SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ኣብ ኤርትራ ንሰማእታት ጸሎተ ፍትሓትን ደርስን ዱዓን ከም ዝተኻደሎም ተገሊጹ።
    ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣምሳደራት ኤርትራ ኣብ ሱዳንን ደቡብን ሱዳንን ምስ መራሕቲ ክልቲአን ሃገራት ምይይጥ ኣካይዶም። 1.5 ሚልዮን ብሰንኪ ኲናት ትግራይ ተመዛቢሎም ዝነበሩ ሰባት ናብ ቦትኦም ከም ዝተመልሱ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ኢሰመኮ ሓዱሽ ቪድዮ ጃምላዊ ቅትለት ብሓይልታት ፀጥታ መንግስቲ ከምዝተፈጸመ ከሲሱ። 1.9 ቢልዮን ዶላር ካብ ባንክታት ኢትዮጵያ ከም ዝተጉሓለ ተሓቢሩ።
    8 min
  • ኪልያን ምባፐ ብሰንኪ መጠኑ ዝሓለፎ ነቐፌታታትን ዘለፋታትን ካብ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳ ክሰናበት ሓሲቡ፣ ሙሉ ክንፈ ዓወት ኣመዝጊቡ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (20/06/2022) * ኣብ ውድድራት ኣልማዛዊ ሊግ ሰሎሞን ባሬጋ ኣብ ፓሪስ፣ ዳዊት ስዩምን ጥላሁን በቀለን ከኣ ብኽልቲኡ ጾታታት ንደቂ ዓዶም ኣኸቲሎም ኩሉ ፖድየም ብምውሳድ ኣብ ኦስሎ ተዓዊቶም፣ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ቩወልታ ኤክስትረማዱራ 2022 ኢትዮጵያዊ ሙሉ ክንፈ ሃይለሚካኤል ኣብ ኩሉ ምድባት ተዓዋቲ ኮይኑ፣ * ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝሓለፈ ሰሙን ንግብጺ ዓቢይ ስዕረት ክትስከም ድሕሪ ምግባራ ኣሰልጣኒ ግብጺ ካብ ሓላፍነቱ ተባሪሩ፣ * ሓደ ፊፋ ዘዳለዎ ጸብጻብ ኣብ 2020 ልዕሊ ፍርቂ ዝኾኑ ኣብ ግጥማት ፍጻመ ዩሮን ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃን ዝተሳተፉ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ኣብ ኦንላይን ኣብ ልዕሊኦም ናይ ጸርፍታትን ዘለፋታትን በደል ከምዝተፈጸሞም ደምዲሙ፣
    11 min
  • ናይ ነዊሕ እዋን ሳዕቤን ሕማም ኮቪድ ኣብ ኣእምሮ ይኽሰት ኣሎ።
    ሕማም ኮቪድ ኣብ ሓንጎል ዘሕድሮ ናይ ነዊሕ እዋን ጽልዋ ብዝምልከት ዝተገብረ ሓድሽ መጽናዕቲ ከም ዝሕብሮ ፡ ኣብቶም ኮቪድ ሒዝዎም ዝነበረ ናይ ምዝካር ዓቕሚ የጉድል ከምኡ 'ውን ልክዕ ኸምቶም ብሕማቕ ኩነታት ዝሓለፉ ኣብ ኣእምሮ ዝፍጠር ስምብራትን ናይ ሓንጎል መጉዳእትን ወቕዕን ዘለዎም ሰባት ዝርአ ናይ ምትኳር ጸገም የጋጥሞም ። እቲ ኣብ ኣውስትራልያ እተገብረ መጽናዕቲ ፡ ሕክምና ዘቀላጥፍ ምልክት ጸገም ኣእምሮ ከም ዘሎ እውን ሓቢሩ እዩ ። እዚ ጸብጻብ ነዚ ክርእይ እዩ...
    5 min
  • “ኣብ ሰናዱቕ ናይ ጥይት ኣእቲና ንቐብሮ ዝነበርና ገሊኡ ሰነዳት ስውኣት ፍልሖ በሊዕዎ ጠፊኡ እዩ።” መስፍን መንግስቱ
    ኣብ ኤርትራ 20 ሰነ በብዓመቱ፡ ንሃገሮም ክብሉ ዝተሰዉኡ ዝዝከሩላ መዓልቲ እያ። በዚ ምኽንያት፡ ብፍላይ ኣብ ስነዳ ስዉኣት ዝነጥፍ ነበር ተጋዳላይ መስፍን መንግስቱ ዝተገብረ ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት።
    15 min
  • "ኤሪሳት ንዝኾነ ይኹን ሓሳብ እተተኣናግድ ሚድያ ክትከውን ክንገብራ ኢና።" ዝርርብ ምስ ኣደ መንበርን ኣባልን ቦርድ ኤሪሳት
    ኣብዚቕንያት ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ ብ ኤሪሳት ዝተዳለወ ሲምፖሲዮም ሲዒቡ፡ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣዛራቢ ዝኾኑ ዛዕባታትን እታ ሚዲያ ትገብሮ ዘላ ንጥፈታትን ብዝምልከት፡ ምስ ኣደ መንበር ቦርድ ዶ/ር ሳባ ተስፋዮሃንስን ምስ ኣባል ቦርድ ኣቶ ተወልደ እስቲፋኖስን ዝተገብረ ዝርርብ።
    32 min
  • "ኣብቲ ንነብሮ ስደት ከም ዓዲና ቆጺርና ክነብር እንተጀሚርና ዓቢ ስራሕ ክንሰርሕ ንኽእል ኢና።" ኬነዲ ወልደማሪያም
    ካልኣይ ክፋል ዕላል ምስ ኣቶ ከነዲ ወልደማርያም። እዚ ብምኽንያት ሰሙን ወይ ቅነ ስደተኛታት ምስ ኣቶ ኬነዲ ወልደማርያም ተቐማጢ መልበርን ዝገበርናዮ እዩ። ንሱ ኣብ 2003 ናብ ኣውስትራሊያ ክመጽእ’ከሎ ፈለማ ኣብ ምእራይ ፍረታት፡ ኣብ ስራሕ ላውንድሪን ተቖጺሩ ክሰርሕ ጀሚሩ። ደሓር ግና ንዝነበሮ ትምህርቲ ወሲኹ፡ ወኪል ግብሪ ከፊቱ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ልዕሊ 200 ዘዋፈረ ናይ ብዙሕ ትካላት ወናኒን ኣካያዲን እዩ። ገለ ካብ ትካላቱን ምስ መሻርኽቱን፦ 4 ናይ ኮፊ ክላብ ፍራንቻይስ፡ ርይል አስቴት፡ ኢንሹራንስን ካልእን ይርከቦ።
    17 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (16 ሰነ 2022)
    ናይ ሎሚ ሓሙስ 16 ሰነ 2022 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና እዞ ምዝስዕቡ ትሕዝቶታት ሒዙ ቀሪቡ ኣሎ፡ ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ሓይሊ ኤለክትሪክ ከምዘየቋርጽ እምንቶ ከምዘለዎ ናይ ፈደራል ጸዓት ሚኒስተር ክሪስ ቦወን ገሊጹ። ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ ልኡኽና፥ ዶክተር ደብረጽዮን፣ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ዘይወጽእ እንተኾይኑ ኲናት ከም ዝቕጽል ተዛሪቡ። ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝቐረበ ነቐፌታ ኣንጻር መሰል ርእሰ ምክልኻል ብምባል ተቓዊማቶ: ብምኽንያት ሰሙን ወይ ቅነ ስደተኛታት ዕዱምና ኣቶ ኬነዲ ወልደማርያም ተቐማጢ መልበርን እዩ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ቅነ ስደተኛታት፡ ተሞክሮን ብዙሕነትን ማሕበረሰብ ስደተኛታት ንምጽምባል ዕድል ዝፈጥር ቅነ” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘን ካልእ ትሕዝቶታትውን ቀሪብና ኣለና።
    58 min
  • “ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ዘይወጽእ እንተኾይኑ ኲናት ክቕጽል እዩ።” ፕረሲደንት ክ/ትግራይ ዶ/ር ደብረጽዮን፣
    ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝቐረበ ነቐፌታ ኣንጻር መሰል ርእሰ ምክልኻል ብምባል ተቓዊማቶ: መንግስቲ ትግራይ፣ ምስ ኢትዮጵያ ዝዘራረብ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ኬንያ ከም ዝሰድድ ኣፍሊጡ። ጥምረት ዕጡቓት ሓይልታት ጋምቤላን ኦሮሞን ፍርቂ ክፋላ ተቖጻጺሮምዋ ኣብ ዝነበሩ ርእሰከተማ ጋምቤላ ብውሑዱ 40 ሰባት ተቐቲሎም።
    9 min
  • ብዝሒ ካብ ዓዶም ተመዛቢሎም ብግዲ ዝስደዱ ህዝቢ ዓለም ብዕጽፊ ምውሳኹ ኣሻቓሊ ምዃኑ ተገሊጹ።
    ኣብ ብዘላ ዓለም ቍጽሪ ናይቶም ብግዲ ብሓይሊ እተመዛበሉ ሰባት ፡ ኣብ ውሽጢ ዓሰርተ ዓመት ብዕጽፊ ወሲኹ እዩ ፣ ኣብዚ እዋን ልዕሊ 100-ሚልዮን ኰይኑ ኣሎ ። ካብቲ ቅድሚ ዓሰርተ ዓመት ዝነበረ ብክልተ ዕጽፊ ዝዛየደ ብርቱዕ ግጭታት: ሃገራት ሰላም ንምስፋን ሓቢረን ክሰርሓ ኣለወን ይብል ናይ ሕቡራት ሃገራት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት [UNHCR] ። ነቶም ካብ መረበቶም እተመዛበሉ ሰባት ንምድሓን ዝያዳ መገዲታት የድሊ ።
    9 min
  • ኣብ ስደት፡ ካብ ስራሕ ምእራይ ፍረን እንዳ ሕጽቦን ናብ ወናኒ ኣማኢት ሰርሕተኛታት ዘዋፍር ትካላት ንግዲ-
    ብምኽንያት ሰሙን ወይ ቅነ ስደተኛታት ዕዱምና ኣቶ ኬነዲ ወልደማርያም ተቐማጢ መልበርን እዩ። ንሱ ኣብ 2003 ናብ ኣውስትራሊያ ክመጽእ’ከሎ ፈለማ ኣብ ምእራይ ፍረታት፡ ኣብ ስራሕ ላውንድሪን ተቖጺሩ ክሰርሕ ጀሚሩ። ደሓር ግና ንዝነበሮ ትምህርቲ ወሲኹ፡ ወኪል ግብሪ ከፊቱ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ልዕሊ 200 ዘዋፈረ ናይ ብዙሕ ትካላት ወናኒን ኣካያዲን እዩ። ገለ ካብ ትካላቱን ምስ መሻርኽቱን፦ 4 ናይ ኮፊ ክላብ ፍራንቻይስ፡ ርይል አስቴት፡ ኢንሹራንስን ካልእን ይርከቦ። ብዛዕባ ጉዕዞ ዓወቱ ኣካፊሉና ኣሎ ቀዳማይ ክፋሉ ቀሪቡ ኣሎ።
    15 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,791 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners