SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ኣብ ኤርትራ ደብዳብ ነፋሪት ክፍጽም ተወቒዑ ተማሪኹ ግን ሃለዋቱ ንዝጠፍአ ኢትዮጵያዊ ፖይለት ሓወልቲ ቆይሙሉ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

    ኣርእስታት ጸብጻብ፥

    መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ  ኣብ ኣኼባ ናይቲ ሕብረት ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ።

     

    ኤርትራ ኣብ 2021 ልዕሊ ሰለስተ ሚልዮን ፈልስታት ኣግራብ ከም ዝተኸለት ኣፍሊጣ።

     

    ኣብ መዳጎኒ ቦታታት ስዑዲ ዓረብ ዝሳቐዩ ንዘለዉ ኢትዮጵያን መዋጽኦ ዝኾኑ ተስፋታት ከም ዘለዉ ተሰሚዑ።

     

    ኣብ ኤርትራ ደብዳብ ነፋሪት ክፍጽም ተወቒዑ ተማሪኹ ግን ሃለዋቱ  ንዝጠፍአ ኢትዮጵያዊ ፖይለት ሓወልቲ ቆይሙሉ። ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ። 

    6 min
  • ኣብ ኤርትራ ደብዳብ ነፋሪት ክፍጽም ተወቒዑ ተማሪኹ ግን ሃለዋቱ ንዝጠፍአ ኢትዮጵያዊ ፖይለት ሓወልቲ ቆይሙሉ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)
    ኣርእስታት ጸብጻብ፥ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ኣኼባ ናይቲ ሕብረት ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ። ኤርትራ ኣብ 2021 ልዕሊ ሰለስተ ሚልዮን ፈልስታት ኣግራብ ከም ዝተኸለት ኣፍሊጣ። ኣብ መዳጎኒ ቦታታት ስዑዲ ዓረብ ዝሳቐዩ ንዘለዉ ኢትዮጵያን መዋጽኦ ዝኾኑ ተስፋታት ከም ዘለዉ ተሰሚዑ። ኣብ ኤርትራ ደብዳብ ነፋሪት ክፍጽም ተወቒዑ ተማሪኹ ግን ሃለዋቱ ንዝጠፍአ ኢትዮጵያዊ ፖይለት ሓወልቲ ቆይሙሉ። ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።
    6 min
  • ዓለም ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ወዓላት፧ (31 ታሕሳስ 2022)

    ናይ ዶናልድ ትራምፕ ርእይቶ ሒዙ ዝተበገሰ ኣብ ካናዳ ዝካየድ ዘሎ ኣንጻር ክታበት ኮቪድ-19 ዝግበር ዘሎ ተቓውሞታት ፡ንካልኣይ መዓልቱ ይቕጽል ኣሎ ።

     

    ገለ ክፋል በይጂንግ ድማ  ናይ ዊንተር ኦሎምፒክ ቅድሚ ምጅማሩ ኣብ ዕጽዋ ኣትዩ ኣሎ ፣ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ኒው ዚላንድ ድማ ድሕሪ  ምስ ኮቪድ-19 ብቐረባ ምርኻባ ነጻ ኮይና ።

    7 min
  • ዓለም ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ወዓላት፧ (31 ታሕሳስ 2022)
    ናይ ዶናልድ ትራምፕ ርእይቶ ሒዙ ዝተበገሰ ኣብ ካናዳ ዝካየድ ዘሎ ኣንጻር ክታበት ኮቪድ-19 ዝግበር ዘሎ ተቓውሞታት ፡ንካልኣይ መዓልቱ ይቕጽል ኣሎ ። ገለ ክፋል በይጂንግ ድማ ናይ ዊንተር ኦሎምፒክ ቅድሚ ምጅማሩ ኣብ ዕጽዋ ኣትዩ ኣሎ ፣ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ኒው ዚላንድ ድማ ድሕሪ ምስ ኮቪድ-19 ብቐረባ ምርኻባ ነጻ ኮይና ።
    7 min
  • ጉዳይ ክታበት ኮቪድ-19 ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ ዙር ሩዋንዳ ከይሳተፉ ጌሩ፣ ማሜሎዲ ሳንዳውንስ ንኣጥቃዓይ ኢትዮጵያ ኣቡበከር ናስር ትፍትኖ

    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (31/01/2022)

    * ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ጠለባት ክታበት ኮቪድ-19 ከተማልእ ብዘይምኽኣላ ኣብ ዓመታዊ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ሩዋንዳ ኣይክትሳተፍን’ያ፡

    * ዙር ፈረንሳን ካልኦት ስፖርታውያን ውድድራትን ወሲኻ ፈረንሳ ኣብ ሃገራ ክታበት ዘይወሰዱ ኣትሌታት ክወዳደሩ ከምዘይተፍቅድ ገሊጻ፡

    * ውድድራት ጉያ እግሪ መሮር ኣብ ኤውሮጳ ቀጺሎም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ይዕወቱ፡

    * ኣጥቃዓይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ጋንታ ኢትዮጵያ ቡናን ኣቡበከር ናሲር ኣሕመድ ምስ ሻምፒዮን ደቡብ ኣፍሪቃ ጋንታ ማሜሎዲ ሳንዳውንስ ክጽንበር ተስፋ ብምግባር ናይ ክልተ ሰሙን መፈተኒ ልምምድ የካይድ ከምዘሎ ተገሊጹ፡

    * ፕረዚደንት ፊፋ ጂያኒ ኢንፋንቲኖ ኣብ መንጎ’ቲ ግጥማት ኩ’እግሪ ዋንጫ ዓለም ኣብ ከክልተ ዓመታት ክካይድ ዝወጠኖ መደብን ዘሕዝን ኣጋጣሚታት ምጥሓል ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ስደተኛታትን ምትእስሳር ከምዘሎ ከመልክት ብምፍታኑ ካብ ብዙሓት ወገናት ነቐፌታት ይመጾ’ሎ፡

    13 min
  • ጉዳይ ክታበት ኮቪድ-19 ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ ዙር ሩዋንዳ ከይሳተፉ ጌሩ፣ ማሜሎዲ ሳንዳውንስ ንኣጥቃዓይ ኢትዮጵያ ኣቡበከር ናስር ትፍትኖ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (31/01/2022) * ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ጠለባት ክታበት ኮቪድ-19 ከተማልእ ብዘይምኽኣላ ኣብ ዓመታዊ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ሩዋንዳ ኣይክትሳተፍን’ያ፡ * ዙር ፈረንሳን ካልኦት ስፖርታውያን ውድድራትን ወሲኻ ፈረንሳ ኣብ ሃገራ ክታበት ዘይወሰዱ ኣትሌታት ክወዳደሩ ከምዘይተፍቅድ ገሊጻ፡ * ውድድራት ጉያ እግሪ መሮር ኣብ ኤውሮጳ ቀጺሎም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ይዕወቱ፡ * ኣጥቃዓይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ጋንታ ኢትዮጵያ ቡናን ኣቡበከር ናሲር ኣሕመድ ምስ ሻምፒዮን ደቡብ ኣፍሪቃ ጋንታ ማሜሎዲ ሳንዳውንስ ክጽንበር ተስፋ ብምግባር ናይ ክልተ ሰሙን መፈተኒ ልምምድ የካይድ ከምዘሎ ተገሊጹ፡ * ፕረዚደንት ፊፋ ጂያኒ ኢንፋንቲኖ ኣብ መንጎ’ቲ ግጥማት ኩ’እግሪ ዋንጫ ዓለም ኣብ ከክልተ ዓመታት ክካይድ ዝወጠኖ መደብን ዘሕዝን ኣጋጣሚታት ምጥሓል ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ስደተኛታትን ምትእስሳር ከምዘሎ ከመልክት ብምፍታኑ ካብ ብዙሓት ወገናት ነቐፌታት ይመጾ’ሎ፡
    13 min
  • “ብባዓል ስልጣን ኢትዮጵያ፡ ምጽናት ኣቦርጂናዊያን ከምጽቡቕ ኣብነት ምጥፋእ ሰባት ምውሳዱ ዘሕፍርን ዘኽስስን’ዩ።”

    ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝኾነ ዲ/ዳኒኤል ክብረት፡ ኣብዝገበሮ ናይ መለዓዓሊ መደረ፡ ኣብ ታዝማኒያ/ ኣውስትራሊያ  ዝነብሩ ዝነበሩ ደቀባት ኣቦርጂናዊያን ሓደ ሰብ ጥራይ ክሳብ ዝተርፍ ጸኒቶም እዮም ብምባል፡ ብተመሳሳሊ ኣብ ትግራይ’ውን ወያነ ዝበሃል ኣተሓሳስባ ክጸንት ምዝራቡ፡ ብብዙሓት ክንቀፍ ተራእዩ እዩ። ኣብዚ ኣብ ኣውስትራሊያ እዚ ጉዳይ ብኸመይ እዩ ዝር አ ንዝብል ሓሳብ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድን ጋዜጠኛ ሰናይ ገብረመድህን ይዛረቡ። ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።

    14 min
  • “ብባዓል ስልጣን ኢትዮጵያ፡ ምጽናት ኣቦርጂናዊያን ከምጽቡቕ ኣብነት ምጥፋእ ሰባት ምውሳዱ ዘሕፍርን ዘኽስስን’ዩ።”
    ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝኾነ ዲ/ዳኒኤል ክብረት፡ ኣብዝገበሮ ናይ መለዓዓሊ መደረ፡ ኣብ ታዝማኒያ/ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ዝነበሩ ደቀባት ኣቦርጂናዊያን ሓደ ሰብ ጥራይ ክሳብ ዝተርፍ ጸኒቶም እዮም ብምባል፡ ብተመሳሳሊ ኣብ ትግራይ’ውን ወያነ ዝበሃል ኣተሓሳስባ ክጸንት ምዝራቡ፡ ብብዙሓት ክንቀፍ ተራእዩ እዩ። ኣብዚ ኣብ ኣውስትራሊያ እዚ ጉዳይ ብኸመይ እዩ ዝር አ ንዝብል ሓሳብ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድን ጋዜጠኛ ሰናይ ገብረመድህን ይዛረቡ። ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
    14 min
  • ድንጋገ ህጹጽ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ከብቅዕ ሚኒስተራት ይጽውዑ፡ ቪክቶርያ ንኣሽቱ ክሊኒካት ክታበት ኣብ ቤት ትምህርታት ክትከፍት'ያ

    * 29 ሰባት ብኮቪድ-19 ኣብ ኒው ሳውዝ ዌልስ ከምዝሞቱ ናይ ሎሚ ጸብጻባት ኣመልኪቶም።

    * ዝመጽእ ሰሙን ኣስተምህሮ ብኣካል ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣብ ዝቕጽለሉ ቪክቶርያ ብዙሓት ግዝያዊያን ክታበት ኮቪድ ዝህባ መደበራት ጥዕና ኣብ 30 መባእታ ደረጃ ቤት ትምህርታት ክትከፍት ምዃና ኣፍሊጣ።

    * ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኩሉ ዓለምለኻዊ ሰብኣዊ ረዲኤት ንኣፍጋኒስታን ክወሃብ ፈቓድ ክወሃብ ጸዊዑ።

    * ሚኒስተራት ኢትዮጵያ ድንጋገ ህጹጽ እዋን ኢትዮጵያ ብቕልጡፍ ክውዳእ እማመ ኣቕሪቦም ከም ዘለው ኣሶስየትድ ፕረስ ሓቢሩ።

    11 min
  • ድንጋገ ህጹጽ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ከብቅዕ ሚኒስተራት ይጽውዑ፡ ቪክቶርያ ንኣሽቱ ክሊኒካት ክታበት ኣብ ቤት ትምህርታት ክትከፍት'ያ
    * 29 ሰባት ብኮቪድ-19 ኣብ ኒው ሳውዝ ዌልስ ከምዝሞቱ ናይ ሎሚ ጸብጻባት ኣመልኪቶም። * ዝመጽእ ሰሙን ኣስተምህሮ ብኣካል ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣብ ዝቕጽለሉ ቪክቶርያ ብዙሓት ግዝያዊያን ክታበት ኮቪድ ዝህባ መደበራት ጥዕና ኣብ 30 መባእታ ደረጃ ቤት ትምህርታት ክትከፍት ምዃና ኣፍሊጣ። * ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኩሉ ዓለምለኻዊ ሰብኣዊ ረዲኤት ንኣፍጋኒስታን ክወሃብ ፈቓድ ክወሃብ ጸዊዑ። * ሚኒስተራት ኢትዮጵያ ድንጋገ ህጹጽ እዋን ኢትዮጵያ ብቕልጡፍ ክውዳእ እማመ ኣቕሪቦም ከም ዘለው ኣሶስየትድ ፕረስ ሓቢሩ።
    11 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,820 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners