
Sign up to save your podcasts
Or


ሳልሳይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ካብቲ ኣብ 2006 ኣትሒዞም ካብ መዝነቶም ክወርዱ ድሕሪ ምግዳዶም፡ ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ድሕሪ ምጽናሕ ዓሪፎም ኣለዉ። ብዛዕባ ድሕረ ባይታ ካብ ስልጣኖም ክወርዱ ዝገበረ ኩነታት፡ ኣብ ማሕዩር ኣብዝነበርሉ እታ ቤተ ክርስትያን ኣብ ምንታይ ኩነታት ከምዝወደቐትን ብሓፈሻ ብዛዕባ ኣቡነ እንጦንዮስ ዝምልከት፡ ካብ ሰሜን ኣመሪካ ሃገረ ስብከት ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ቀሺ ገብረሚካኤል ዮሃንስ ሰፊሕ መግለጺ ሂቦም ኣለዎ።
ኣብዝሓለፈ እዋን ምስ ኣብ ሓደ መዓልቲ ሰብኣይን ሰበይቲን ናይ ፒኤች ዲ ትምህርቶም ዛዚሞም ዝተመረቑ ዶ/ር ካሕሱ ገብረክርስቶስን ዶ/ር ኣጸደ ፋንታሁንን ዝተገብረ ዕላል ኔሩ። ካልኣይ ክፋሉን ናይ መወዳእታን ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
ካብዚ ቐጺሉ ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ክቐርብዩ፡ ኣብ ናይ ሎሚ መደብ፡ ኣባል መጋባኣያ ወይ ጁሪ ምዃን እንታይ እዩ፧ መን’ዩኸ ነዚ ኣገልግሎት ዝጽዋዕ ዝብል ክኸውንዩ
ኩሉ ናይ ኣውስትራሊያ ዜጋ ዝኾነ ኣብ ናይ ምርጫ ዝሳተፍ ናይ መጋባእያ ፍርዲ ኣገልግሎት ክጽዋዕ ይኽእል ።
እንተዀነ ግን:ኣብ መስርሕ ዳንነት ንምግልጋል ጻውዒት እንተ ቀሪቡልካ እንታይ የጠቓልል ? እቲ መጋባኣያ'ኸ ንመንዩ ዘገልግል ?
ሓጸርቲ ዜናታት፥
ብምክትል ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተመረሐ ጉጅለ ልኡኽ መቐለ ኣትዩ።
ሕብረት ኣፍሪቃ ነቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ውግእ ንምፍታሕ ተወሰኽቲ ሰብሞያ ከም ዘዋፍር ገሊጹ።
ድሕሪ 10 ዓመታት ኣብ ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝተሳተፈ ልኡኽ ኤርትራ እቲ ሕብረት ኣብ ዝሓለፉ "20 ዓመታት ዘምጽኦ ፋይዳ የለን " ብምባል ኣብ መደረኡ ወቒሱ።
ኦሮቶዶክሳዊት ቤተክርስቲያን ትግራይ ካብቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ላዕለዋይ ቤትጽሕፈት ዝተፈልየ ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ከም ዘቖመት ኣፍሊጣ።
መንግስቲ ክልል ዓፋር ሰራዊት ትግራይ ምስ ጁቡቲ ዘራኽብ መስመር ኢትዮ-ጁቡቲ ንምቑራጽ ናብ ሰርዶ ይግስግስ ኣሎ ክብል ከሲሱ።
። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።
From the publisher's feed

4 Listeners

10 Listeners

9 Listeners

111,820 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

3 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners