SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ኤርትራን ቦትስዋናን ኣብ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ክራኸባ ተመዲበን፡ ምስዋር ተጻወቲ ይድገም ዶ ይኸውን፧

    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (24/01/2022)

    * ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓመታዊ ‘ዓቢይ ጉያ ኢትዮጵያ’ 2022 ተኻይዱ ያለምዘርፍ የኋላው ተዓዊታ፡ ምስ’ቲ ዘሎ ህሉው ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያ ብሓፈሽኡን ምስ በዓል ጥምቀት ተኣሳሲሩ ኣብ’ታ ከተማ ብፍላይ ክረአ ዝጸንሐ ወጥርን እዚ ውራይ ተስፋ ዝህብ’ዩ ክብሉ ገለ ተንተንቲ ገሊጾም፡

    * ኣብ 2023 ኮትዲቭዋር ተአንግዶ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ መባእታዊ መጻረዪ ግጥማት ዘካይዳ ሃገራት ዕጫታት ወዲቑለን መጋጥምተን ፈሊጠን፡ ኤርትራ ኣንጻር ቦትስዋና ክትገጥም ስለዝበጽሓ ቅድሚ 7 ዓመት ዘጋጠመ ተዘክሮ ምጥፋእ ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኣልዒሉ፡

    * ግጥማት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ካሜሩን 2021 ናብ ግጥማት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ኣብ ዝበጽሓሉ ሰንበት ሓያል ጋንታ ናይጀርያ ብቱኒዝያ ክትግለፍ እንከላ ቡርኪናፋሶ ንጋቦን ብፍጹም ቅላዕ መቕጻዕቲ ስዒራታ፡

    * ኣብ’ዚ ውራይ ክሳብ ሕጂ ብዙሓት ነጥበ መቐይሮታትን ዘገርሙ ውጽኢታትን ተመዝጊቦምን ምምዝጋብ ይቕጽሉን ኣብ ዘለውሉ እዋን ገለ ሓያላት ሃገራት ብጓዊ ክምለሳ እንከለዋ ካልኦት ተስፋ ሰኒቐን

    12 min
  • ኤርትራን ቦትስዋናን ኣብ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ክራኸባ ተመዲበን፡ ምስዋር ተጻወቲ ይድገም ዶ ይኸውን፧
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (24/01/2022) * ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓመታዊ ‘ዓቢይ ጉያ ኢትዮጵያ’ 2022 ተኻይዱ ያለምዘርፍ የኋላው ተዓዊታ፡ ምስ’ቲ ዘሎ ህሉው ኩነታት ኣብ ኢትዮጵያ ብሓፈሽኡን ምስ በዓል ጥምቀት ተኣሳሲሩ ኣብ’ታ ከተማ ብፍላይ ክረአ ዝጸንሐ ወጥርን እዚ ውራይ ተስፋ ዝህብ’ዩ ክብሉ ገለ ተንተንቲ ገሊጾም፡ * ኣብ 2023 ኮትዲቭዋር ተአንግዶ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ መባእታዊ መጻረዪ ግጥማት ዘካይዳ ሃገራት ዕጫታት ወዲቑለን መጋጥምተን ፈሊጠን፡ ኤርትራ ኣንጻር ቦትስዋና ክትገጥም ስለዝበጽሓ ቅድሚ 7 ዓመት ዘጋጠመ ተዘክሮ ምጥፋእ ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኣልዒሉ፡ * ግጥማት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ካሜሩን 2021 ናብ ግጥማት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ኣብ ዝበጽሓሉ ሰንበት ሓያል ጋንታ ናይጀርያ ብቱኒዝያ ክትግለፍ እንከላ ቡርኪናፋሶ ንጋቦን ብፍጹም ቅላዕ መቕጻዕቲ ስዒራታ፡ * ኣብ’ዚ ውራይ ክሳብ ሕጂ ብዙሓት ነጥበ መቐይሮታትን ዘገርሙ ውጽኢታትን ተመዝጊቦምን ምምዝጋብ ይቕጽሉን ኣብ ዘለውሉ እዋን ገለ ሓያላት ሃገራት ብጓዊ ክምለሳ እንከለዋ ካልኦት ተስፋ ሰኒቐን
    12 min
  • ሶማላውያን ወተሃደራት ኣብ ትግራይ ክዋግኡ ዝኣተዉ መራሕቲ ሶማልያ፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን ድሕሪ ዘካየድዎ ምስጢራዊ ስምምዕ'ዩ

    ሓጸርቲ ጸብጻባት (24/01/2022)

    * መራሕቲ ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ናይ ሓባር ጉዳይ ተቐራሪቦም ዝሰርሕሉ ልዝብ ከምዘካየዱ ገሊጾም፥

    * ኣብ ኩናት ትግራይ ብቕትለት ሰላማውያን ሰባት ዝኽሰሱን ዝበዝሑ ኣብኡ ዝተቐትሉን ዓሰርተ ሽሕ ሶማልያውያን ወተሃደራት መንግስቶም ንዝፈረሞ ስሉሳዊ ምስጢራዊ ስምምዕ ይሳተፉ ምንባሮም ተቓሊዑ፥

    *መንግስቲ ክልል ጋምቤላ ኣንጻር ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን ዝዋጋእ ምዱብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ክምደበሉ ሓቲቱ፥

    * ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ትማሊ ረቡዕ ቁጽሪ ብኮቪድ ዝተለኽፉ ሰባት ልዕሊ ኣርባዕተ ሚእትን ስሳን ሽሕ ከምዝበጽሐን 7244 ከኣ ህይወቶም ዝሓለፉ ከምዝኾኑን ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ

    8 min
  • ሶማላውያን ወተሃደራት ኣብ ትግራይ ክዋግኡ ዝኣተዉ መራሕቲ ሶማልያ፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን ድሕሪ ዘካየድዎ ምስጢራዊ ስምምዕ'ዩ
    ሓጸርቲ ጸብጻባት (24/01/2022) * መራሕቲ ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ናይ ሓባር ጉዳይ ተቐራሪቦም ዝሰርሕሉ ልዝብ ከምዘካየዱ ገሊጾም፥ * ኣብ ኩናት ትግራይ ብቕትለት ሰላማውያን ሰባት ዝኽሰሱን ዝበዝሑ ኣብኡ ዝተቐትሉን ዓሰርተ ሽሕ ሶማልያውያን ወተሃደራት መንግስቶም ንዝፈረሞ ስሉሳዊ ምስጢራዊ ስምምዕ ይሳተፉ ምንባሮም ተቓሊዑ፥ *መንግስቲ ክልል ጋምቤላ ኣንጻር ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን ዝዋጋእ ምዱብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ክምደበሉ ሓቲቱ፥ * ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ትማሊ ረቡዕ ቁጽሪ ብኮቪድ ዝተለኽፉ ሰባት ልዕሊ ኣርባዕተ ሚእትን ስሳን ሽሕ ከምዝበጽሐን 7244 ከኣ ህይወቶም ዝሓለፉ ከምዝኾኑን ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ
    8 min
  • "ቪድዮታትና ከይተተንከፈ ናይ ኤሪሳት ዩትዩብ ኣብዚ ቅሩብ መዓልታት ክኽፈት'ዩ ተስፋና።" ኣቶ ተወልደ እስቲፋኖስ

    ኣብዚ ቅሩብ መዓልታት ናይ ኤርትራዊያን ማዕከን ዜና ዝኾነት ኤሪሳት ዩቱዩብ ተዓጽዩ (Hacked) ኮይኑ ኣሎ። ነዚ ኣመልኪቱ ኣባል ቦርድ ኤሪሳት ዝኾነ ኣቶ ተወልደ እስቲፋኖስ፡ እንታይ ከምዘጋጠመን፡ ምስተክኖሎጂ ከጋጥም ዝኽእልን ፍታሓቱን ገሊጹ ኣሎ።

    18 min
  • "ቪድዮታትና ከይተተንከፈ ናይ ኤሪሳት ዩትዩብ ኣብዚ ቅሩብ መዓልታት ክኽፈት'ዩ ተስፋና።" ኣቶ ተወልደ እስቲፋኖስ
    ኣብዚ ቅሩብ መዓልታት ናይ ኤርትራዊያን ማዕከን ዜና ዝኾነት ኤሪሳት ዩቱዩብ ተዓጽዩ (Hacked) ኮይኑ ኣሎ። ነዚ ኣመልኪቱ ኣባል ቦርድ ኤሪሳት ዝኾነ ኣቶ ተወልደ እስቲፋኖስ፡ እንታይ ከምዘጋጠመን፡ ምስተክኖሎጂ ከጋጥም ዝኽእልን ፍታሓቱን ገሊጹ ኣሎ።
    18 min
  • ኣብ ሓደ ቤት ማእሰርቲ የመን ስዑዲያ ትመርሖ ጥምረት መጥቃዕቲ ኣየር ፈጺሙ ሰደተኛታትን ህጻናትን ተቐቲሎም

    ብስዑዲ ዝምራሕ ጥምረት ኣብ ሰሜን የመን ኣብ ሓደ ቤት ማእሰርቲ መጥቃዕቲ ኣየር ክካየድ ድሕሪ ምእዛዙ ብውሑዱ ህይወት 70 ሰባት ክቐዝፍ እንከሎ ብዙሓት ካልኦት ከኣ ሃለዋቶም ኣይተፈልጠን።

    8 min
  • ኣብ ሓደ ቤት ማእሰርቲ የመን ስዑዲያ ትመርሖ ጥምረት መጥቃዕቲ ኣየር ፈጺሙ ሰደተኛታትን ህጻናትን ተቐቲሎም
    ብስዑዲ ዝምራሕ ጥምረት ኣብ ሰሜን የመን ኣብ ሓደ ቤት ማእሰርቲ መጥቃዕቲ ኣየር ክካየድ ድሕሪ ምእዛዙ ብውሑዱ ህይወት 70 ሰባት ክቐዝፍ እንከሎ ብዙሓት ካልኦት ከኣ ሃለዋቶም ኣይተፈልጠን።
    8 min
  • 'ኣብ ኢትዮጵያ ጭቡጥ ዝኾነ ጻዕሪ ንምምጻእ ሰላም ምህላው' ንዋና ጸሓፊ ው. ሕ. ሃ. ኣሐጒሱ

    ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ፡

    * ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረሽ ድሕሪ ናይ ልዕሊ ሓደ ዓመት ኩናት ሓድሕድ ኣብ ኢትዮጵያ ጭቡጥ ጻዕሪ ንምምጻእ ሰላም ምህላው ከምዘሐጎሶ ገሊጹ

    * ሓደ መንእሰይ ብጉዳይ ኣብ ደቡብ ከተማ ሲድኒ ዝተሰርቁ $150 ሚልዮን ዶላር ዘውጽእ ልዕሊ 42 000 መመርመሪታት ራፒድ ኣንቲጀን ቴስት ተታሒዙ

    * ንሕክምና ዝኾኑ ኣቑሑት ዘመሓድር ትካል The Therapeutic Goods Administration [[T-G-A] ንክልተ ብኣፍ ዝውሰዱ ጸረ ቫይረስ መድሃኒታት-ኮቪድ-19 ግዝያዊ ፈቓድ ሂቡ

    * ኖቫቫክስ ክታበት ኮቪድ-19 ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ጠቕሚ ክውዕል ጸዲቑ

    * መደብ ሃገራዊ ምምላስ ናብ ቤት ትምህርቲ ንህጻናት ኣውስትራልያ በብምሕዳራቱ ክግለጽ ምኻኑ ተገሊጹ

    11 min
  • 'ኣብ ኢትዮጵያ ጭቡጥ ዝኾነ ጻዕሪ ንምምጻእ ሰላም ምህላው' ንዋና ጸሓፊ ው. ሕ. ሃ. ኣሐጒሱ
    ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ፡ * ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረሽ ድሕሪ ናይ ልዕሊ ሓደ ዓመት ኩናት ሓድሕድ ኣብ ኢትዮጵያ ጭቡጥ ጻዕሪ ንምምጻእ ሰላም ምህላው ከምዘሐጎሶ ገሊጹ * ሓደ መንእሰይ ብጉዳይ ኣብ ደቡብ ከተማ ሲድኒ ዝተሰርቁ $150 ሚልዮን ዶላር ዘውጽእ ልዕሊ 42 000 መመርመሪታት ራፒድ ኣንቲጀን ቴስት ተታሒዙ * ንሕክምና ዝኾኑ ኣቑሑት ዘመሓድር ትካል The Therapeutic Goods Administration [[T-G-A] ንክልተ ብኣፍ ዝውሰዱ ጸረ ቫይረስ መድሃኒታት-ኮቪድ-19 ግዝያዊ ፈቓድ ሂቡ * ኖቫቫክስ ክታበት ኮቪድ-19 ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ጠቕሚ ክውዕል ጸዲቑ * መደብ ሃገራዊ ምምላስ ናብ ቤት ትምህርቲ ንህጻናት ኣውስትራልያ በብምሕዳራቱ ክግለጽ ምኻኑ ተገሊጹ
    11 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,820 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners