SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ገዳይምን ትስፉዋት መንእሰያትን ዝተዓወትሉ ፍርቂ ማራቶን ኣብ ምጽዋዕ ተኻይዱ፤ ኣብ ማራቶን ሌጎስ ኡልፋታ ደሬሳ ተዓዊቱ

    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (14/02/2022)

    * ኢትዮጵያዊ ኡልፋታ ደሬሳ ገለታ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ናይጀርያ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን ሌጎስ 'ኣክሰስ ባንክ ሌጎስ ሲቲ ማራቶን' ተዓዊቱ:

    * መበል 32 ዓመታዊ ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ንምብዓል ኣብ ከተማ ምጽዋዕ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ውድድር ጉያ እግሪ ፍርቂ ማራቶን ምብራቕ ኣፍሪቃ 2022 ሳምሶን ኣማረን ናዝሬት ወልዱን ተዓዊቶም:

    * ዓመታዊ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ኣንታልያ ኣብ ቱርኪ ተኻይዱ ኤርትራዊ ሄኖክ ምሉእብርሃን ሓምሻይ ደረጃ ሒዙ ብምውዳእ ዝድነቕ ውጽኢት ኣመዝጊቡ:

    * ሻምፒዮናታት ውሽጢ ሃገር ቅድድም ብሽግለታ መንእሰያት ወይ ጁኒየር 2022 ኣብ ኤርትራ ተኻይዶም ኣድያም ዳዊትን ኣኽሊሉ ኣረፋይነን ተዓወትቲ ኮይኖም:

    * ኤርትራዊ ቀዳማይ ኦሎምፒካዊ ስፖርታት ሓጋይ ሻነን-ዖቕብናይ ኣበዳ ኣብ በይጂንግ ቻይና ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድራት ኦሎምፒክስ ሓጋይ 2022 ኣብ ምንሽርታት በረድ ንኤርትራ ወኪሉ ተወዳዲሩ

    10 min
  • ኣብ ዩክሬን እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ወጥሪ ራሻን ምዕራባዊያንን
    ኣብ ዶብ ሩስያን ዩክረይን ዘሎ ኵነታት እናገደደ ብምምጽኡ ፡ ብዙሓት ሃገራት ነቶም ኣብ ዩክረይን ዝርከቡ ናይ ወጻኢ ኤምባሲታተን ካብታ ሃገር ከውጽኣኦም ጀሚረን ኣለዋ ። ከም ኣውስትራሊያ ፣ ኣመሪካ ፣ ዓባይ-እንግሊዝን ጀርመንን ዝርከባኤን ልዕሊ ደርዘን ዝኾና ሃገራት 'ውን ዜጋታተን ካብ ዩክረይን ክወጹ ኣጠንቂቐን ኣለዋ- ። ኣውስትራሊያውያን ነቶም ኣብ ዩክረይን ዝርከቡ ፈተውቶም ብዛዕባ ኣብ ዝመጽእ እንታይ ከምዘጋጥሞም መደባት ዝሓቱ ዘለዉ ይሻቐሉሎም ኣለው ።
    7 min
  • ኣብ ዩክሬን እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ወጥሪ ራሻን ምዕራባዊያንን

    ኣብ ዶብ ሩስያን ዩክረይን ዘሎ ኵነታት እናገደደ ብምምጽኡ ፡ ብዙሓት ሃገራት ነቶም ኣብ ዩክረይን ዝርከቡ ናይ ወጻኢ ኤምባሲታተን ካብታ ሃገር ከውጽኣኦም ጀሚረን ኣለዋ ።

     

    ከም ኣውስትራሊያ ፣ ኣመሪካ ፣ ዓባይ-እንግሊዝን ጀርመንን ዝርከባኤን ልዕሊ ደርዘን ዝኾና ሃገራት 'ውን ዜጋታተን ካብ ዩክረይን ክወጹ ኣጠንቂቐን ኣለዋ-  ።

     

    ኣውስትራሊያውያን ነቶም ኣብ ዩክረይን ዝርከቡ ፈተውቶም ብዛዕባ ኣብ ዝመጽእ እንታይ ከምዘጋጥሞም መደባት ዝሓቱ ዘለዉ ይሻቐሉሎም ኣለው ።

    7 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (10 ለካቲት 2022)
    **ንልዕሊ 16 ዓመት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝጸንሑ 3ይ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ኣብ መበል 97 ዓመቶም ዓሪፎም። ** እቲ ብ ፌደራላዊ መንግስቲ ብዛዕባ ሃይማኖታዊ ኣድልዎ ሕጊ ወይ ቢል ኣብብባይቶ ወከልቲ ናይ ነዊሕ ግዜ ክትዓት ድሕሪ ምክያዱ ድሕሪ ምሕላፉ ናብ ላዕለዋይ ባይቶ ቤት ክሰግር እዩ ። ** ከንቲባ ከተማ ዊንድሶር ፡ ኦንታርዮ ካናዳ ፡ ነቲ ኣብ መንጎ ዲትሮይትን ዊንድሶር ፡ ኦንታርዮ ፡ ንኣምባሳደር ብሪጅ ጽልዋ ዘሕድር ዘሎ ምስ ኮቪድ ዝተሓሓዝ ተቓውሞታት ንምብዳህ ተወሳኺ ዓቕሚ ክወሃቦ ሓቲቱ ።
    14 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (10 ለካቲት 2022)

    **ንልዕሊ 16 ዓመት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝጸንሑ 3ይ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ኣብ መበል 97 ዓመቶም ዓሪፎም።

    ** እቲ ብ ፌደራላዊ መንግስቲ ብዛዕባ ሃይማኖታዊ ኣድልዎ ሕጊ ወይ ቢል ኣብብባይቶ ወከልቲ ናይ ነዊሕ ግዜ ክትዓት ድሕሪ ምክያዱ ድሕሪ ምሕላፉ ናብ ላዕለዋይ ባይቶ ቤት ክሰግር እዩ ።

     

    ** ከንቲባ ከተማ ዊንድሶር ፡ ኦንታርዮ ካናዳ ፡ ነቲ ኣብ መንጎ ዲትሮይትን ዊንድሶር ፡ ኦንታርዮ ፡ ንኣምባሳደር ብሪጅ ጽልዋ ዘሕድር ዘሎ ምስ ኮቪድ ዝተሓሓዝ ተቓውሞታት ንምብዳህ ተወሳኺ ዓቕሚ ክወሃቦ ሓቲቱ ።

    14 min
  • ኮሚቴ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ: ምምሕዳር ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ተወሳኺ ስጉምቲ ክወስድ ስልጣን ዝህብ ውሳነ ሂቡ። (ካብ ጸብጻብ)

    ኣርእስታት ጸብጻብ፥

     ኮሚቴ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ: ምምሕዳር ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ተወሳኺ ስጉምቲ ክወስድ ስልጣን ዝህብ ውሳነ ሂቡ።

     ኣብ ሞንጎ መራሕቲ ኢትዮጵያ ትግራይን ዝርርብ ሰላም ይቕጽል ከም ዘሎ ምክትል ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣሚና መሓመድ ተዛሪበን።

     ሰራዊት ትግራይ መስመር ጁቡቲ ኣዲስ ኣበባ ንምቑራጽ ናብ መስቀላዊ መገዲ ሰርዶ ይግስግስ ኣሎ ክብል መንግስቲ ክልል ዓፋር ከሲሱ።

      መንግስቲ ክልል ኣምሓራ እሱራት ብሓይሊ ከፍትሑ ምስ ዝተበገሱ ዕጡቓት ፋኖ ብዝተኻየደ ልውውጥ ተኹሲ 16 ሰባት ተቐቲሎም።ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።

    7 min
  • ኮሚቴ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ: ምምሕዳር ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ተወሳኺ ስጉምቲ ክወስድ ስልጣን ዝህብ ውሳነ ሂቡ። (ካብ ጸብጻብ)
    ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኮሚቴ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ: ምምሕዳር ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ተወሳኺ ስጉምቲ ክወስድ ስልጣን ዝህብ ውሳነ ሂቡ። ኣብ ሞንጎ መራሕቲ ኢትዮጵያ ትግራይን ዝርርብ ሰላም ይቕጽል ከም ዘሎ ምክትል ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣሚና መሓመድ ተዛሪበን። ሰራዊት ትግራይ መስመር ጁቡቲ ኣዲስ ኣበባ ንምቑራጽ ናብ መስቀላዊ መገዲ ሰርዶ ይግስግስ ኣሎ ክብል መንግስቲ ክልል ዓፋር ከሲሱ። መንግስቲ ክልል ኣምሓራ እሱራት ብሓይሊ ከፍትሑ ምስ ዝተበገሱ ዕጡቓት ፋኖ ብዝተኻየደ ልውውጥ ተኹሲ 16 ሰባት ተቐቲሎም።ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።
    7 min
  • "ምዉት ሞት ኣይፈርሕን'ዩ ኣነ ቀደም'የ ሞይተ። ህዝቢ ብሰንከይ ከይሓጥእ ግን ብዛዕባይ ነቲ ሓቂ ግለጽዎ።" ፓትርያርክ ኣቡነ እንቶንዮስ

    ሳልሳይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ካብቲ ኣብ 2006 ኣትሒዞም  ካብ መዝነቶም ክወርዱ ድሕሪ ምግዳዶም፡ ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ድሕሪ ምጽናሕ ዓሪፎም ኣለዉ። ብዛዕባ ድሕረ ባይታ ካብ ስልጣኖም ክወርዱ ዝገበረ ኩነታት፡ ኣብ ማሕዩር ኣብዝነበርሉ እታ ቤተ ክርስትያን ኣብ ምንታይ ኩነታት ከምዝወደቐትን ብሓፈሻ ብዛዕባ ኣቡነ እንጦንዮስ ዝምልከት፡ ካብ ሰሜን ኣመሪካ ሃገረ ስብከት ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ቀሺ ገብረሚካኤል ዮሃንስ ሰፊሕ መግለጺ ሂቦም ኣለዎ።

     
    39 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,820 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners