SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ቅነ ስደተኛታት፡ ተሞክሮን ብዙሕነትን ማሕበረሰብ ስደተኛታት ንምጽምባል ዕድል ዝፈጥር ቅነ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
    ድሕነት ዝረኽብሉ ሀገር ንምርካብ በብዓመቱ ብሚልዮናት ዝቝጸሩ ሰባት ካብ ዓዶም ክሃድሙ ይግደዱ እዮም ። ቅነ ስደተኛታት ወይ ሰሙን ስደተኛታት፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝለዓለ ዓመታዊ ንጥፈት ብዛዕባ ስደተኛታት ንህዝቢ ንምሕባርን ብስደተኛታት ዝግበር ኣወንታዊ ኣበርክቶ ንማሕበረሰብ ኣውስትራሊያ ንምሕባርን ዝሕግዝ እዩ ። ናይ 2022 ቅነ ስደተኛታት Healing ወይ ምሕዋይ ዝብል እዩ ።
    11 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (13 ሰነ 2022)
    ናይ ሎሚ ሰኑይ 13 ሰነ 2022 ምሉእ ትሕዝቶ እዞም ዝስዕቡ ይርከብዎም፡ ልኡኽና ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ኣርእስታት፦ ኣብ ኤርትራ፣ መደበር ጥዕና ሓሊብመንተል፡ ኣብ ክትትል ቅድመ-ሕርሲ ዝምስገን ኣበርክቶ ትገብር ኣላ ተባሂሉ። ኢትዮጵያውያን ነጋዶን ኣውፈርትን ንወደብ በርበራ ክግልገሉሉ ከም ዝተጸገሙ ገሊጾም። ኤርትራ ንዜጋታት ሓገዝ ከይረኽቡ ብምክልኻል ተወቒሳ። ቃለ መሕትት ምስ ኣብ ዲክን ዩኒቨርሲቲ ተመራማሪ ስነ ሕብረተሰብን ቁጠባን ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ መሊሱ ኣሎ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ካልእ ትሕዝቶታትንውን ኣለዉ። ኣርእስታት ዜና፥ ** ሓላፊ ዉድብ ንግዲ ዓለም: ን 164 ኣባላተ ሃገራት እቲ ዉድብ ነቲ ኣብ ዩክረይን ብዘሎ ውግእ ዝስዕብ ጥሜት ንምቍጽጻር ስጕምቲ ክወስዳ ተማሕጺኑ ። ** ኣብ ፈረንሳ ንዝግበር ምርጫታት ባይቶ ፡ ምሃብ ድምጺ ጀሚሩ።
    57 min
  • መንግስታት ትግራይን ኣምሓራን በብወገኖም ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዝምልከት ከም ዘይዋገዩ ይገልጹ ኣለዉ። (ጸብጻብ)
    ኣርእስታት ጸብጻብ ፦ ኣብ ኤርትራ፣ መደበር ጥዕና ሓሊብመንተል፡ ኣብ ክትትል ቅድመ-ሕርሲ ዝምስገን ኣበርክቶ ትገብር ኣላ ተባሂሉ። ቤት ምኽሪ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሓዳሽ ንኮሚሽን ምፅራይ ገበናት ኲናት ትግራይ ሓዳስ መራሒት ሰይሙ። ዋጋ ገንዘብ ኢትዮጵያ ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ብዶላር ብ26% ከም ዝሓሰረ ተገሊጹ። ኢትዮጵያውያን ነጋዶን ኣውፈርትን ንወደብ በርበራ ክግልገሉሉ ከም ዝተጸገሙ ገሊጾም። ኤርትራ ንዜጋታት ሓገዝ ከይረኽቡ ብምክልኻል ተወቒሳ።
    11 min
  • ብምኽንያት ልደት ንግስቲ፡ ክብሪ ዝረኸቡ ኣውስትራሊያዊያን።
    ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ሰባት ትማሊ (ሰንበት 12 ሰነ) በቲ ንሃገር ዘበርከትዎ ኣገልግሎት ኣፍልጦ ረኺቦም ፤ እዚ ኣፍልጦ ብምኽንያት ዕለት ልደት ናይ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልኣይቲ መዓልቲ ምኽንያት ብምግባር እዩ ። ገለ ካብቶም ተቐበልቲ ሽልማት ፡ ናይ ኣውስትራሊያ ኦፐን ዉድድር ቴኒስ ሻምፒዮን ኣሽ ባርቲ ፡ ናይ ቀደም ሕክምና ሓላፊ ብረንዳን ሙርፊ ፡ ናይ ሜልቦርን ዘየምቲ ቪካን ሊንዳ ቡልን ከምኡውን ፡ እቲ ኣብ ወርሒ መጋቢት ዝሞተ ኣውስትራልያዊ ኮኾብ ተጻዋታይ ክርኬት ሸን ዋርነ ይርከብዎም ። ሰባት ኣብ ኣውስትራሊያ ብዙሕ ባህሊ ንዘለዎም ማሕበረሰብ ብዝገብርዎ ኣስተዋፅኦ እውን ኣፍልጦ ረኺቦም እዮም ።
    7 min
  • ኢትዮጵያ ታሪኻዊ ዓወት ኣብ ልዕሊ ግብጺ ኣመዝጊባ፣ ናትናኤል ተስፋጽዮን ንጉስ ዓቐብ ኮይኑ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (13/06/2022) * ኣብ ሻምፒዮናታት ኣትለቲክስ ኣፍሪቃ ኣብ 10000 ሜ ኢትዮጵያዊ ሞገስ ጥዑማይ ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ዓወት ኣመዝጊቡ፣ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ኣድሪያቲካ ኢዮኒካ ረይስ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ንጉስ ዓቐብ ኮይኑ፥ * ኣብ ግጥማት ሻምፒዮና ሴካፋ ዓበይቲ ደቀንስትዮ 2022 ኢትዮጵያ ንታንዛንያ ስዒረን ሳልሳይቲ ወጺኤን ነሓስ መዳልያ ተሰሊመን፣ * ሃገራዊት ጋንታ ደቂባዕትዮ ኢትዮጵያ ካልኣይ ምድባዊ መጻረዪ ግጥም ኣካይዳ ንግብጺ ትጽቢት ብዘይተገብረሉን ብዝድነቕ ጸወታን 2-0 ስዒራታ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ሓጎስን ፈንጠንዝያን ክፈጥር እንከሎ ኣብ ግብጺ ነቐፌታታትን ክትዓትን ኣልዒሉ፣ ሓድሽ ኣሰልጣኒ ግብጺ’ውን ክስጎግ ተኽእሎ’ሎ ተባሂሉ፣
    12 min
  • "ጥርዚ ናይ ሕሉፍ ሃገራውነት ፋሺስትነት’ዩ።" ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ዶ/ር ኣማኒኤል ኤልያስ
    ካብቲ ካብ ቀዳማይ ክፋል ዝቐረበ መቐጸልታኡ፡ ሃገር፡ ሃገራዊነት፡ ሕሉፍ ሃገራዊነት፡ ተወፋይነት ዝብሉን ካልእ ኣምራትን ብኸመይ እዮም ዚግለጹ፧ ጥቕሞምን ጉድኣቶምን እንታይ እዮ፧ ነዚን ተመሳሳሊ ሕቶታትን፡ ዝምልከት ኣብ ዲክን ዩኒቨርሲቲ ተመራማሪ ስነ ሕብረተሰብን ቁጠባን ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ መሊሱ ኣሎ።
    14 min
  • ካብ ዝመጽእ ሰሙን ሓተቲ ዑቕባ ካብ ብሪጣንያ ናብ ርዋንዳ ክጥረዙ ቤት ፍርዲ ወሲኑ።
    ሓደ ጉጅለ ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ብመሰረት ብመንግስቲ ዓንዲንግሊዝ ብዝተኣታተወ ኣካታዒ ስጉምቲ ናብ ርዋንዳ ክጥረዙ ክግደዱ እዮም። ትካላት ግብረ ሰናይን ናይ ሰራሕተኛታት ማሕበራትን ነቲ መንግስቲ ብሪጣንያ ንሓተትቲ ዑቕባ ናብ ሩዋንዳ ናይ ምልኣኽ መደብ ሕጋዊ መዕገቲ ክግበረሉ እዮም ፈቲኖም ። እቲ ውጥን ዘይርትዓውን ዉሑስ ከም ዘይዀነን ድማ ይማጐቱ ።
    4 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (09 ሰነ 2022)
    ናይ ሎሚ ሓሙስ 09 ሰነ 2022 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና እዞ ምዝስዕቡ ትሕዝቶታት ሒዙ ቀሪቩ ኣሎ፡ ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ፈደራላዊ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ኣብ ናይ ፓስፖርት መስርሕ ዘሎ ነዉሕ ናይ ምጽባይ ግዜ ነቲ ቅድሚኡ ዝነበረ መንግስቲ ይወቅስ። ** ኣብ ምዕራብን ደቡባዊን ግዝኣታት ሱዳን ብዝተፈላለዩ ምክንያት ብዝተላዕለ ግጭት 27 ሰባት ከምተቐትሉ ተፈሊጡ። ካብ ጸብጻብ ልኡኽና፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንትግራይ በጀት ሰሊዑ። ኣሜሪካ፣ ሰብኣዊ ሓገዛት ክቀላጠፍ ንዝጸዓሩ ሞጒሳ። መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ምምሕያሽ ከም ዘየምጸአት። ኣብ ትግራይ ዘሎ ረሃብ ብኣዋጅ ኮይኑ ከይቃላዕ ዝተኸልከለ ከም ዝተኸልከለ ተገሊጹ። ቃለ መሕትት፥ ኣብ ዲክን ዩኒቨርሲቲ ተመራማሪ ስነ ሕብረተሰብን ቁጠባን ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ “ኣድላይነት ቅድሚ ሞት ለበዋ ምግዳፍ ወይ ምንዛዝ ” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘን ካልእ ትሕዝቶታትውን ቀሪብና ኣለና
    58 min
  • መንግስቲ ኢትዮጵያ ንትግራይ በጀት ሰሊዑ። ኣሜሪካ፣ ሰብኣዊ ሓገዛት ክቀላጠፍ ንዝጸዓሩ ሞጒሳ። (ጸብጻብ)
    ኣብ ትግራይ ዘሎ ረሃብ ብኣዋጅ ኮይኑ ከይቃላዕ ዝተኸልከለ ከም ዝተኸልከለ ተገሊጹ። መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ምምሕያሽ ከም ዘየምጸአ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ካናዳ፣ ነቲ ኣብ ትግራይ ዝወለዐ ኲናት መኣድናት ንምዕዳን ከም ዕድል ከም ዝወሰደቶ ሞሊቑ ዝወጸ ሰነድ ኣቃሊዑ።
    9 min
  • ሓይልታት ሩስያ ንመብዛሕትኡ እታ ናይ ሞትን ሕየትን ክካየደላ ዝቐነየት ከተማ ስቨሮዶነትስክ ከምዝተቈጻጸርዎ ተገሊጹ። (ዉዕሎ ኲናት ሩሲያ ዩክሬን)
    ሓይልታት ሩስያ ንመብዛሕትኡ ክፋላት ከተማ ስቨሮዶነቲስክ ኣብ ትሕቲ ቝጽጽሮም ኣእትዮምዋ ኣለዉ። ሩስያ ኣብ ወርሒ መጋቢት ሓይልታታ ኣብ ወሰናስን ኪየቭ ካብ ዝስዓሩ ንደሓር ፡ ኣትኩሮኣ ናብ ዶንባስ እያ ጌራ ።
    6 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,791 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners