
Sign up to save your podcasts
Or


ካብዚ ቐጺሉ ዝቐርብ ትሕዝቶ ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መደብና’ዩ፡ ናይ ሎሚ ኣርእስቲ፥
“ኣህጉራዊያን ተመሃሮ ናብ ኣውስትራሊያ መጺኦም ክመሃሩ ንምትብባዕ፡ ቀሊል ናይ ቪዛ ሕድገታትን ካልእ መተባብዒን ተተኣታቱ፣”
ኣውስትራሊያ ድሕሪ ናይ ክልተ ዓመታት ናይ ዶብ ቀይድታት ንኣህጉራውያን ተማሃሮ ማዕጾኣ ከፊታቶ ኣላ ።
እቲ መንግስቲ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኣውስትራሊያ ንዓለምለኸ ተማሃሮ ናብ ሃገሮም ንኽምለሱ ዶባት ድሕሪ ምቕላሉ ነቶም ናይ ተማሃሮ ቪዛ ዝሓዙ ጉዕዞኦም ስሉጥ ክኸውን ዝቐለለ ናይ ቪዛ መስርሕ ከምዝኸውን ኣፍሊጡ ።
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንፓርላማ ሃገሩ ካብ ዝበሎ፥
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሰላም ክመጽእ እንተኾይኑ ፤ ኢትዮጵያ ዘይብሉ ሰላም ንምውሓስ ከቢድ እዩ። ካብቲ 110 ሚልዮን ህዝቢ እቲ 10 ሚልዮን እንተፈሲሱ መከራ ዩ ዝወልድ። ስለዚ ሰላም ዝደሊ ሓይሊ ክተሓባበር ይግብኦ። ዝጠቕሞ ውን ዩ።"
ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ንፓርላማ ሃገሩ ካብ ዝሃቦ መብርሂ ዝተወስደ።
ዝርርብ ምስ ህወሓት ብዝምልከት
"ብኩናት ኮነ ብዝርርብ ዕላማና ኢትዮጵያ ንምድሓን ክሳብ ዝኾነ ስምዒታትና ውሒጥና ምዝርራብ እንተተኻኢሉ ብታሕጓስ ምርኣይ የድሊ እዩ።"
** ኣብ መላእ ከተማ ሲድኒ ዝግበር ዘሎ ናይ ባቡራት ደው ምባል ተቓዉሞ ብመራሕቲ ይኹነን።
** ኣውስትራሊያ ድሕሪ ክልተ ዓመት ዶባታ ንበጻሕቲ ሃገር ከፊታ
** ኦሎምፒክ ዊነት በይጂንግ ተዛዚሙ
ኣርእስቲ ዜና፥
ኢትዮጵያ ካብ ግድብ ህዳሴ 375 ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤለክትሪክ ክትረክብ ከም ዝጀመረት ኣፍሊጣ።
ግብጽን ሱዳንን ብወገነ እታ ሃገር ንስሉሳዊ ስምምዕ 2015 ጥሒሳ ብምባል ይቃወምኦ ኣለዋ።
ኤርትራ: ዞባውን ዓለማውን ምዕባለታት ጥዕና ዝያዳ ክትሰርሐሉ ከም ዝተበገሰት ሚንስትሪ ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ኣብዚ ሰላሳ ዓመት ዘይተራእየ ደርቂ ን7 ሚልዮን ህዝቢ ተጸባዪ ረድኤት ገይሩ ኣሎ ተባሂሉ።
ኣልሸባብ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኬንያን ብሽፋን ሃይማኖት ከብጽሖ ዝኽእል መጠን ስግኣት መጥቃዕቲ ናብ 17% ከም ዝበረኸ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
ኣቶ ደመቀ መኮነን ንኢትዮጵያ ዘጓነየ ዝበሉዎ ፎረም ቀይሕ ባሕሪ ብምቅዋም ኢትዮጵያ ትርከበሉ ሓዱሽ ሕብረት ክቐውም ጸዊዖም።
ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ
From the publisher's feed

4 Listeners

10 Listeners

9 Listeners

111,820 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

3 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners