SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ትግራይ ሃገር ክትከውን ብቅሉዕ ዝጠለባ ክልተ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ትግራይ ናህሪ ቃልሲ ንምቅልጣፍ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስረት ሓቲተን

    ሓጸርቲ ጸብጻባት ዜና 

    * ትግራይ ሃገር ክትከውን ብቅሉዕ ዝጠለባ ክልተ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ትግራይ፤ ናህሪ ቃልሲ ንምቅልጣፍ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስረት ሓቲተን፡

    * ሰራዊት ኤርትራ ናብ ክልል ኦሮምያ መሊሶም ከምዝኣተዉ ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ሓቢሩ፡

    * ፕሮግራም መግቢ ዓለም ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝቕጽል ደብዳብ ምክፍፋል ረዲኤት ከቋርጾ ከምዝግደድ ኣጠንቂቑ፡ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ዝነበሩ ትካላት ረድኤት ድሮ ስራሕቶም ከምዘቋረጹ ገሊጾም ኣለዉ፡

    * ኢትዮጵያ ካብ ናይ ኣሜሪካ ዕድል ንግዲ ናጻ ቀረጽን ኮታን ካብ ትእገድ ፍርቂ ወርሒ ከይመልኣ ን64% ውጽኢታት ቆርበት መሸጢ ዕዳጋ ከምዝሰኣነትሎም ገሊጻ

    8 min
  • ትግራይ ሃገር ክትከውን ብቅሉዕ ዝጠለባ ክልተ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ትግራይ ናህሪ ቃልሲ ንምቅልጣፍ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስረት ሓቲተን
    ሓጸርቲ ጸብጻባት ዜና * ትግራይ ሃገር ክትከውን ብቅሉዕ ዝጠለባ ክልተ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ትግራይ፤ ናህሪ ቃልሲ ንምቅልጣፍ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስረት ሓቲተን፡ * ሰራዊት ኤርትራ ናብ ክልል ኦሮምያ መሊሶም ከምዝኣተዉ ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ሓቢሩ፡ * ፕሮግራም መግቢ ዓለም ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝቕጽል ደብዳብ ምክፍፋል ረዲኤት ከቋርጾ ከምዝግደድ ኣጠንቂቑ፡ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ዝነበሩ ትካላት ረድኤት ድሮ ስራሕቶም ከምዘቋረጹ ገሊጾም ኣለዉ፡ * ኢትዮጵያ ካብ ናይ ኣሜሪካ ዕድል ንግዲ ናጻ ቀረጽን ኮታን ካብ ትእገድ ፍርቂ ወርሒ ከይመልኣ ን64% ውጽኢታት ቆርበት መሸጢ ዕዳጋ ከምዝሰኣነትሎም ገሊጻ
    8 min
  • ቢንያም ግርማይ ኣንፈቱ ናብ ጂሮ ድ'ኢታልያ ኣቕኒዑ፣ ኢትዮጵያ ናብ ዝቕጽል ዙር ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ ምሕላፍ ዕድላ ኣብቂዑ

    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (17/01/2022)

    * ኢትዮጵያ ሓያሎ ሽቶታት ኣብ ዝተመዝገበሉ ግጥም ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ድሕሪ ምስታፋ ብካሜሩን 4-1 ተሳዒራ፡ ናብ ዝቕጽል ዙር ናይ ምሕላፍ ዕድላ ቅሂሙ፡

    * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ምስ ጋንትኡ ኢንተርማርች-ዎንቲ-ጎቤር ማቴሪዮ ኣብ ግራንድ ቱር ቦኽሪ ውድድሩ ዝኾነ ኣብ ቅድድም ብሽግለታት ጂሮ ድ’ኢታልያ ክሳተፍ ምዃኑ ጋንትኡ ኣፍሊጣ፡

    * ኣብ ኤርትራ ሻሚዮናታት ውድድር ጉያ እግሪ መሮር ውሽጢ ሃገር ቅድሚ ሓደ ሰሙን ተኻይዶም ኦሎምፕካዊት ኣትሌት ራሄል ዳንኤል ብወገን ደቀንስትዮ ተዓዊታ፡

    * ቁጽሪ ሓደ ኮኾብ ባይታ ቴኒስ ዓለም ሰርቢያዊ ኖቫክ ጆኮቪች ሚኒስተር ኢሚግረሽን ኣውስትራልያ ደጊሙ ቪዝኡ ዝሰረዞ ምኽንያት ቤት ፍርዲ ስለዝተቐበሎ ካብ ኣውስትራልያ ተጠሪዙ፡

    * ዝበዝሐ ርእይቶታት ተጻወቲ ባይታ ቴኒስ ንዕኡ ከምዘይድግፍ ተፈሊጡ፡

    13 min
  • ቢንያም ግርማይ ኣንፈቱ ናብ ጂሮ ድ'ኢታልያ ኣቕኒዑ፣ ኢትዮጵያ ናብ ዝቕጽል ዙር ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ ምሕላፍ ዕድላ ኣብቂዑ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (17/01/2022) * ኢትዮጵያ ሓያሎ ሽቶታት ኣብ ዝተመዝገበሉ ግጥም ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ድሕሪ ምስታፋ ብካሜሩን 4-1 ተሳዒራ፡ ናብ ዝቕጽል ዙር ናይ ምሕላፍ ዕድላ ቅሂሙ፡ * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ምስ ጋንትኡ ኢንተርማርች-ዎንቲ-ጎቤር ማቴሪዮ ኣብ ግራንድ ቱር ቦኽሪ ውድድሩ ዝኾነ ኣብ ቅድድም ብሽግለታት ጂሮ ድ’ኢታልያ ክሳተፍ ምዃኑ ጋንትኡ ኣፍሊጣ፡ * ኣብ ኤርትራ ሻሚዮናታት ውድድር ጉያ እግሪ መሮር ውሽጢ ሃገር ቅድሚ ሓደ ሰሙን ተኻይዶም ኦሎምፕካዊት ኣትሌት ራሄል ዳንኤል ብወገን ደቀንስትዮ ተዓዊታ፡ * ቁጽሪ ሓደ ኮኾብ ባይታ ቴኒስ ዓለም ሰርቢያዊ ኖቫክ ጆኮቪች ሚኒስተር ኢሚግረሽን ኣውስትራልያ ደጊሙ ቪዝኡ ዝሰረዞ ምኽንያት ቤት ፍርዲ ስለዝተቐበሎ ካብ ኣውስትራልያ ተጠሪዙ፡ * ዝበዝሐ ርእይቶታት ተጻወቲ ባይታ ቴኒስ ንዕኡ ከምዘይድግፍ ተፈሊጡ፡
    13 min
  • ሰራሕተኛታት መእለዪ ኣረጋውያን ብኮቪድ-19 ድሕሪ ምልካፎም ናብ ስራሕ ዝምለስሉ ግዜ ስለዝሓጸረ ኣብ ድሕነት ኣረጋውያን ፍርሒ ፈጢሩ

    ነቲ ጽላት ሕጽረት ሰራሕተኛታት ኣብ ዘጋጥሞ ዘሎ እዋን ምእላይ ኣረጋውያን (Aged Care) ሕጂ'ውን እንተኾነ ኣደራዕ ለበዳ ኮቪድ 19 ይወርዶ ኣሎ። ከባቢ 500 መእለዪ ኣረጋውያን ብንጡፍ ለበዳ ኮቪድ-19 ይሕመሱ ኣለዉ፡ ሰራሕተኛታት ድሕሪ መልከፍቲ ክምለሱ ኣብ ዝግበርሉ ኣሰራርሓ ብዛዕባ’ቶም ዝእለዩ ኣረጋውያን ስግኣት ሓዲሩ’ሎ።

    9 min
  • ሰራሕተኛታት መእለዪ ኣረጋውያን ብኮቪድ-19 ድሕሪ ምልካፎም ናብ ስራሕ ዝምለስሉ ግዜ ስለዝሓጸረ ኣብ ድሕነት ኣረጋውያን ፍርሒ ፈጢሩ
    ነቲ ጽላት ሕጽረት ሰራሕተኛታት ኣብ ዘጋጥሞ ዘሎ እዋን ምእላይ ኣረጋውያን (Aged Care) ሕጂ'ውን እንተኾነ ኣደራዕ ለበዳ ኮቪድ 19 ይወርዶ ኣሎ። ከባቢ 500 መእለዪ ኣረጋውያን ብንጡፍ ለበዳ ኮቪድ-19 ይሕመሱ ኣለዉ፡ ሰራሕተኛታት ድሕሪ መልከፍቲ ክምለሱ ኣብ ዝግበርሉ ኣሰራርሓ ብዛዕባ’ቶም ዝእለዩ ኣረጋውያን ስግኣት ሓዲሩ’ሎ።
    9 min
  • ኦሚክሮን ብተዛማዲ ኣዝዩ ዘሕምም ኣይኮነን ኢልና ከይንልከፍ ካብ ምጥንቃቕ ሸለል ክንብል ኣሎና ድዩ፧

    ከም’ቲ ዝተበሃልናዮ እንተኮይኑ ኦሚክሮን ካብ ካልኦት ዓሌታት ኮሮናቫይረስ ብመጠን ኣብ ነብስና ዘውርዶ ማህሰይቲ ዝፎኸሰ’ዩ። እዚ ኸኣ ነቲ 'ኮቪድ-19 ካብ’ቲ ዝሓለፈ እዋን ዝነበሮ ዝተሓተ' ተኽእሎ ሓደጋ’ዩ ዘኸትል ዝብል ሓሳብ ክዝርጋሕ ጌሩ’ዩ። እንተኾነ ግን እዚ ማለት ኮቪድ ይልከፈና ኣየልከፈና ክንጭንቐሉ የብልናን ማለት ድዩ፧ እቶም ክኢላታት ግን ሕጂ’ውን እንተኾነ ከይለኽፈና ዝከኣለና ክንገብር’ዩ ዘለና እዮም ዝብሉ። 

    12 min
  • ኦሚክሮን ብተዛማዲ ኣዝዩ ዘሕምም ኣይኮነን ኢልና ከይንልከፍ ካብ ምጥንቃቕ ሸለል ክንብል ኣሎና ድዩ፧
    ከም’ቲ ዝተበሃልናዮ እንተኮይኑ ኦሚክሮን ካብ ካልኦት ዓሌታት ኮሮናቫይረስ ብመጠን ኣብ ነብስና ዘውርዶ ማህሰይቲ ዝፎኸሰ’ዩ። እዚ ኸኣ ነቲ 'ኮቪድ-19 ካብ’ቲ ዝሓለፈ እዋን ዝነበሮ ዝተሓተ' ተኽእሎ ሓደጋ’ዩ ዘኸትል ዝብል ሓሳብ ክዝርጋሕ ጌሩ’ዩ። እንተኾነ ግን እዚ ማለት ኮቪድ ይልከፈና ኣየልከፈና ክንጭንቐሉ የብልናን ማለት ድዩ፧ እቶም ክኢላታት ግን ሕጂ’ውን እንተኾነ ከይለኽፈና ዝከኣለና ክንገብር’ዩ ዘለና እዮም ዝብሉ።
    12 min
  • ብኩነታት ቪዝኡ ዘይተረጋግአ ኮኾብ ቴኒስ ኖቫክ ጆኮቪች ናይ ፈለማ መጋጥምቱ ፈሊጡ፣ ትዊተር ኣብ ናይጀርያ ተመሊሱ

    ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ

    * ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራሊያ መልከፍቲ ኦሚክሮን ኣብ ዝበዝሓሉ ቤት ትምህርታት ክፉታት ክጸንሑ ምዃኖም ኣረጋጊጹ

    * ግዝኣት ኲንስላንድ ለበዳ ካብ ዝኽሰት ንፈለማ ግዜኣ ዝለዓለ ቁጽሪ በቲ ቫይረስ ዝመቱ ሰባት መዝጊባ፡

    * ኣብ ሞቓዲሾ ናይ መኪና ቦምብ ተፈንጂሩ ሓያሎ ሰባት ምውታትን ቁሱላትን ኮይኖም፡

    * ትዊተር ሸውዓተ ወርሒ ተኣጊዱ ድሕሪ ምጽናሕ መንግስቲ ናይጀርያ ከፊትዎ

    * ኖቫክ ጆኮቪች ኩነታት ቪዝኡ ኣብ ሰንፈላል እንከሎ ናይ ፈለማ መጋጥምቱ ፈሊጡ

    13 min
  • ብኩነታት ቪዝኡ ዘይተረጋግአ ኮኾብ ቴኒስ ኖቫክ ጆኮቪች ናይ ፈለማ መጋጥምቱ ፈሊጡ፣ ትዊተር ኣብ ናይጀርያ ተመሊሱ
    ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ * ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራሊያ መልከፍቲ ኦሚክሮን ኣብ ዝበዝሓሉ ቤት ትምህርታት ክፉታት ክጸንሑ ምዃኖም ኣረጋጊጹ * ግዝኣት ኲንስላንድ ለበዳ ካብ ዝኽሰት ንፈለማ ግዜኣ ዝለዓለ ቁጽሪ በቲ ቫይረስ ዝመቱ ሰባት መዝጊባ፡ * ኣብ ሞቓዲሾ ናይ መኪና ቦምብ ተፈንጂሩ ሓያሎ ሰባት ምውታትን ቁሱላትን ኮይኖም፡ * ትዊተር ሸውዓተ ወርሒ ተኣጊዱ ድሕሪ ምጽናሕ መንግስቲ ናይጀርያ ከፊትዎ * ኖቫክ ጆኮቪች ኩነታት ቪዝኡ ኣብ ሰንፈላል እንከሎ ናይ ፈለማ መጋጥምቱ ፈሊጡ
    13 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,820 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners