ዘለዉ ተዛሪቦም። ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ፡ መድሃኒትን ናውቲ ሕክምናን ዘጠቓልል ሓገዝ፡ ካብ ቻይና ከም ዝረኸበ ሓቢሩ። ኣብ ትግራይ ዝዓበየ ሆስፒታል ዓይደር ስርሑ ኣቋሪጹ።
    7 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,814 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners