
Sign up to save your podcasts
Or


ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (21/02/2022)
* ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት እጅጋየሁ ታየን በሪሁ ኣረጋዊን ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ መንገዲ 5ኪሜ ዘመዝገብዎም መዝገባት ዓለም ጸዲቖምሎም፥
* ኣብ ስፐይን ዓመታዊ ቅድድም ብሽግለታ ቩወልታ ኣ ኣንዳሉሲያ ሩታ ሲክሊስታ ደል ሶል ተኻይዱ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይን ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይን ተሳቲፎሞ:
* ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ዙር ሩዋንዳ ኣይትሳተፍን ኣላ፣ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ግን ብመንገዲ ጋንታታቶም ኣቢሎም ይሳተፉ’ለዉ:
* ኣፍሪቃውያን ኣትሌታት ኣብ ግጥማት ኦሎምፒክስ ሓጋይ ብዝበዝሐ ክሳተፉን ነቲ ስፖርት ኣፍሪቃውያን ደገፍቲ ክስዕብዎን እንታይ ክግበሩ ኣለዎም
ሶክቶር ኣደራጀው ሓዲስ ኣቦ ወምበር ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንን፡ ኣቶ ሙሉጌታ ደሞዝ ኣቦ ወምበር ጥምረት ማሕበረሰብ ትግራይ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን፡ ብዛዕባ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝተገብረ ሰላማዊ ሰልፊን በዓል ለካቲት 11 ን ብሓፈሻ ድማ ህሉውን መጻኢን ትግራይ ኣመልኪቶም ምስ SBS ትግርኛ ዝተገብረ ቃለ መሕትት።
** ኣመሪካን NATOን ራሻ ሰራዊታ ካብ ዶብ ዩክሬን ኣይሰሓበትን ኢሎም
** ኣብ ኣውስትራሊያ ብ ኮቪድ-19 ዝሞቱ ሰባት እቶም ዝበዝሑ ካብ ማሕበረሰባት ስደተኛታት ምዃኑ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ።
** ኣብ ዋና ኸተማ ሶማሊያ ኣብ መቅዲሾ ዝርከቡ መደበራት ፖሊስን ናይ ጸጥታ መሐለዊ ቦታታትን ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ትሽዓተ ሰባት ምቕታሎም ፖሊስ ኣፍሊጡ።
ኣርእስታት ዜና
ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣብዪ ኣሕመድ ብራስለስ ኣትዩ።
በዓል መዚ ሓለዋ ሓድግታት ኢትዮጵያ እቶም ኣብዚ ቅንያት ካብ ትግራይ ከም ዝተሰርቁ ዝእመነሎም ብኦንላይን ክሽየጡ ዝወጹ ጥንታውያን ሓድግታት ካብ ኤርትራ ዝተሰርቁ ከይኮኑ ኣይተፉን ዝብል መብርሂ ሂቡሎም።
መንግስቲ ክልል ኦሮምያ ብሽም ኢትዮጵያዊነት ህዝቢ ምስ ህዝቢ የገራጭዉ ኣለዉ ንዝበሎም ማዕኸናት ዜና ኣጠንቂቑ።
መንግስቲ ኢትዮጵያ ብጉልባብ ህጹጽ እዋን ዝተኣሰሮም ሰባት ክፈትሕ ኣሜሪካ ፀዊዓ።
ሓይልታት ኣምሓራ ኣብቲ ክልል ፍሉይ ዞባ ኦሮሞ ንዝነበሩ ሰላማውያን ዜጋታት ብሕቡእ ብኣልማማ ይቕትሉ ከም ዘለዉ ዝገልጽ ጸብጻብ ይቃላሕ ኣሎ።
ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።
From the publisher's feed

4 Listeners

10 Listeners

9 Listeners

111,820 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

3 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners