SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ቀጥታ ምሉእ መደባት SBS ትግርኛ (22 መጋቢት 2022)
    ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ** ፕረዚደንት ዩክረይን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ፡ ሩስያ ኣብ ልዕሊ ሃገሩ እተካይዶ ዘላ ወራር ምስቲ ናዚ ጀርመን ዝገበሮ ተግባራት ኣነጻጺርዎ። ** ብኢራን ዝድገፉ ሓይልታት ሁቲ ኣብ ሱዕዲ ዓረን ናይ ነዳዲን መጻረዪ ማይን ትካላት ብሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቓዕቲ ፈጺሞም። ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ 95 ሜ/ቶን መድሓኒት ናብ ትግራይ ክኣቱ ፍቓድ ከም ዝሃበን ፤19 ቢልዮን ብር ንትግራይ ከም ዝሰለዐን ኣፍሊጡ። ---- መንግስቲ ኤርትራ ንኣመንቲ ወንጌላውያን ከም ዝኣሰረ ተሓቢሩ። ኣብዚ ሰሙናዊ መደብ ስፖርት፥** * ኣብ ውድድራት ጉያ እግሪ ሻምፒዮናታት ዓለም ውሽጢ ኣዳራሽ በልግረይድ 22 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዓብላሊ ሜዳልያታት ሓፊሶሞ፣* ኤርትራ ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣይቮሪ ኮስት 2023 ካብ ምስታፍ ከምዘንሰሓበት ብወግዒ ኣፍሊጣ፣* ኢትዮጵያውያን ደቀንስትዮ ት17 ኩ’እግሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣንጻር ኡጋንዳ ገጢመን ማዕረ ድሕሪ ምውጽአን ናብ ዝቕጽል ዙርያ መጻረዪ ግጥማት ዋንጫ ዓለም መንእሰያት ሓሊፈን፣ ኣብ ቃለ መሕትት፥ ምስ ምሁር ጋዜጠኝነትን ናይ BBC Newshour ጋዜጠኛ ተመስገን ደበሳይ መሊሱልና ኣሎ። ካልእን .........
    57 min
  • መጥቓቲ ቅድሚ ሕጂ ዘይተፈተነ ሚሳይል ራሻ ኣብ ዩክሬን (ዕለታዊ ዜና 21 መጋቢት 2022)
    ኣርእስታት ዜና፡ ** ፕረዚደንት ዩክረይን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ፡ ሩስያ ኣብ ልዕሊ ሃገሩ እተካይዶ ዘላ ወራር ምስቲ ናዚ ጀርመን ዝገበሮ ተግባራት ኣነጻጺርዎ። ** ፒተር ማሊናስኪስ [ተንኰለኛታት] ሓድሽ ናይ ደቡብ ኣውስትራልያ ፕሪሜር ኮይኑ ቃል ማህላ ፈጺሙ ። ** ብኢራን ዝድገፉ ሓይልታት ሁቲ ኣብ ሱዕዲ ዓረን ናይ ነዳዲን መጻረዪ ማይን ትካላት ብሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቓዕቲ ፈጺሞም።
    15 min
  • መ/ኢትዮጵያ 95 ሜ/ቶን መድሓኒት ናብ ትግራይ ክኣቱ ፈቒዱን ፤19 ቢልዮን ብር ንትግራይ ከም ዝሰለዐን ኣፍሊጡ። (ካብ ጸብጻባት ዜና)
    ልኡኽና ዝለኣኸልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ሒዙ ኣሎ። ኣባላት እቲ ኣብ ትግራይ ተተኺሉ ዝነበረ ጊዝያዊ ምምሕዳር ንመንግስቲ ፌደራልን ነቲ ምምሕዳርን ከሲሶም። ብካልእ ዜና መንግስቲ ፌደራል ንገለ ኣባላት እቲ ጊዝያዊ ምምሕዳር ከም ዝኣሰረ ተሓቢሩ። ------------- መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዛዕባ’ቲ 1.7 እንስሳታት ዝቐተለን ልዕሊ 7 ሚልዮን ህዝቢ ንጥሜት ዘቃለዐን ደርቂ ዝምልከት መብርሂ ክህበሉ ተሓቲቱ። ---------- ሕቡራት ዓረብ ኤምሬትስ ንሳልሳይ ጊዜ 275 ኩንታል ዝግመት ሓገዝ ንትግራይ ሰዲዳ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ 95 ሜ/ቶን መድሓኒት ናብ ትግራይ ክኣቱ ፍቓድ ከም ዝሃበን ፤19 ቢልዮን ብር ንትግራይ ከም ዝሰለዐን ኣፍሊጡ። ---- መንግስቲ ኤርትራ ንኣመንቲ ወንጌላውያን ከም ዝኣሰረ ተሓቢሩ።
    8 min
  • ኣትሌታት ኢትዮጵያ ኣብ በልግረይድ ሻምፒዮናታት ዓለም ውሽጢ ኣዳራሽ መዳልያታት ሓፊሶሞ፣ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ስሙ እናገነነ ይኸይድ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (21/03/2022) * ኣብ ውድድራት ጉያ እግሪ ሻምፒዮናታት ዓለም ውሽጢ ኣዳራሽ በልግረይድ 22 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዓብላሊ ሜዳልያታት ሓፊሶሞ፣ * ኤርትራ ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣይቮሪ ኮስት 2023 ካብ ምስታፍ ከምዘንሰሓበት ብወግዒ ኣፍሊጣ፣ * ኢትዮጵያውያን ደቀንስትዮ ት17 ኩ’እግሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣንጻር ኡጋንዳ ገጢመን ማዕረ ድሕሪ ምውጽአን ናብ ዝቕጽል ዙርያ መጻረዪ ግጥማት ዋንጫ ዓለም መንእሰያት ሓሊፈን፣ * ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ኣብ ሻርም ኤል ሸይኽ፥ ግብጺ፡ ካብ 22-27 መጋቢት ኣብ ዝካየድ ሻምፒዮና ኣፍሪቃ ክትሳተፍ'ያ፣ * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ዘመዝግቦም ዘሎ ዝነኣዱ ውጽኢታት ብምቕጻል ኣብ ሚላን ሳንረሞ መበል 12 ወጺኡ፥ ሓደ ካብ’ቶም ኣገረምቲ ውጽኢታት ከመዝግቡ ዝኽእሉ ተቐዳደምቲ ተባሂሉ ስሙ ይገንን፣
    10 min
  • ለበዳ ኮቪድ-19 ካብ ዝኾነ ካልእ እዋን ንላዕሊ ኣብ ሓዘን ንዝርከቡ ሰባት ዝያዳ ክንርድኦምን ክንሕግዞምን ከምዘለና ኣርእዩና’ዩ
    ኮቪድ ኣናብራና፥ ኣማውታናን ኣተሓዛዝናናን ቀይርዎ’ዩ። ዝሓለፈ ሰሙን ውድብ ጥዕና ዓለም ለበዳ ኢሉ ካብ ዝእውጆ ንደሓር ካልኣይ ዓመቱ ኮይኑ’ሎ። ኣገደስቲ መምርሒታት ሓለዋ ህዝባዊ ጥዕና ሰባት ነቶም ኣብ ኣፈፈት ሞት ዝርከቡ መቕርባቶም ብቐረባ ክርእይሎም ዝኽእሉ ዕድላት ጸልዮሞም፣ ኣብ ከም ቀብሪ ዝኣመሰሉ ኣገደስቲ ስነስርዓታት ከይሳተፉ ደሪቶሞምን ካብ መሓዙቶም፣ ኣዕሩኽቶምን ቤተሰቦምን ክረኽብዎም ዝኽእሉ ዝነበሩ ብኣካል ዝወሃቡ ማሕበራዊ ደገፋት ኣስኢኖሞምን።
    11 min
  • ሰልፊ ለበር ኣብ ምርጫ ደቡብ ኣውስትራሊያ ብዓብላሊ ተዓዊቱ
    ፒተር ማሊናስካስ ኣብ ደቡብ ኣውስትራልያ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ሰልፊ ለበር ከም እተዓወተን መራሒቲ ሰልፊ መበል 47 ፕሪሜር ክኸውን እዩ ። ፕሪሜር ስቲቨን ማርሻል ፡ ድሕሪ ምዕጻዉ እቲ ድምጺ ምውሃብ ሰልፊ ለበር ብዓብላሊ ከምተዓወተን ሰልፉ ከምተሳዕረን ተኣሚኑ።
    5 min
  • “ሽም ናይ ሰብ ጸዊዕካ ኣብ ቃልዕ (ሚድያ) እንተኣውጺእካዮ ድሮ ገበን ተፈጺሙ ኣሎ ማለት’ዩ።” ግዜጠኛ ተመስገን ደበሳይ
    ኣብዚ ቕነ ተበዲልና ዝበላ ደቂ ኣንስትዮ በደልን ከስምዓን ንዕ ኡ ስዒቡ ብዙሕ ዘረባታት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ክቃላሕ ቀንዩ። ጉዳያት ኣብ ቤት ፍርዲ ቅድሚ ምብጻሖም ብሚዲያ ምቕራቦም ዘለዎ ረብሓን ጉድ ኣትን እንታይ እዩ? ሚድያታት ነዚ ከምዚ ዓይነት ጉዳያት በየናይ ሕጊ እዮም ከቕርብዎም ዘለዎም፧ እቲ ክሕለፍ ዘይግብኦ መስመር ጋዜጠኝነት ኣየና እዩ፧ እዚ መስመር ምስዝሕለፍ እንታይ ሳዕቤን እዩ ዘምጽእ፧ ነዚን ከምዚን ሕቶታት ዝምልከት ምሁር ጋዜጠኝነትን ናይ BBC Newshour ጋዜጠኛ ተመስገን ደበሳይ መሊሱልና ኣሎ።
    20 min
  • ቀጥታ ምሉእ ፈነወ SBS ትግርኛ (18 መጋቢት 2022)
    ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ** ናይ ዩክሬን ፕረሲደንት ቮሎድሚር ዘለንስኪ ንኮንግረስ ኣመሪካ መደረ ኣስሚዑ **ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ንመራሒ ራሻ ቪላድሚር ፑቲን “ገበነኛ ኲናት” ክብል ጸዊዕዎ ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ንትግራይ ዝኸውን 95 ሜትሪክ ቶን መድሓኒናት ተዳልዩ መገዲ ተዓጽዩዎ ይጽበ ከም ዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ስም ህወሓት ካብ መዝገብ ግብረ-ራዕዲ ክእለ ክለዓል ዓረና ትግራይ ንዴምክራስን ሉኣላውነትን ፀዊዑ። እስራኤል ካብ ኢትዮጵያ ንበዓል ትንሳኤ ዘኽብሩ ገያሾ ከይመጹዋ ከልኪላ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥** “ምልክታት ሕማም ልቢን፡ ክግበሩ ዝግባእ ስጉምቲታትን” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘዩ ክከውን። ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት፥** ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ብብዝሒ ዘዛረቡ ዛዕባታት፡ ጉዳይ ድምጻዊ ፍጹም በራኺ፡ ኣብ ቤንሻንጉል ብሓዊ ክቃጸሉ ዝተገብሩ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈጸመ ዘሐዝን ድንገትን ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ኣብ ኮንተይነር መኪና ኣትዮም ክሓልፉ ዝፈተኑ ዝሞቱ መንእሰያትን።ካልእን .........
    57 min
  • "ቭላድሚር ፑቲን ገበነኛ ኲናት'ዩ" ጆ ባይደን (ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 17 መጋቢት 2022)
    ኣርእስታት ዜና፡ ** ናይ ዩክሬን ፕረሲደንት ቮሎድሚር ዘለንስኪ ንኮንግረስ ኣመሪካ መደረ ኣስሚዑ **ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ንመራሒ ራሻ ቪላድሚር ፑቲን “ገበነኛ ኲናት” ክብል ጸዊዕዎ ** ሰርብያዊ ኮኾብ ተጻዋቲ ተኒስ ባይታ ኖቫክ ደጆኮቪች ዋላ "ኳ ኮቪድ-19 ክታበት እንተዘይተኸትበ ኣብ ሮላንድ ጋሮስ ክጻወት እዩ።
    17 min
  • ኣብ ኤርትራ: ኣስገዳድ ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ንሃገራዊ ኣገልግሎት ክምርመር ኣብ ሕ/ኣፍሪቃ ከም ዘመልከተ ሂዩዉማን ራይትስ ዎች ኣፍሊጡ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)
    ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ኩናት ትግራይ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ሰባት ከይሞቱ ከም ዘይተርፉ ሓደ መጽናዕቲ ሓቢሩ። ንትግራይ ዝኸውን 95 ሜትሪክ ቶን መድሓኒናት ተዳልዩ መገዲ ተዓጽዩዎ ይጽበ ከም ዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ስም ህወሓት ካብ መዝገብ ግብረ-ራዕዲ ክእለ ክለዓል ዓረና ትግራይ ንዴምክራስን ሉኣላውነትን ፀዊዑ። እስራኤል ካብ ኢትዮጵያ ንበዓል ትንሳኤ ዘኽብሩ ገያሾ ከይመጹዋ ከልኪላ። ብሰንኪ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ ጋምቤላን ደቡብ ሱዳንን ብዝተወለዐ ግጭት፣ ልዕሊ 9,500 ኢትዮጵያዊያን ከምዝተፈናቀሉ ተገሊጹ።
    8 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,829 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners