SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ምርጫ 2022: ምድማጽ ከመይ ይሰርሕ
    ከባቢ 96% ከድምጹ ዝኽእሉ ኣውስትራልያውያን ኣብ ናይ’ዚ ዓመት ፈደራላዊ ምርጫ ከድምጹ ተመዝጊቦም ኣለዉ። ኩሎም ልዕሊ 18 ዓመት ዝዕድሚኦም ኣውስትራልያውያን ዜጋታት ኣብ’ዚ ግዴታዊ መስርሕ ምድማጽ ክሳተፉ ትጽቢት ይግበረሎም፡ እንተዘይተሳቲፎም መቕጻዕታት ክወሃቦም ይኽእል። እዚ ትሕዝቶ ምድማጽ ከመይ ይሰርሕ ይገልጽ።
    6 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (07 መጋቢት 2022)
    ኣርእስታት ዜና፥ **ብምኽንያት ዝቐርብ ዘሎ ናይ ኲናት ገበን ዘቑጽር መርትዖታት ኣመሪካን እንግሊዝን ዝሓየለ ማዕቀብ ኣብ ልዕሊ ራሻ ወሲኸን። ** መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ፈደራል ናይ ራሻ ዲፕሎማት ካብ ኣውስትራሊያ ክወጹ ጸዊዑ። ** ሽዱሽተ ናይ ኣመሪካ ዲፕሎማሰኛታት ነበር ኣብ ኢትዮጵያ ፡ ኩናት ትግራይ ከብቅዕ ፡ ከምኡ 'ውን ወተሃደራት ኤርትራ ናብ ሃገሮም ክስሕቡ ጸዊዖም። **ኣብ ሱዳን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዝገብሩ ዝነበሩ ብ ኣሻሓት ዝቑጸሩ ሰባት ፖሊስ መንብዒ ጋዝ ተኩስሎም። ** ፕሬዝዳንት ቡርኪናፋሶ ዝነበረ ብሌዝ ኮምፓኦሬ ኣብ ቅትለት ፕሬዝዳንት ቶማስ ሳንካራ ኢድ ኔርዎ ተባሂሉ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪድዎ። ** ናይ ኣውስትራሊያ ዉድድር Grand Prix ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ተመሊሱ...
    17 min
  • ኣብ ምዕራብ ትግራይ ምጥፋእ ዓሌት ዝርከቦም ሰፋሕቲ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ከም ዝተፈጸሙ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ህዩማን ራይትስ ዎችን ጸብጺቦም። (ካብ ጸብጻብ)
    ካልኦት ኣርእስታት ዜና፥ ኢትዮጵያ ዝወጠነቶ ምህናጽ ሓይሊ ባሕሪ ካብ ፈረንሳይ ናብ ሩስያ ተሰጋግሮ ከም ዘላ ተሰሚዑ። ብልጽግና ውሽጣዊ ፍሕፍሑ ህዝብታት ኦሮሞን ኣምሓራን ንምግራጫው ካብ ምድፋእ ክዕቀብ ባልደራስን ኣብንን ዝተብሃሉ ሰልፍታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ሓቲቶም። እቲ መግለጺ: መንግስቲ ኦሮምያ ንመንግስቲ ኣምሓራ ዝኸስስ መግለጺ ምስ ኣውጽአ ዝሰዓበ እዩ።
    10 min
  • ኣብ ኣውስትራሊያ ስርዓተ ማእሰርቲ ዓበይቲ ኣሰራርሓኡ እንታይ ይመስል፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ )
    ኣብ ኣውስትራሊያ ገበን ንዝፈጸሙ ዓበይቲ ሰባት ጉዳዮም ብናይ ኣውስትራሊያ ናይ ወንጀል ፍትሒ ስርዓት እዩ ዝርአ። እቲ ' ‘correctional facility’ " ዝብል ቃል ፡ ሓደ ሰብ ገበን ፈጺሙ፡ ገበነኛ ምዃኑ ኣብ እተፈርደሉ እዋን ነቲ ፍርዶም ዝፍጽምሉ ቦታ እዩ ዘመልክት ። ኣብያተ-ማእሰርቲ ፡ ነቶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዘለዉ ጥራይ ዘይኰነስ ፡ ነቶም ዝተረፉ ኣባላት ስድራ ቤታት እውን እቲ ዝኸፍአ ዓይነት መአረሚ እዩ ።
    11 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (4 ሚያዚያ 2022)
    ኣርእስታት ዜና፥ ** ሓድሽ መዐቀኒ ድምጺ ህዝቢ፡ ሰልፊ ተቃዋሚ ተደላዪ ኮይኑ መሪሕነቱ ይቕጽል መንግስቲ ግና ነቲ ጋግ የጽብብ ... ** ራሻ ገበን ኲናት ምፍጻማ መርትዖ ኣለኒ ክትብል ዩክሬን ኣፍሊጣ ... ** ኣብ ባሕሪ ሜድትራንያን ትጓዓዝ ዝነበረት ጃልባ ብምጥሓል ልዕሊ90 ሰባት ምስጣሞም ሓኻይም ብዘይ ዶብ ገለጸ።
    14 min
  • ደሶ ገልሜሳን ሃፍቱ ተኽሉን ኣብ ማራቶናት ፓሪስን ባርሴሎናን ተዓዊቶም፣ ኣማኑኤል ገ/ሄር ቀዋሚ መጉዳእቲ ስለዘይወረዶ ናብ ልምምድ ክምለስ ንጽበዮ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (03/04/2022) * ኣብ ውድድራት ማራቶን ፓሪስን ባርሴሎናን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወታት ኣመዝጊቦም፣ * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ኣማኑኤል ገ/ሄር ኣብ መወዳእታ መድረኽ ቮልታ ኣ ካታሉንያ እናተወዳደረ እንከሎ ድሕሪ ዘጋጠሞ ልዑል ናህሪ ዝነበሮ ምግጫው ብኸቢድ ተጎዲኡ ከምዘሎ ጋንትኡ ትሬክ ሴጋፍሬዶ ኣረጋጊጻ፣ * ኣብ’ቲ ኣብ ግብጺ (ሻርም ኤል ሸይኽ) ዝተኻየደ ኣፍሪቃዊ ውራይ ዝተዓወተት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ኣብ ኤውሮጳ ታሪኻዊ ዓወት ዘመዝገበ ቢንያም ግርማይን ተዓዋቲ ዙር ሩዋንዳ ናትናኤል ተስፋጽዮንን ናብ ኣስመራ ኣብ ዝተመልሱሉ ድሙቕ ኣቀባብላ ተጌርሎም፣ * ዕጫ ምድብ ሃገራት ኣብ ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ፊፋ 2022 ቐጠር ኣብ ዝወጻሉ ሓያል ፖለቲካውን ስፖርታውን ምቅንቓን ክህልዎም ዝኽእል ጽምዲታት እንተፈጠረ’ኳ ናይ ምድብ ሞት ክበሃል ዝኽእል ግን የለን ይብሉ ብዙሓት ተንተንቲ
    10 min
  • ኣብ ሰሜን ጎንደር ዝተሃንጸ ሓዱሽ መዓስከር ኣብ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት መጥቃዕቲ ከም ዝተፈጸመ ተሰሚዑ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)
    ኣርእስታት ዜና ናብ ትግራይ ዝኣቱ መሰረታዊ ጠለባት ሕጂ ውን ድሩት ከም ዝኾነ ዓለምለኻዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ። ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ ሰሜን ጎንደር ዝተሃንጸ ሓዱሽ መዓስከር ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት መጥቃዕቲ ከም ዝተፈጸመ ተሰሚዑ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮምያን ሕጊ ናይ ምኽባር ስጉምቲ ከም ዝወስድ ኣፍሊጡ። ኲናት ትግራይ ኣብ ኣብ ቁጠባ ጁቡቲ ካብ 70 - 90 ሚልዮን ዶላር ሕጽረት በጀት ከስዕብ ከም ዝኽእል ተገሊጹ።
    7 min
  • 'ልክዕ ከም ቢንያም ብቕዓት ዘለዎም ካልኦት ንኣሽቱ ተቐዳደምቲ ናብ ዓበይቲ መድረኻት ኣብ ምምጻእ ድሒርና ስለዘለና ከነቃላጥፎ'ዩ ዘለና'
    ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ብኸመይ ተበጊሱ’ዩ ኣብ’ዚ ደረጃ በጺሑ፧ እቶም ሰረት ዘንጸፉ በዓል መን’ዮም፧ እንታይ ዓይነት መሰናኽላት ተሓሊፎምን ወርቃውያን እዋናት ከ ኣየኖት’ዮምን ወዘተ ዝብሉ ኣብ ብዙሕ መድረኻት ተጻሒፎምን ተዓሊልሎምን እንተኾኑ’ኳ ንሎሚ ባዕሉ ተቐዳዳማይን ኣሰልጣንን ዝነበረ ብቐረባ ነቲ ጉዕዞ ዝፈልጦን ዝነበሮን ኣብ ገሊኡ እውን ኣብ ገለ እዋን ንጡፍ እጃም ዝነበሮን፥ ከምኡ’ውን ‘ቅድድም ብሽግለታ ኣብ ኤርትራ 1936-2012’ ትብል መጽሓፍ ምስ ዝጸሓፈ ኣቶ መዋእል መሃንሾ ኣብ’ዚ ከዕልለና ዓዲምናዮ ኣለና። መዋእል ኣብ 2013 ሓላፊ ቴክኒክ ሃገራዊ ፌደረሽን ብሽክለታ ኤርትራ ከምኡ’ውን ካብ 2004 - 2014 ኣካያዲ ቅድድም ብሽክለታ 'ማውንቴይን ባይክ' ዝነበረ’ዩ፣ ድሕሪ ስደት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሓንቲ ጋንታ ቅ/ብ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣሰልጢኑ ኔሩ። ካልኣይ ክፋል ዕላል ኣብ'ዚ እነሀልኩም።
    21 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,841 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners