SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ዉዕሎ ወራር ራሻ ኣብ ዩክሬን (ዜናዊ ትንታነ)
    ሩስያ ፡ ኣብ ዩክረይን ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል መወለዳን ህጻናትን መጥቃዕቲ ብምኽፋት ፡ ብውሕዱ 17 ሰባት ኣቑሲላ ። ኣብ ትሕቲ እቲ ፍርስራስ እተቐርቀሩ ቘልዑ ከም ዘለዉ ዝገልጽ ጸብጻብ ኣሎ ። መሻርኽቲ ዩክረይን ንስርዓተ ምክልኻል ኣየር እታ ሃገር ንምብርታዕ ኣብ ዝጽዕራሉ ዘለዋ እዋን ፡ ዓለምለኻዊ ምላሽ ሓያል ኰይኑ ይቕጽል ኣሎ ።
    8 min
  • "ተጋደልቲ ተኾሊለን'የን ናብ ቃልሲ ዝጽምበራ ኔረን።" ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ካብ ዘዛረቡ ዛዕባታት
    ድሕሪ ቃለ-መሕተት ጓል ሻምበል ዝመጸ ምኩላል ደቀንስትዮ ኣብ እዋን ገድሊ። ሽልማት ዋዕሮን ምትብባዕ ኣብ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ንዘተዋስኣ ደቀንስትዮን ከምኡ ድማ ደቂ ተባዕትዮን። ኣብ ትግራይ ብስም ህዝቢ ምሕጋዝ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኰይኖም፡ገንዘብ ህዝቢ እናተቐበሉ ኣብ ውልቀ መዓላ ዘውዕልዎ ሰባትን ኣብ ጉዳይ ናብ ትግራይ ብዘይ ሕጋውያን ደላሎ ዝግበር ናይ ሓዋላ ስራሕን ተቃውሞ ተጋሩ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ። ዝብሉ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ ሚድያታት ከዘራርቡ ዝቐነዩ ዛዕባታት ምስ መምህር ዮሴፍ ወርቀ ተዘትይሎም ኣሎ።
    13 min
  • "ሕልመይ ካብ ማ/ሰብና ተወዳደርቲ ሓምበስቲ ቆልዑ ምፍራይ'ዩ።" ሶፊያ ኢዮብ ካብ ተመሃሪት ናብ መምህር ምሕምባስ
    ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመት'ያ ናብ ኣውስትራሊያ መጺኣ። ካብ ኣፍሪቃ ክትመጽእ'ከላ ምሕምባስ ኣይትኽእልን ኔራ። ናይ ዲግሪ ትምህርታ እናተማህረት፡ ከም መዕረፊን ኣካላዊ ምንቅስቓስ ክኾና ምሕምባስ ተማሂራ ንመሐንበሲ ከባቢታት ትዘናግዓሉ ስፍራ ጌራቶ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ርእሲ'ቲ ብዝተመረቐትሉ ሞያ ትሰርሓሉ ስራሕ፡ መምህር ምሕንባስ ቆልዑ ኮይና ትሰርሕ ኣላ። ጥቕሚ ምሕምባስ ኣዕሊላትና ኣላ።
    13 min
  • ንርእስኻ ካብ ብኦንላይን ዝመጽእ ምትላል ብኸመይ ተኸላኸል፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ
    ስካሞርከስ ወይ መታለልቲ ናይ ኦንላይን ኣብ እዋን ለበዳ ኮቪድ-19 ንፍርሒ ሰባት ንረብሓኦም ከምዝውዕል ይጥቀምሉ ኣለዉ ። እቲ ልሙድ ምትላል ፡ ብሕታዊ ሓበሬታ ንምርካብ ፡ ብኦንላይን ዝግበር ዕዳጋ ፡ ከምኡ እውን ናይ ጥሮታ ገንዘብ የጠቓልል ። ኣብዚ ትሕዝቶ ነቲ ምትላል ከመይ ከምትፈልጦን ብኸመይ ንርእስኻ ትከላኸልን ዝገልጽ እዩ ።
    14 min
  • ፕ/ት ዘለንስኪ ሓይልታት ሩሲያ ሰኑይ ንናይ ዩክሬይን መከላኸሊ ትካላት ከጥቅዑ ትጽቢት ይገብር ። (ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 7 መጋ 22)
    ** ሓይልታት ሩስያ ንዝሓዝዎ ትካል ኑክሌስ ዩክሬና፡ ኣብ ትሕቲ ኣዘዝቲ ሩስያዊያን ኮይኖም ፡ራሕተኛታት ዩክሬናዊ ያን ኣብ የካይድዎ ኣለዉ ። ** ሬሳ ናይቲ ፍሉጥ ተጻዋቲ ክርኬትን መርኣያ ስፖርት መልበርን ዝኾነ ሸን ዋርነ ፡ ንመስርሕ መርመራ ክጅምር ኣብ ከተማ ሱራት ታኒ ኣትዩ ኣሎ ** ሓይሊ ዕማም ጸጥታን ድሕነትን ኢትዮጵያ ኣብ በዓላት ዝኽሪ ዓድዋን ካራማራን ብሄር ኣብ ልዕሊ ብሄር ሃይማኖት ኣብ ልዕሊ ሃይማኖት ከባእሱ ዝፈተኑ ዝበሎም ይኣስር ** ኣብ መክሲኮ ዝተገብረ ጸወታ ኲዕሶ እግሪ ብዝተፈጥረ ዕግርግር ብዙሓት ቆሲሎም
    15 min
  • “ኣብ ትግራይ መሰል ናጽነት ህዝቢ መሊሱ ከይጭወ ካብ ሕጂኡ ናይ ነፍስወከፍ ሰብ እጃም ክንጸባረቕ ኣለዎ።” ስየ ኣብርሃ (ካብ ጸብጻብ ልኡኽና
    ካልኦት ኣርእስታት፥ ኣሜሪካ፣ ሕጂውን ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጹ ሓቲታ። ብካልእ ዜና ሃገራት ኣፍሪቃ ንሩስያ ክኹንና ፀዊዓ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ሞንጎ ዕጡቓት መንግስትን ፋኖ ብዝብል ስም ዝጽዉዑ ዕጡቓትን ብዝተወለዐ ጎንጺ ሓደ መራሒ ፋኖ ተቐቲሉ፣ ብዙሓት ውን ከም ዝተኣስሩ ተሓቢሩ። ብካልእ ዜና፣ ኣብ ክልል ብንሻጉል ጊሙዝ 12 ተጋሩ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ከም ዝተረሸኑ ተሰሚዑ። ምምሕዳር ሲዳማ ኣስታት150 ሓለፍቲ መንግስቲ ካብ ስራሕ ሰጒጉ ንካልኦት ልዕሊ 200 ሓለፍቲ ድሚ መጠንቀቕታ ሂቡ።
    9 min
  • ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ፓሪስ-ኒስ ካብ'ቶም ዝለዓሉ 10 ኣትዩ፣ ሰሎሞን ባሬጋ ኣብ ስፐይን ተዓዊቱ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (07/03/2022) * ናይ መወዳእታ ውድድራት ጉያ እግሪ 2022 ወርቃዊ ዑደት ውሽጢ ኣዳራሽ ኣትለቲክስ ዓለም ዝሓለፈ ሰሙን ተኻይዶም ኢትዮጵያዊ ሰሎሞን ባሬጋ ተዓዊቱ፣ * ቅድድም ብሽግለታ ካናዳ ኣብ ኩሎም ኣብ ውሽጢ’ታ ሃገር ዝካየዱ ብሕብረት ቅድድም ብሽግለታ ዝጸደቑ ቅድድማት ተሳትፎ ሩስያን ቤላሩስን ክኽልክል ምዃኑ ኣፍሊጡ፣ * ቅ/ብ ፓሪስ-ኒስ ተጀሚሩ ቢንያም ግርማይ ዝድነቕ 6ይ ወጺኡ፣ * ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ፊፋ ት17 መንእሰያት ደቀንስትዮ ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ን1ይ እግሪ ገጢመን ማዕረ 2-2 ተፈላልየን፣ * ኤርትራ ካብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2023 ከምዘንሰሓበት ድሕሪ ምፍላጣ መጋጥምታ ዝነበረት ቦትስዋና ናብ ዝቕጽል ምድባዊ መጻረዪ ግጥማት ብቐጥታ ሓሊፋ፣ * ህቡብ ኣውስትራልያዊ ኮኾብ ክሪኬት ሸይን ዎርን ሃንደበት ብሕማም ልቢ ክኸውን ዝኽእል ኣብ መበል 52 ዓመቱ ዓሪፉ፣ መንፍዓቱ ኣብ ሜዳን ጌጋታት ህይወቱ ካብኡ ወጻኢን ንታሪኹ ከመይ ይጸልዎ
    11 min
  • ኣብ ግብጺ 98 ኣንስትዮ ደያኑ ኣባላት ባይቶ ፍርዳዊ ኣካል ኮይነን።
    ቴስዓን ሸሞንተን ዝዀና ኣንስቲ ኣብ ታሪኽ ፍርዳዊ ጕዳያት እታ ሃገር ኣገዳሲ ስጕምቲ ዝተባህለሉ ኣብ ቀዳመ-ሰንበት (6 መጋቢት) ኣብ ባይቶ መንግስቲ ግብጺ ወንበር ረኺበን ። እዚ ኣብታ ሃገር ዘሎ ናይ ጾታ ጋግ ንምጽባብ ክሕግዝ እዩ ተባሂሉ።
    5 min
  • "እቶም ዝበለጹ ሃየስቲ ንኣሽቱ ቆሎኡ እዮም።" ዝርርብ ምስ ናይ ብዙሓት መጻሕፍቲ ጸሓፊት ወ/ሮ ምንያ ጸጋይ (ወዲ ጸጋይ)
    ብዙሓት ንቖልዑ ዝኾኑ መጻሕፍቲ፡ ጽውጽዋያት መቦቆላዊያንን ትርጉምን ከም ኡውን ልብወለዳት ዝጸሓፈት እያ። ኣብ ሱሳታት ናይ ኲዕሶ ዳኛ፡ ብመኮንን ጥዕና ካበተን ንፈለማ ኣብ ጎንደር ከይዳ ዝተማህረት፡ ኣብዚ ቅሩብ እዋን መበል ሓምሳ ዓመት ናይ ሓዳራ ምስ በዓል ቤታ ዝጸምበለት ነባሪት ሽወደን እያ። ብምኽንያት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ንወ/ሮ ምንያ ጸጋይ ተመኩሮ ህይወታን ስርሓን ኣካፊላትና ኣላ።
    28 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,829 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners