SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ናይዚ ሰሙን ኣዛረብቲ ዛዕባታት ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ምስ መም/ ዮሴፍ ወርቀ

    ኣብ መንጎ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባን ላዕለዎት ተጸወዕቲ እምነት ተዋህዶ ኣብ ኢትዮጵያ

    ኣብዚ ጉዳይ እዚ ንኩነታት ኢትዮጵያ ካብ ዓሌታዊ ኣርኣእያታት፡ናብ ሃይማኖታዊ ኣጠማምታታት ዝዘምበለ ተርእዮታት ብብዝሒ ይርአ ኣሎ።

    ብተወሳኺ ትግራይ ካብ ላዕለዋይ ተጸዋዒ እምነት ተዋህዶን እስልምናን ኢትዮጵያ ብመገዲ መራሕቲ ሃይማኖታ ኣቢላ ርክብ ደው ከምዘበሎ ብወግዒ ሓቢሮም።

    ኣብክልልሶማልዘሎተርእዮ፡ ካብመፈንቐለመንግስቲክሳብድርቂ።  ብልጽግናኣብቲክልልክልተምስንጣቁ። ነዚከዝሓሕሉፕረሲደንትእታሃገር፡ ቀዳማይሚንስተርን ፕ.ክልልኦሮምያኣብቲክልልምብጽሖም።

    ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዛራቢት ዘላ ጉዳይ፡ኣብ መንጎ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባን ላዕለዎት ተጸወዕቲ እምነት ተዋህዶ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ጉዳይ እዚ ንኩነታት ኢትዮጵያ ካብ ዓሌታዊ ኣርኣእያታት፡ናብ ሃይማኖታዊ ኣጠማምታታት ዝዘምበለ ተርእዮታት ብብዝሒ ይርአ ኣሎ። ብተወሳኺ ትግራይ ካብ ላዕለዋይ ተጸዋዒ እምነት ተዋህዶን እስልምናን ኢትዮጵያ ብመገዲ መራሕቲ ሃይማኖታ ኣቢላ ርክብ ደው ከምዘበሎ ብወግዒ ሓቢሮም።      Enter Yossief 
    13 min
  • ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ፥#2 ኣበሃህላ ኣብ ድሮ ሓድሽ ዓመት ዕድመ ንዘይምቕባል

    ዕድመ ክትቅበል ዘይትኽእል ወይ ዘይትደሊ እንተ ዄንኻ ፡ እንታይ ከም እትብል ተምሃር ። ኣብ ርእሲ እዚ: ኣብ ድሮ ሓድሽ ዓመት ፍርቂ ለይቲ ኣየነይቲ ህብብቲ መዝሙር ከም እትዝመር ፍለጥ ። እዚ ትምህርቲ እዚ ፡ ነቶም ኣብ ማእከላይ ደረጃ ንዚርከቡ ቁንቋ ዝላመዱ እዩ ዝጠቅም ።

    14 min
  • ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ፥#2 ኣበሃህላ ኣብ ድሮ ሓድሽ ዓመት ዕድመ ንዘይምቕባል
    ዕድመ ክትቅበል ዘይትኽእል ወይ ዘይትደሊ እንተ ዄንኻ ፡ እንታይ ከም እትብል ተምሃር ። ኣብ ርእሲ እዚ: ኣብ ድሮ ሓድሽ ዓመት ፍርቂ ለይቲ ኣየነይቲ ህብብቲ መዝሙር ከም እትዝመር ፍለጥ ። እዚ ትምህርቲ እዚ ፡ ነቶም ኣብ ማእከላይ ደረጃ ንዚርከቡ ቁንቋ ዝላመዱ እዩ ዝጠቅም ።
    14 min
  • ኣብ ኣውስትራሊያ ንዝዓብዩ ቋንቋኦምን ባህሎምን ንምዕቃብ ምሕጋዝ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
    ጠቕሚ ናይ ብዝሓ ቋንቋ ትምህርቲ ብዝግባእ ተጸኒዑ እዩ። እንተኽዕነ ባህላዊ መንነት ንምዕቃብ ኣብ ወጻኢ ንዝውለዱ ቆልዑ ነዚ ክርዕምዎ ግና ኣብቲ ናይቲ ቆልዓ ድሌት ዝምርኮስ ምዃኑ’ውን እቶም መጽናዕቲታት የረጋግጹ።
    11 min
  • ኣብ ኣውስትራሊያ ንዝዓብዩ ቋንቋኦምን ባህሎምን ንምዕቃብ ምሕጋዝ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

    ጠቕሚ ናይ ብዝሓ ቋንቋ ትምህርቲ ብዝግባእ ተጸኒዑ እዩ። እንተኽዕነ ባህላዊ መንነት ንምዕቃብ ኣብ ወጻኢ ንዝውለዱ ቆልዑ ነዚ ክርዕምዎ ግና ኣብቲ ናይቲ ቆልዓ ድሌት ዝምርኮስ ምዃኑ’ውን እቶም መጽናዕቲታት የረጋግጹ።

    11 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (14 ለካቲት 2022)

    **ኣብ ዩክሬን ዝርከቡ ኣውስትራሊያዊያን ብህጹጽ ክወጹ ጸዋዕታ ቀሪቡ።

     

    ** Novavax ክታበት ኮቪድ-19 ሎሚ ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ክዝቢ ክኽተቦ ጀሚሩ

     

    ** S-B-S ካብ ሎሚ ምሸት [14 ለካ.] ጀሚሩ ብዓረብኛን ብማንዳሪንን ዝቐርብ ክልተ ሓድሽ ናይ ተለቪዥን ዜና መጽሐት ይጅምር ኣሎ ።

    15 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (14 ለካቲት 2022)
    **ኣብ ዩክሬን ዝርከቡ ኣውስትራሊያዊያን ብህጹጽ ክወጹ ጸዋዕታ ቀሪቡ። ** Novavax ክታበት ኮቪድ-19 ሎሚ ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ክዝቢ ክኽተቦ ጀሚሩ ** S-B-S ካብ ሎሚ ምሸት [14 ለካ.] ጀሚሩ ብዓረብኛን ብማንዳሪንን ዝቐርብ ክልተ ሓድሽ ናይ ተለቪዥን ዜና መጽሐት ይጅምር ኣሎ ።
    15 min
  • “ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ትግራይ ናይ ገዛእ ርእሳ ሲኖዶስ ከተቕውም እያ።” ቤት ክህነት ትግራይ
    ዝሓለፈ ሰሙን ላዕለዋይ ቤተክህነት ንምምስራት ምድላዋት ከም ዝተገብረ ምግላጻ ይዝከር። መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝወሰዶ ዋጋ ባጤራ ናይታ ሃገር ናይ ምንካይ ውሳኔ ዒላምኡ ከም ዘይወቕዐ ተገሊጹ። ዋጋ ብር ኢትዮጵያ ኣብዚ ክልተ ዓመት ውሽጢ ጥራሕ ብ58% ከም ዝነከየ ይግለጽ ኣሎ። ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዴቪድ ሳተርፊልድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሱ ክኸይድ መዲቡ።
    6 min
  • “ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ትግራይ ናይ ገዛእ ርእሳ ሲኖዶስ ከተቕውም እያ።” ቤት ክህነት ትግራይ

    ዝሓለፈ ሰሙን ላዕለዋይ ቤተክህነት ንምምስራት ምድላዋት ከም ዝተገብረ ምግላጻ ይዝከር።

     

    መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝወሰዶ ዋጋ ባጤራ ናይታ ሃገር ናይ ምንካይ ውሳኔ ዒላምኡ ከም ዘይወቕዐ ተገሊጹ።

     

    ዋጋ ብር ኢትዮጵያ ኣብዚ ክልተ ዓመት ውሽጢ ጥራሕ ብ58% ከም ዝነከየ ይግለጽ ኣሎ።

     

    ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዴቪድ ሳተርፊልድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሱ ክኸይድ መዲቡ።

    6 min
  • ገዳይምን ትስፉዋት መንእሰያትን ዝተዓወትሉ ፍርቂ ማራቶን ኣብ ምጽዋዕ ተኻይዱ፤ ኣብ ማራቶን ሌጎስ ኡልፋታ ደሬሳ ተዓዊቱ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (14/02/2022) * ኢትዮጵያዊ ኡልፋታ ደሬሳ ገለታ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ናይጀርያ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን ሌጎስ 'ኣክሰስ ባንክ ሌጎስ ሲቲ ማራቶን' ተዓዊቱ: * መበል 32 ዓመታዊ ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ንምብዓል ኣብ ከተማ ምጽዋዕ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ውድድር ጉያ እግሪ ፍርቂ ማራቶን ምብራቕ ኣፍሪቃ 2022 ሳምሶን ኣማረን ናዝሬት ወልዱን ተዓዊቶም: * ዓመታዊ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ኣንታልያ ኣብ ቱርኪ ተኻይዱ ኤርትራዊ ሄኖክ ምሉእብርሃን ሓምሻይ ደረጃ ሒዙ ብምውዳእ ዝድነቕ ውጽኢት ኣመዝጊቡ: * ሻምፒዮናታት ውሽጢ ሃገር ቅድድም ብሽግለታ መንእሰያት ወይ ጁኒየር 2022 ኣብ ኤርትራ ተኻይዶም ኣድያም ዳዊትን ኣኽሊሉ ኣረፋይነን ተዓወትቲ ኮይኖም: * ኤርትራዊ ቀዳማይ ኦሎምፒካዊ ስፖርታት ሓጋይ ሻነን-ዖቕብናይ ኣበዳ ኣብ በይጂንግ ቻይና ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድራት ኦሎምፒክስ ሓጋይ 2022 ኣብ ምንሽርታት በረድ ንኤርትራ ወኪሉ ተወዳዲሩ
    10 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,820 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners