SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ኣስተምህሮ ስኒ ምስ ዶ/ር ገነት፡ መዓስን ንመንን'ዩ ምእሳር ስኒ (Braces)ን ምትካእ (Denture) ዝግበር፧
    ምስ ሓኪም ስኒ ምስ ዶ/ር ገነት እንድርያስ፡ ንገብሮ ዘለና ዕላል ብምቕጻል ሎሚ መቐጸልታ ናይ ዝሓለፈን ዝመጽእን ኣብቲ ናታ ፍሉይ ክእለት ወይ ስፐሺያሊቲ ዘተኮረ ብዛዕባ ንዝተበላሸወ ስኒ ንምዕራይን ንምትካእ ዝግበር ወይ ደንቹር ከምኡውን ብዛዕባ ምእሳር ስኒ (Braces) ዝምልከት ምስ ዶ/ር ገነት ዕላልና ክቕጽል እዩ።
    10 min
  • ኣስተምህሮ ስኒ ምስ ዶ/ር ገነት፡ መዓስን ንመንን'ዩ ምእሳር ስኒ (Braces)ን ምትካእ (Denture) ዝግበር፧

    ምስ ሓኪም ስኒ ምስ ዶ/ር ገነት እንድርያስ፡ ንገብሮ ዘለና ዕላል ብምቕጻል ሎሚ

    መቐጸልታ ናይ ዝሓለፈን ዝመጽእን ኣብቲ ናታ ፍሉይ ክእለት ወይ ስፐሺያሊቲ ዘተኮረ ብዛዕባ ንዝተበላሸወ ስኒ ንምዕራይን ንምትካእ ዝግበር ወይ ደንቹር ከምኡውን ብዛዕባ ምእሳር ስኒ (Braces) ዝምልከት ምስ ዶ/ር ገነት ዕላልና ክቕጽል እዩ።

    10 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (28 ለካቲት 2022)
    ኣርእስታት ዜና፥ ** ናያ ሩሲያ ፕረሲደንት ቪላድሚር ፑቲን ኣጽዋር ኑክሌስ ኣብ ልዕል ተጠንቀቕ ክጸንሒ ኣዚዙ ** ኣብ ኲንስላንድ ብኸቢድ ዝናብን ውሒዝን ዝተጸልዉ ነበርቲ መንግስቲ ሓገዝ ክገብረሎም ምዃኑ ኣፍሊጡ ** መንግስቲ ኣውስትራሊያ ብመልክዕ ወተሃደራዊ ናውትን ሕክምናዊ ናውትን ናብ ዩክረይን ንምልኣኽ ናይ 3 ሚልዮን ዶላር ኣሜሪካ ናብ ኔቶ ከምዝልኣኽ ኣፍሊጡ ። * * * ሊቨርፑል ን ቸልሲ ብ ምስዓር ዋንጫ ሊግ እንግሊዝ ዓቲራ ።
    19 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (28 ለካቲት 2022)

     ኣርእስታት ዜና፥

    ** ናያ ሩሲያ ፕረሲደንት ቪላድሚር ፑቲን ኣጽዋር ኑክሌስ ኣብ ልዕል ተጠንቀቕ ክጸንሒ ኣዚዙ

     

     

    ** ኣብ ኲንስላንድ ብኸቢድ ዝናብን ውሒዝን ዝተጸልዉ ነበርቲ መንግስቲ ሓገዝ ክገብረሎም ምዃኑ ኣፍሊጡ

     

    ** መንግስቲ ኣውስትራሊያ ብመልክዕ ወተሃደራዊ ናውትን ሕክምናዊ ናውትን ናብ ዩክረይን ንምልኣኽ ናይ 3 ሚልዮን ዶላር ኣሜሪካ ናብ ኔቶ ከምዝልኣኽ ኣፍሊጡ ።

     

     

    * * * ሊቨርፑል ን ቸልሲ ብ ምስዓር ዋንጫ ሊግ እንግሊዝ ዓቲራ ።

    19 min
  • መራሕቲ ክ/ትግራይን መራሕቲ ፈደ/ኢትዮጵያን ነቲ ህድእ ኢሉ ዝጸንሐ ኩናት ክቕጽሉዎ ቅድመኩነት የቐምጡ ኣለዉ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)
    ኣርእስተ ዜና፥ ቱርኪ ንሰላምን ርግኣትን ኢትዮጵያ ክትሕግዝ ቅርብቲ ከም ዝኾነት ኣፍሊጣ። ዩናይትድ ዓረብ ኤሚረትስ ብወገና 35 ቶን ረድኤት መግቢ ናብ ትግራይ ኣብጺሓ። ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ ዝነበሩ ብርጋዴር ጀነራል ተፈራ ማሞ ፍሉይ ሓይሊ ናይቲ ክልል ኮነ ተባሂሉ ክብተን ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ከሲሶም። እቶም ኣብዚ ቀረባ እዋን ካብ መዝነቶም ተኣልዮም ካልእ መዝነት ተዋሂቡዎ ዝተሓሰሙ መራሒ ኣብ ውሽጢ ሰራዊት ኢትዮጵያ ደገፍቲ ህወሓት ዝኾኑ ኣዘዝቲ ኣለዉ ኢሎም።
    8 min
  • መራሕቲ ክ/ትግራይን መራሕቲ ፈደ/ኢትዮጵያን ነቲ ህድእ ኢሉ ዝጸንሐ ኩናት ክቕጽሉዎ ቅድመኩነት የቐምጡ ኣለዉ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

    ኣርእስተ ዜና፥

    ቱርኪ ንሰላምን ርግኣትን ኢትዮጵያ ክትሕግዝ ቅርብቲ ከም ዝኾነት ኣፍሊጣ።

     

     

    ዩናይትድ ዓረብ ኤሚረትስ ብወገና 35 ቶን ረድኤት መግቢ ናብ ትግራይ ኣብጺሓ።

     

     

    ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ ዝነበሩ ብርጋዴር ጀነራል ተፈራ ማሞ ፍሉይ ሓይሊ ናይቲ ክልል ኮነ ተባሂሉ ክብተን ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ከሲሶም።

     

    እቶም ኣብዚ ቀረባ እዋን ካብ መዝነቶም ተኣልዮም ካልእ መዝነት ተዋሂቡዎ ዝተሓሰሙ መራሒ  ኣብ ውሽጢ ሰራዊት ኢትዮጵያ ደገፍቲ ህወሓት ዝኾኑ ኣዘዝቲ ኣለዉ ኢሎም።

    8 min
  • ፕረ/ፑቲን ኑክለሳዊ ኣጽዋር ኣብ ልዑል ተጠንቀቕ ክህሉ ድሕሪ ምእዛዝ፡ ባይቶ ጸጥታ ህጹጽ ኣኼባ ጸዊዑ።
    ሕብረት ኤውሮጳ ሩስያ ብትገብሮ ዘላ ናይ ወራር ስጉምትታት ፡ ኣብ ልዕሊኣ ማዕቀብ የትርርን ንፈለማ እዋን ንዩክረይን ዘድሊ መሳርሒ ኲናት ንምቕራብ ኣጽዋር ብእተማልአ መገዲ ኽምወል ወሲኑ ። ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ከም ኣካል እቲ ንሩስያ በይና ኮይና ከምተገለለት ንምርኣይ ፡ ምዕራባውያን መሻርኽቲ ዲፕሎማስያዊ ወፍሪ ኣብ ዘካይዳሉ ዘለዋ እዋን ፡ ህጹጽ ኣኼባ የካይድ ኣሎ ።
    6 min
  • ፕረ/ፑቲን ኑክለሳዊ ኣጽዋር ኣብ ልዑል ተጠንቀቕ ክህሉ ድሕሪ ምእዛዝ፡ ባይቶ ጸጥታ ህጹጽ ኣኼባ ጸዊዑ።

    ሕብረት ኤውሮጳ ሩስያ ብትገብሮ ዘላ ናይ ወራር ስጉምትታት ፡ ኣብ ልዕሊኣ ማዕቀብ የትርርን  ንፈለማ እዋን ንዩክረይን ዘድሊ መሳርሒ ኲናት ንምቕራብ ኣጽዋር ብእተማልአ መገዲ ኽምወል ወሲኑ ።

     

    ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ከም ኣካል እቲ ንሩስያ በይና ኮይና ከምተገለለት ንምርኣይ ፡ ምዕራባውያን መሻርኽቲ ዲፕሎማስያዊ ወፍሪ ኣብ ዘካይዳሉ ዘለዋ እዋን ፡ ህጹጽ ኣኼባ የካይድ ኣሎ ።

    6 min
  • ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ንዙር ሩዋንዳ ዓብሊሎሞ፣ ናትናኤል ተስፋጽዮን ሻምፒዮን ብምዃን ቢጫ ማልያ ለቢሱ

    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (28/02/2022)

    * ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ መንገዲ 10ሽሕ ሜትሮ ሓድሽ ክብረወሰን ከተምዝግብ እንከላ ኤርትራዊት ራሄል ዳንኤል ከኣ ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ መሮር ተዓዊታ፥

    * ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ ዙር ሩዋንዳ ብዓብላሊ ተዓዊቶም፣ ናትናኤል ተስፋጽዮን ድርብ ጽዋዕ ብምዕታር ብሉጽ ኣፍሪቃዊን ብሉጽ መንእሰይን ተቐዳዳማይ ኮይኑ ክዕወት እንከሎ ሄኖክ ምሉእብርሃን ከኣ ኣብ ምድብ መንእሰያት ካልኣይ ወጺኡ:

    * ኣብ ዙር ኢማራት ዓረብ ዝተቐዳደመ መርሃዊ ቅዱስ ከኣ ዘዕግብ ውጽኢት ኣመዝጊቡ፥

    * ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ተኸቲሎም ዝውሰዱ ዘለው ናይ እገዳን ምሕሳምን ስጉምቲታት ንስፖርት ዓለምና ኣብ ማእከል ዝገበሩ ብምዃኖም ስፖርት፣ ሰብኣዊ መሰላት፣ ፖለቲካን ቁጠባን ኣብ ሓደ እዋን ቆላሕታ ረኺቦም ትኹረት ዓለም ዝሰሓብሉ ኮይኑ፡

    15 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,820 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners