
Sign up to save your podcasts
Or


ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣዛረብቲ ዛዕባታት
1) ኣፈናዊ ዘተ ሰላም ብ3ይ ኣካል ኣብ መንጎ ማእከላይ መንግስቲ ምስ መንግስቲ ክልል ትግራይ።
2) ምምጻእ ዮናስ ናብ ቱርኪ ስምዒት ብዙሓት ኤርትራውያን።
3) ምምራቕ ሓወልቲ ፓይሎት ኮሎኔል በዛብህ ጴጥሮስ ፤ ብርጌዳር ጀነራል ተስፋጽዮን ሓድጉ ።
ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝኾነ ዲ/ዳኒኤል ክብረት፡ ኣብዝገበሮ ናይ መለዓዓሊ መደረ፡ ኣብ ታዝማኒያ/ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ዝነበሩ ደቀባት ኣቦርጂናዊያን ሓደ ሰብ ጥራይ ክሳብ ዝተርፍ ጸኒቶም እዮም ብምባል፡ ብተመሳሳሊ ኣብ ኢትዮጵያ’ውን ተመሳሳሊ ነገር ክፍጸም ምዝራቡ፡ ብብዙሓት ክንቀፍ ተራእዩ እዩ። ኣብዚ ኣብ ኣውስትራሊያ እዚ ጉዳይ ብኸመይ እዩ ዝር አ ንዝብል ሓሳብ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድን ጋዜጠኛ ሰናይ ገብረመድህን ይዛረቡ። ካልኣይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
ናይ ኣውስትራሊያ ንላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ መእተዊ ነጥቢ (The Australian Tertiary Admission Rank or ATAR ) ንናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ተማሃሮ ዝለዓለ ትምህርቲ ንምክትታል ንዝሓስቡ ዓቢ ግደ ኣለዎ ።
ሓደ ተመሃራይ ኣብ ሓፈሻዊ ደረጃ ኣካዳምያዊ ትምህርቱ ኽካፈል ከሎ: ምስቶም ኣብ ጕጅለ ዕድሚኦም ዝርከቡ ኵሎም ተማሃሮ ብምዝማድ መን ናብ ላዕለዋይ ትምህርቲ ክመሃር ዕድል ከም ዝረክብ ዝውስን መዐቀኒ እዩ ።
** ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ኣውስትራሊያውያን ቆልዑን መምህራንን ካብ ሎሚ ጀሚሮም ሓድሽ ዓመት ትምህርቲ ኣብዝጅምርሉ ስድራቤታት ደቆም እንተዘይተኸቲቦም ክኽተቡ ጻዊዒት ቀሪቡ ።...
** ኣመሪካን ብሪጣኒያን ፡ ኣብ ዩክረይን ዘሎ ወጥሪ ኣብ ዝዓብየሉ ዘሎ እዋን ፡ ሩስያ 'ሃሳዪ ማዕቀብ ክግበረላ 'ዩ' ኢለን ኣጠንቂቐን
** ኣዳለውቲ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ሩዋንዳ ዘቕረብዎ መምርሒታት ጥዕና ከተማልእ ስለዘይትኽእል ኤርትራ ኣብ'ዚ ዓመት ኣይክትሳተፍን'ያ
From the publisher's feed

4 Listeners

10 Listeners

9 Listeners

111,820 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

3 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners