
Sign up to save your podcasts
Or


ሓጸርቲ ጸብጻባት ዜና፡
* ኤርትራን ው. ሕ. ሃ.ን ንሓሙሽተ ዓመታት ዝቕጽል ስምምዕ ዘላቒ ልምዓት ተፈራሪሞም፡
* ኲናት ትግራይ ክመርሑ ዝጸንሑ ክልተ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝርከብዎም 27 ሰብ መዚ ኣምባሳደራት’ታ ሃገር ኮይኖም፡
* መንግስቲ ክልል ዓፋር ረድኤት ናብ ትግራይ ክፈቅድ ቅሩብ ከምዝኾነ ብምግላጽ ሰራዊት ትግራይ መጥቃዕቲ ከቋርጾ ጸዊዑ፡
* ግብጺ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝግበር ዝርርብ ኣብ ቀረባ እዋን ክጅምር ሓቲታ፡
* ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ 10.2 ቢልዮን ብር ዝግመት ኢንቨስትመንት ክትውፍር ከም ዝመደበት ገሊጻ፡
* ኣብ ኢትዮጵያ መጠን ዝፈሪ ዝነበረ ምህርቲ ሽኮር ብፍርቂ ከም ዝነከየ ተገሊጹ፡ ዝቕባበ ዋጋ መግቢ ናይ’ታ ሃገር ድማ ብ41.6% ከም ዝወሰኸ ተሓቢሩ
ባሕቲ ለካቲት ሓድሽ ዓመት ምንቅስቓስ ወርሒ ዝኽተል (ወርሓዊ/ሉናር) ዓውደ'ዋርሕ ዝጅመረሉ'ዩ። እዚ ዓመት ብተወሳኺ ዓመተ ነብሪ'ዩ።
ኣትሌትን ገባሪ ሰናይን ኣብ ለውጢ ነቶም ስንክልና ዘለዎም ሰባት ዝመርሕ...
ወለንተኛ ምሉእ ግዚኣ ነቶም ኣብ ጸገም ዘለዉ ካልኦት ኣብ ምሕጋዝ ዝወፈየቶ ...
መንእሰይ ዶክተር ነቶም ግዳም ሓደርነት ዘጋጠሞም ሰባት ኣብ ጎደናታት ዝወሃብ ክንክን ጥዕና ደጊሙ ዝፈጠረ...
ጓለንስተይቲ ገጠራዊ ኣውስትራልያ ንጸገም ኣልኮላዊ መስተን ወልፍታቱን ንዘራረበሉ ኣገባብ ኣብ ምቕያር ትርከብ...
እዚኦም ናይ ዓመተ 2022 ኣውስትራልያዊ ናይ’ዚ ዓመት እዮም።
ጥሪ 26 መዓልቲ ኣውስትራልያ
ብዛዕባ ሉኣላውነት ዝብል ኣምር ኣብ ሕመረት ክትዓት ብዛዕባ መሰላት ኣቦሪጂንን ተወለድቲ ደሴታት መጻብቦ ቶረስን ብሰፊሑ ስምምዕ ኣሎ። እንተኾነ ግን ኣብ መንጎ ጉጅለታት ደቀባት ሉኣላውነት ከመይ ይረጋገጽ ኣብ ዝብል ዝተፈላለዩ ኣረኣእያታት ኣለዉ።
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (24/01/2022)
* ወኪል ስደተኛታት ው. ሕ. ሃ. ኣሽሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት ቀረብ ሰብኣዊ ረዲኤት ስለዘይረኸቡ ኣብ’ቲ ኵናት ዝሓመሶ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ህይወት ዘስግእ ኩነታት ይነብሩ ኣለው ክብል ገሊጹ።
* ስድራቤት ሙሩጋፓን ሰለስተ ኣባላት'ቲ ስድራ ተወሳኺ መሰጋገሪ ቪዛ ወይ ብሪጂንግ ቪዛ ከየመልክቱ ኣንጻር'ቲ ፈደራል ሚኒስተር ኢሚግሬሽን ዝወሰኖ ውሳነ ርትዓዊ ኣይነበረን ኢሉ ቤት ፍርዲ ፈደራል ሰርኪት ኮርት ድሕሪ ምውሳኑ ጉዳዮም ተዓዊቱ
* ናብ ሎሚ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ 56 ተወሰኽቲ ሰባት ብኮቪድ-19 ከምዝሞቱ ኣብ ዝተጸብጸበሉ ሚኒስተር ጥዕና ኣውስትራልያ ኦሚክሮን ኣብ’ቲ ዝለዓለ ክበጽሖ ዝኽእል ቁጽሪ ይበጽሕ ኣሎ ክብል ገሊጹ።
* ሓደ በዓል መዚ ኣሜሪካ ጎበጣ ዩክረይን ብሩስያ ኣብ ዝኾነ እዋን ክፍጸም ይኽእል’ዩ ክብል ኣቐዲሙ ካብ ቤተ መንግስቲ ዋይት ሃውስ ዝተዋህበ መጠንቀቕታ መሊሱ ደጊምዎ።
From the publisher's feed

4 Listeners

10 Listeners

9 Listeners

111,820 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

3 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners

0 Listeners