SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • “ጸገምና ኢሳያስ/ህግደፍ ጥራይ ኣይኮነን።” ዶ/ር መሓመድኬር ዑመር
    "ግድል ኤርትራ ኣብቲ ዝሳዕረረ ባህሊ ተማእዛዝነት፡ ኣንነት፡ ምልኪ፡ ምግላል፡ ስረዛ እቲ ካልእ ወገን፡ ምዝንባዕ ታሪኽን ኣምልኾ ውልቀሰብን ሰሪቱ ይርከብ" ክብል ዶ/ር መሓመድ ኬር ዑመር ኣብ ዘቕረቦ ሓሳብ መሰረት ብምግባር ጸገማት ዝበሎም ተንቲንዎም ኣሎ።
    20 min
  • ቀጥታ ምሉእ መደባት ትግርኛ (31SBS መጋቢት 2022)
    ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ** ብ ማእከላይ ባንክ ሩሲያ ዝቐረበ ብክልተኣዊ ክፍሊት ዝግበር ስርዓተ ዕድጊን መሸጣን መንግስቲ ህንዲ ኣብ ግምት ከምዘእትዎ ኣፍሊጡ። ** ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኒው ሳውዝ ዌልስ ዕልቕልቕ ማይ ብቐጻሊ የስፋሕፍሕ ኣሎ... ** ኣብ el Clasico ዝተኻየደ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ናይ ዓለም ዝበዝሐ ህዝቢ ዝተዓዘቦ ጸወታ ተባሂሉ ተመዝጊቡ።. ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣቶ ቢንያም በርሀ ፈጻሚ ጉዳያት ኢምባሲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጲያ ኮይኑ። ኣብዚ ሰሙን ኣብ 7 ክልላት ኢትዮጵያ ዝደገሰ ዓሌታዊ ጎንጺ ህይወት ብዙሓት ሰባት ቀዚፉ። ባንኪ ዓለምን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን: ጁቡቲ ካብ ኢትዮጵያ ንእትወስዶ ሓይሊ ኤለክትሪክ ገንዘብ ክኸፍሉ ከም ዝተስማምዑ ተገሊጹ። ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዘሰክፍ ኩነታት ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ዝምለሱሉ መስርሕ ተጀሚሩ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥** “ምርጫ ኣውስትራልያ ኣብ ዝተቓረበሉ ክትመርጹ ተዳሊኹም'ዶ፧ ብኸመይ ከ ትምዝገቡ፧”” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘዩ ክከውን።
    1 hr 4 min
  • 'ገለ መቀዳደምቲ ብሽግለታት ክሳብ ንመጥሓን ክትወስደን ዘይትመርጸን ክንሰን ተወዳዲሮምለን ተዓዊቶም'ዮም' መዋእል
    ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ብኸመይ ተበጊሱ’ዩ ኣብ’ዚ ደረጃ በጺሑ፧ እቶም ሰረት ዘንጸፉ በዓል መን’ዮም፧ እንታይ ዓይነት መሰናኽላት ተሓሊፎምን ወርቃውያን እዋናት ከ ኣየኖት’ዮምን ወዘተ ዝብሉ ኣብ ብዙሕ መድረኻት ተጻሒፎምን ተዓሊልሎምን እንተኾኑ’ኳ ንሎሚ ባዕሉ ተቐዳዳማይን ኣሰልጣንን ዝነበረ ብቐረባ ነቲ ጉዕዞ ዝፈልጦን ዝነበሮን ኣብ ገሊኡ እውን ኣብ ገለ እዋን ንጡፍ እጃም ዝነበሮን፥ ከምኡ’ውን ‘ቅድድም ብሽግለታ ኣብ ኤርትራ 1936-2012’ ትብል መጽሓፍ ምስ ዝጸሓፈ ኣቶ መዋእል መሃንሾ ኣብ’ዚ ከዕልለና ዓዲምናዮ ኣለና። መዋእል ኣብ 2013 ሓላፊ ቴክኒክ ሃገራዊ ፌደረሽን ብሽክለታ ኤርትራ ከምኡ’ውን ካብ 2004 - 2014 ኣካያዲ ቅድድም ብሽክለታ 'ማውንቴይን ባይክ' ዝነበረ’ዩ፣ ድሕሪ ስደት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሓንቲ ጋንታ ቅ/ብ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣሰልጢኑ ኔሩ። ቀዳማይ ክፋል ዕላል ኣብ'ዚ ኣለኩም።
    21 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (31 መጋቢት 2022)
    ** ብ ማእከላይ ባንክ ሩሲያ ዝቐረበ ብክልተኣዊ ክፍሊት ዝግበር ስርዓተ ዕድጊን መሸጣን መንግስቲ ህንዲ ኣብ ግምት ከምዘእትዎ ኣፍሊጡ። ** ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኒው ሳውዝ ዌልስ ዕልቕልቕ ማይ ብቐጻሊ የስፋሕፍሕ ኣሎ... ** ኣብ el Clasico ዝተኻየደ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ናይ ዓለም ዝበዝሐ ህዝቢ ዝተዓዘቦ ጸወታ ተባሂሉ ተመዝጊቡ።.
    14 min
  • መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዙሕ ሰራዊትን ኣጽዋርን ናብ ዶብ ትግራይ የንቀሳቕስ ኣሎ ተባሂሉ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)
    ልኡኽና እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻባት። ኣቶ ቢንያም በርሀ ፈጻሚ ጉዳያት ኢምባሲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጲያ ኮይኑ። ሕጽረት ነዳዲ ዘሰከፎ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካልኦት መገድታት ኣየር ነዳዲ ኣብ ካልእ ሃገር ክመልኡ ተማሕጺኑ። ኣብዚ ሰሙን ኣብ 7 ክልላት ኢትዮጵያ ዝደገሰ ዓሌታዊ ጎንጺ ህይወት ብዙሓት ሰባት ቀዚፉ። ባንኪ ዓለምን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን: ጁቡቲ ካብ ኢትዮጵያ ንእትወስዶ ሓይሊ ኤለክትሪክ ገንዘብ ክኸፍሉ ከም ዝተስማምዑ ተገሊጹ። ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዘሰክፍ ኩነታት ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ዝምለሱሉ መስርሕ ተጀሚሩ።
    10 min
  • ሩሲያ ካብ ወረራ ዩክሬን ተንሳሕብ፧ (እዋናዊ ኩነታት ዩክሬን)
    ሰብ መዚ ዩክረይን ፡ ሞስኮ ነቲ ኣብ ቀረባ እዋን ዝካየድ ዘሎ ዝርርብ ሰላም ፡ ወተሃደራዊ ስርሒታት ደው ከተብሎ ምዃና እኳ እንተ ተመባጽዐት ፡ ተዓዘብቲ ግና መጥቃዕትታት ከም ዘየቋጸ እዮም ዝገልጹ ። ናይ ኣመሪካ ስለያ ድማ ንፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ወተሃደራዊያን ኣማኸርቱ ከምዘጋገይዎ ኣፍሊጦም።
    8 min
  • ምርጫ ኣውስትራልያ ኣብ ዝተቓረበሉ ክትመርጹ ተዳሊኹም'ዶ፧ ብኸመይ ከ ትምዝገቡ፧
    ፈደራላዊ ምርጫ ቅድሚ መወዳእታ ወርሒ ግንቦት ክካየድ ምስ ምዃኑ ንፈለማ ግዜ ድምጽኹም ቅድሚ ምሃብኩም ወይ ምድማጽኩም ክትወስድዎም ዝግብኣኩም ስጉምቲታት ኣለዉ። ንዓኹም ንኸተድምጹ መታን ክትምዝገቡን ሃገርና ኣብ ምቕራጽ ድምጺ ክህልወኩምን ዝሕግዝኹም ብዙሓት መወከሲታት/መሳለጥያታት ተቐሪቦም ኣለዉ።
    11 min
  • "ብባህልኻን ክብርኻን ምውድዳር ከዐውተካ ከምዝኽእል ብ"ሓኔታ" ተማሂረ።" ዕላል ምስ ስነጥበበኛ ሓጎስ ሱዚኒኖ (ካልኣይ ክፋል)
    እዚ ካልኣይ ክፋል ዕላል ምስ ተዋስኣይ፡ ደራፊ፡ ጸሓፊን ኣላዪን ፊልምሓጐስ ወልደገብርኤል (ሱዚኒኖ) ኮይኑ ብፍላይ "ሓኔታ" ትብል ስርሑ ኣብ ዓለማዊ መድረኽ ንሽልማት ዘብቅዓ ኣዕሊሉና ኣሎ።
    15 min
  • ቀጥታ ምሉእ መደባት SBS ትግርኛ (28 መጋቢት 2022)
    ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ኤርትራ ምስ ጃፓን ኣብ ልምዓታዊ ንጥፈታት ክትሰርሕ ዘለዋ ቅሩብነት ኣረጋጊጾም። ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ናብ ነባር ክብሩ ንምምላስ ሓያል ጻዕሪ ይግበር ከም ዘሎ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ናይታ ሃገር ሬር ኣዲሚራል ክንዱ ገዙ ተዛሪቡ። ምቋራጽ ተኹሲ ኩናት ትግራይ ንፖለቲካዊ ሸርሕታት ከይውዕል ጥቡቕ ጥንቃቐ ከም ዝግበር ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ገሊጾም። ሰበስልጣን ግብጺ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ምጥራዝ ከቋርጹዎ ተሓላቒ መሰላት ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ጸዊዑ። ቃለ መሕትት፥ ምስ ተዋስኣይ፡ ደራፊ፡ ጸሓፊን ኣላዪን ፊልም ሓጐስ ወልደገብርኤል (ሱዚኒኖ)ምስ SBS ትግርኛ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ቀዳማይ ክፋሉ ሎሚ ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ክቐርብዩ መደብ ስፖርት፥ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ሰንበት ኣብ ናይ ቅድድም ህይወቱ ዝዓበየ ዓወት ብምምዝጋብ ናብ ታሪኻዊ ዓወት ኸንት-ዊቪልኸም ፈንጢሱ ከምዝኣተወ ተፈሊጡ፣*
    57 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,841 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners