SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • “How will historians treat Isaias……” Conversation with Stephany Evans Steggall
    Interview with the writer of “The Eritrean Letter Writers: Dear Mr President”, Stephany Evans Steggall “Isaias could have been a hero admired by the world and praised in Eritrea’s intriguing story of leading a progressive democratic African country. Why would one who fought for that honour to be relegated to the ranks of tyrants and dictators? Resom did not know the answer to that question and neither I do.” Stephany Evans Steggall
    21 min
  • ሰበባ ወይ ምዕሳው ዘስዕቦ ጥዕናዊ ጸገም
    ኣብ ኣውስትራልያ ፡ ኣብ ምዉቕን ጠሊ ዘለዎን ከባቢ ፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ልዕሊ ንቡር ጠሊ ዘለዎ ከባቢ ፡ሰበባ (ሞልድ) ክርአ ልሙድ እዩ ። ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ምብራቓዊ ገማግም ኣውስትራልያ ዘጋጠመ ብርቱዕ ዝናምን ምዕልቕላቕን ፡ ቅድሚኡ ተራእዩ ዘይፈልጥ ምስፍሕፋሕ ሰበባ ኽስዕብ ይኽእል እዩ ፣ እዚ ከኣ ሓደገኛ ጥዕናዊ ፀገማት ክፈጥር'ዩ ። ኣብ ኲንስላንድን ሰሜናዊ NSWን ዝርከብ መብዛሕትኡ ብብዝሒ ማይ ኣይሂ እተጐድአ ቦታታት ፡ ንዕብየት ምሕደራን ንምውጋዱን ኣዝዩ ተኣፋፊ እዩ ፣ እዚ ድማ ንሓደጋ ዘቃልዕ ፡ ብዙሕ ወጻኢታት ፡ ከምኡ "ውን ናይ ሰብ ሞያ ዝሓይሽ መፍትሒ ምርካብ ክኸውን ከም ዝኽእል እዮም ክኢላታት ዝሕብሩ ።...
    12 min
  • ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (18 መጋቢት 2022)
    ኣርእስታት ዜና፥ ** ፌደራላዊ ሰልፊ ተቓዋሚ ሰልፊ ለበር ዝወጸ ሓድሽ ርእይቶ ነጺግዎ። ** ቁጽሪ ስደተኛታት ዩክረይን 5 ሚልዮን በጺሑ... ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፥ መንግስቲ ፌደራል ንዕጽዋ ትግራይ እንዘይከፊቱ ዝኸፍአ ኣዕናዊ ኲናት ከም ዝህሉ ኢንተርናሽናል ክራስስ ግሩፕ ኣጠንቂቑ። ቃለ መሕትት፥ ምስ ዶ/ር ስቴፋኒ ስተጋል ጸሓፊት “The Eritrean Letter Writers መደብ ስፖርትን ካልእን
    52 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (18 መጋቢት 2022)
    ** ፌደራላዊ ሰልፊ ተቓዋሚ ሰልፊ ለበር ዝወጸ ሓድሽ ርእይቶ ነጺግዎ። ** ቁጽሪ ስደተኛታት ዩክረይን 5 ሚልዮን በጺሑ... ** ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ፕረዚደንታዊ ዙር ቱርኪ ኤርትራዊ ዳዊት የማነ ካብ ዝለዓሉ 10 ተቐዳደምቲ ብምዃን ውድድሩ ፈጺሙ
    14 min
  • መንግስቲ ፌደራል ንዕጽዋ ትግራይ እንዘይከፊቱ ዝኸፍአ ኣዕናዊ ኲናት ከም ዝህሉ ኢንተርናሽናል ክራስስ ግሩፕ ኣጠንቂቑ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)
    ኣርእስታት ዜና መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኣምጻእቲ ኣቑሑት ዋጋ ውሕስነት ኮንተይነራት ብሸውዓተ ዕጽፊ ምውሳኹ ተቓውሞ ኣስዒቡ። ቻይና ኣብ ልዕሊ ሸውዓተ ትካላት ንግዲ ኢትዮጵያ ማዕቀብ ኣንቢራ። ኣብ ቤት ማእሰር ዝርከብን ኣቶ በረከት ስምኦን ምግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ የካይድ ከምዘሎ ተገሊጹ፡፡ መንግስቲ ፌደራል ንዕጽዋ ትግራይ እንዘይከፊቱ ዝኸፍአ ኣዕናዊ ኲናት ከም ዝህሉ ኢንተርናሽናል ክራስስ ግሩፕ ኣጠንቂቑ።
    13 min
  • በዓል ትንሳኤ ኣብ መላእ ዓለም ተኸቢሩ።
    ኽርስትያናት በዓል ትንሳኤ ኣብ መላእ ዓለም ከብዕልዎ ዊዒሎም ኣለዉ ፣ ሊቀ ጳጳሳት ፍራንሲስ ነቲ ንዩክረይን ንምውራር ዝግበር ዘሎ ጭካነን ጸልማትን ኮኒኖሞ ። ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ኣብ ሰይንት ባሲሊካ ቅዳሰ ቅድሚ ምግባሮም ምስ ሓደ ዩክሬናዊ ልኡኽ ብውልቂ ተራኺቦም ኔሮም ።
    4 min
  • ጾምን ስፖርተኛታትን፣ ውዕሎ ማራቶናት ሶል፣ ኬፕ ታውንን ኢዝሚርን፣ መንእሰያት ደቀንስትዮ ኢትዮጵያን ውዕሎ ዙር ቱርኪን
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (18/04/2022) * ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ሞስነት ገረመው ኣብ ማራቶን ሶል፣ እንዳለ በላቸው ኣብ ኬፕታውንን ለተብርሃን ሃይላይ ኣብ ቱርኪን ተዓዊቶም፣ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ፕረዚደንታዊ ዙር ቱርኪ ኤርትራዊ ዳዊት የማነ ካብ ዝለዓሉ 10 ተቐዳደምቲ ብምዃን ውድድሩ ፈጺሙ፣ * ኣብ ቀዳማይ እግሪ ሳልሳይ ዙርያ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ዓለም ኩ’እግሪ ፊፋ ት17 መንእሰያት ደቀንስትዮ ኢትዮጵያ ንደቡብ ኣፍሪቃ ብገፊሕ 3-0 ስዒራ ጸብለልታ ሒዛ፣ * ኣብ ሃይማኖታውያን ጾማት ዝሓሸ ኣፍልጦን መረዳእታን እናመጸ ብምኻዱን ሕቶታት ንመሰላት ውሁዳን ሕብረተሰባት ጸቕጥታት ብምሕዳሮምን ረመዳንን ካልኦት እዋናት ጾምን መለክዒ ምዕባለ ለውጢ ኣብ ስፖርት ኮይኖም።
    10 min
  • ”ኢሳያስ ንምንታይ ናብ መስርዕ ጨቆንትን ዲክታተርን ክኣቱ ተቓሊሱ፧ ርእሶም ሃይለ ይኹን ኣነ መልሲ የብልናን።” ዶ/ር ስተፋኒ ስተጋል ጸሓፊት ፡The Eritrean Letter Writers
    ኣውስትራሊያዊት ጸሓፊት ፕሮፌሰር ስተፈን ስተጋል ድማ ኣብ 2021 ብዛዕባ’ቶም ኣብ 3 ጥቅምቲ 2000ዓ/ም ንፕረሲደንት ኤርትራ ብዛዕባ እቲ ብምኽንያት ዶብ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተገብረ ኲናት ኣተሓሕዛኡን ተሓታትነት ክህሉን ዝብሉን ካልእን ዝሓዘ ደብዳበ ጽሒፎም ዘረከቡ ብልሙድ ጉጅለ 13 ወይ ጂ13 ተባሂሎም ዝፍለጡ 13 ሰብ ሞያን ምሁራንን ዝምልከት መጽሓፍ ጽሒፋ ኣላ። ገለ ካብቶም ነቲ ደብዳበ ጽሒፎም ንፕረሲደንት ኢሳያስ ዘቕረቡ፡ ዶ/ር በረኸት ተስፋስላሰ፡ ዶ/ መሓመድ ኬር ዑመር፡ ኣቶ ጳውሎስ ተስፋግዮርጊስ፡ ፍሉጥ ገጣሚ ርእሶም ሃይለን ካልኦትን ይርከብዎም። ኣርእስቲ ናይታ ዶ/ር ስተጋል ዝጸሓፈታ መጽሓፍ “The Eritrean Letter Writers; Dear Mr. President”. ዝብል እዩ። ብዛዕባታ መጽሓፍን ምስኡ ዝተሓሓዝ ጉዳያት ኣዕሊልና ኣለና።
    12 min
  • ትንሳኤ ንምንታይ እዩ ካብ በዓላት ክርስትና እቲ ዝዓበየ በዓል ኮይኑ
    ነቶም በዓለ ስቕለትን ትንሳኤን ተብዕሉ ሰማዕትና ኣቐዲምና ርሑስ በዓል እንቋዕ ኣብቅዓኩም ንብል። ኣባ ተኽለማርያም ተወልደ ካብ ማሕበር ልኡካን ላዛሪስ ኣብ ከባቢ ሶሎሞን ኣይላንድስ መምህርን ሓላፊ ዘርኣ ክህነትን ኮይኖም ዘገልግሉ ንትንሳኤን ስቕለትን ዝምልከት ካብ ዝሃቡና ዕላል ዝተወስደ
    7 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,841 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners