
Sign up to save your podcasts
Or


ኣብ ኣውስትራሊያ ህይወት ንምጥያስ ኣብዝግበር መስርሕ ትምህርቲ ምሕንባስ ቀዳምነት ዝወሃቦ ኣይመስልን ይኸውን ። ይኹን እምበር: ከም ሓቂ ግን ካብ ኣውስትራልያ ቁጽሪ ናይቶም በብዓመቱ ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ዝሞቱ እቶም ዝበዝሑ እቶም ካብ ወጻኢ ተወሊዶም ዝመጹ ሰባት እዮም ።
ኣብ ኣውስትራሊያ ምሕንባስ ኣገዳሲ ናይ ሂወት ክእለት እዩ ። ኣብ ዝኾነ ዕድመ ምሕንባስ ምኽኣል ካብ ምጥሓል ይከላኸለልካ ጥራይ ዘይኮነ ንስድራቤትኻ ክከላኸለልካን ኣብ ናይ ኣውስትራሊያ ህይወት ብምትእምማን ንኽትነብር ይሕግዘኻ እዩ ።
From the publisher's feed

4 Listeners

10 Listeners

9 Listeners

111,841 Listeners

0 Listeners

1 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

3 Listeners

0 Listeners

1 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners