SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ኣብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ብ10 ተጻወቲ ዝመከተት ኢትዮጵያ ብጸቢብ ተሳዒራ፣ ኮኾብ ቴኒስን ሓተትቲ ዑቕባን ብሓባር ተዳጒኖም

    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (10/01/2022)

    * ዝሓለፈ ሓሙስ ኣካል ዑደት ጉያ እግሪ መሮር ኣትለቲክስ ዓለም ዝኾነ ዓመታዊ ውድድር ካምፓቺዮ ተኻይዱ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዓብላሊ ተዓዊቶሞ፡

    * ካሜሩን ድሕሪ 50 ዓመት ደጊማ ተአንግዶ ግጥማት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣፍኮን 2021 ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ንሓደ ዓመት ተመሓላሊፉ ድሕሪ ምጽናሕ ሰንበት ክካየድ ተጀሚሩ፡

    * ኮቪድ ዝሓመሰን ሃገራዊያን ጋንታታት ኣፍሪቃ ሰንከልከል እናበላ ኣብ ካሜሩን ኣትየን፡

    * ኢትዮጵያ ቀዳማይ ምድባዊ ግጥማ ኣንጻር ኬፕ ቨርደ ኣካይዳ ብ10 ተጻወቲ ብጸቢብ ሓደ ብባዶ ተሳዒራ፡

    * ቁጽሪ ሓደ ኮኾብ ባይታ ቴኒስ ዓለም ሰርቢያዊ ኖቫክ ጆኮቪች ውሳነ ይግባይ ዝተኸልከለ ቪዝኡ ኣብ ዝጽበየሉ ዘሎ እዋን ነዊሕ ዓመታት ዝተዳጎኑ ሓተትቲ ዑቕባ ኣብ ዝዕቆብሉ ሆቴል ክጸንሕ ስለዝተገብረ ኩነታቶም ዓለም ክትሰምዓሎም ዕድል ረኺቦም

    13 min
  • ኣብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ብ10 ተጻወቲ ዝመከተት ኢትዮጵያ ብጸቢብ ተሳዒራ፣ ኮኾብ ቴኒስን ሓተትቲ ዑቕባን ብሓባር ተዳጒኖም
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (10/01/2022) * ዝሓለፈ ሓሙስ ኣካል ዑደት ጉያ እግሪ መሮር ኣትለቲክስ ዓለም ዝኾነ ዓመታዊ ውድድር ካምፓቺዮ ተኻይዱ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዓብላሊ ተዓዊቶሞ፡ * ካሜሩን ድሕሪ 50 ዓመት ደጊማ ተአንግዶ ግጥማት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣፍኮን 2021 ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ንሓደ ዓመት ተመሓላሊፉ ድሕሪ ምጽናሕ ሰንበት ክካየድ ተጀሚሩ፡ * ኮቪድ ዝሓመሰን ሃገራዊያን ጋንታታት ኣፍሪቃ ሰንከልከል እናበላ ኣብ ካሜሩን ኣትየን፡ * ኢትዮጵያ ቀዳማይ ምድባዊ ግጥማ ኣንጻር ኬፕ ቨርደ ኣካይዳ ብ10 ተጻወቲ ብጸቢብ ሓደ ብባዶ ተሳዒራ፡ * ቁጽሪ ሓደ ኮኾብ ባይታ ቴኒስ ዓለም ሰርቢያዊ ኖቫክ ጆኮቪች ውሳነ ይግባይ ዝተኸልከለ ቪዝኡ ኣብ ዝጽበየሉ ዘሎ እዋን ነዊሕ ዓመታት ዝተዳጎኑ ሓተትቲ ዑቕባ ኣብ ዝዕቆብሉ ሆቴል ክጸንሕ ስለዝተገብረ ኩነታቶም ዓለም ክትሰምዓሎም ዕድል ረኺቦም
    13 min
  • መንግስቲ ኤርትራ ብሸነኽ ሸራሮ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ተወሳኺ ወራር ንምክያድ ሓድሽ መጥቃዕቲ ከፊቱ - ወሃቢ ቃል ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ

    ሓጸርቲ ጸብጻባት ዜና፡

    * ኣብ ትግራይ ዝጸንሓ ትካላት ረዲኤት ብሰሪ መጥቃዕቲ ድሮን ግልጋሎተን ደው ከምዘበላ ው.ሕ.ሃ. ኣፍሊጡ፡

    * መንግስቲ ኤርትራ ብሸነኽ ሸራሮ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ተወሳኺ ወራር ንምክያድ ሓድሽ መጥቃዕቲ ከፊቱ ክብሉ ወሃቢ ቃል ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ ከሲሶም፡

    * ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ቀዳም ኣብ ዝሃብዎ ቃለመሕትት ኣብ ኤርትራ ሓደስቲ ልምዓታዊ መደባት ከም ዘይህልው ብምግላጽ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ግን ‘ስቕ ኢልና ክንርኢ ኣይንኽእልን ኢና’ ምባሎም ይዝከር፡

    * ብኻልእ ወገን ሰራዊት ትግራይ ብሸነኽ ደቡብ ትግራይ ንዝነብሩ ሰለስተ ክፍላተ ሰራዊታት ኢትዮጵያ ደምሲሱ ዕርዲ ምክልኻሉ ኣስጢሙ ይቕጽል ኣሎ ክብል ማእከላይ ኮማንድ ናይ’ቲ ሰራዊት ኣፍሊጡ፡

    * ኣብ ኢትዮጵያ ዋጋ መድሃኒት ብ40 ሚእታዊትከምዝወሰኸ ተሓቢሩ

    9 min
  • መንግስቲ ኤርትራ ብሸነኽ ሸራሮ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ተወሳኺ ወራር ንምክያድ ሓድሽ መጥቃዕቲ ከፊቱ - ወሃቢ ቃል ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ
    ሓጸርቲ ጸብጻባት ዜና፡ * ኣብ ትግራይ ዝጸንሓ ትካላት ረዲኤት ብሰሪ መጥቃዕቲ ድሮን ግልጋሎተን ደው ከምዘበላ ው.ሕ.ሃ. ኣፍሊጡ፡ * መንግስቲ ኤርትራ ብሸነኽ ሸራሮ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ተወሳኺ ወራር ንምክያድ ሓድሽ መጥቃዕቲ ከፊቱ ክብሉ ወሃቢ ቃል ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ ከሲሶም፡ * ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ቀዳም ኣብ ዝሃብዎ ቃለመሕትት ኣብ ኤርትራ ሓደስቲ ልምዓታዊ መደባት ከም ዘይህልው ብምግላጽ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ግን ‘ስቕ ኢልና ክንርኢ ኣይንኽእልን ኢና’ ምባሎም ይዝከር፡ * ብኻልእ ወገን ሰራዊት ትግራይ ብሸነኽ ደቡብ ትግራይ ንዝነብሩ ሰለስተ ክፍላተ ሰራዊታት ኢትዮጵያ ደምሲሱ ዕርዲ ምክልኻሉ ኣስጢሙ ይቕጽል ኣሎ ክብል ማእከላይ ኮማንድ ናይ’ቲ ሰራዊት ኣፍሊጡ፡ * ኣብ ኢትዮጵያ ዋጋ መድሃኒት ብ40 ሚእታዊትከምዝወሰኸ ተሓቢሩ
    9 min
  • 'ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሓይልታት ይምዝመዙ እምበር ከም’ቲ ዝግብኦም ይሕገዙ ኣይኮኑን ዘለው' - ኣቶ በረኸት ሃይለ

    ዝሓለፈ ሓሙስ ወኪል ስደተኛታት ው. ሕ. ሃ. ሓደ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተፈጸመ ደብዳብ ነፈርቲ ክልተ ህጻናት ዝርከብዎም ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ቀቲሉ ክብል ጸብጺቡ ኔሩ። ኣርባዕተ ዝተጎድኡ ኣለው ክብል ወሲኹ። ኣብ’ቲ ጸብጻብ እቲ ደብዳብ ሮቡዕ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ፡ ማይ ጸብሪ፡ ኣጋጢሙ’ዩ ዝብል። ሎሚ ነዚ ክስተትን ህሉው ኩነታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይን ንዝምልከት ኣብ ምጥባቕ ጉዳይ ስደተኛታት ዝነጥፍ ኣቶ በረኸት ሃይለ ዓዲምናዮ ኣለና።

    21 min
  • 'ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሓይልታት ይምዝመዙ እምበር ከም’ቲ ዝግብኦም ይሕገዙ ኣይኮኑን ዘለው' - ኣቶ በረኸት ሃይለ
    ዝሓለፈ ሓሙስ ወኪል ስደተኛታት ው. ሕ. ሃ. ሓደ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተፈጸመ ደብዳብ ነፈርቲ ክልተ ህጻናት ዝርከብዎም ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ቀቲሉ ክብል ጸብጺቡ ኔሩ። ኣርባዕተ ዝተጎድኡ ኣለው ክብል ወሲኹ። ኣብ’ቲ ጸብጻብ እቲ ደብዳብ ሮቡዕ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ፡ ማይ ጸብሪ፡ ኣጋጢሙ’ዩ ዝብል። ሎሚ ነዚ ክስተትን ህሉው ኩነታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይን ንዝምልከት ኣብ ምጥባቕ ጉዳይ ስደተኛታት ዝነጥፍ ኣቶ በረኸት ሃይለ ዓዲምናዮ ኣለና።
    21 min
  • ዕለታዊ ኣሃዛት መልከፍቲ ልዕሊ 100000 ኣብ ዝሓለፍሉ ምትዕርራያት ኣብ ክፍሊታት ሓገዝ ቫይረስ ተኻይዶም

    ግዝኣታትን ምምሕዳራዊ ከባቢታትን ኣውስትራልያ ካብ መመርመሪታት ኮቪድ-19 ፒሲኣር ናብ’ቲ ቅልጡፍ መርመራ ኣንቲጀን ዝኾነ ራፒድ ኣንቲጀን ቴስትስ (ራት) ኣብ ዝሰገራሉ እዋን ፈደራል መንግስቲ ናብ’ቲ ብሰንኪ መልከፍቲ ኮቪድ-19 ኣብ ገዝኦም ክውሸቡ ዝተገደዱ ሰባት ዝወሃብ ክፍሊት ቅልውላው ብኩራት ብሰንኪ ለበዳ (Pandemic Leave Disaster Payment) ምትዕርራይ ይገብር ኣሎ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ኣውስትራልያ ሕጂ ልዕሊ 100000 መልከፍታት ኮሮናቫይረስ ኣብ መዓልታዊ ኣሃዛታ ትምዝግብ ኣብ ዘላ እዋን’ዩ።

    7 min
  • ዕለታዊ ኣሃዛት መልከፍቲ ልዕሊ 100000 ኣብ ዝሓለፍሉ ምትዕርራያት ኣብ ክፍሊታት ሓገዝ ቫይረስ ተኻይዶም
    ግዝኣታትን ምምሕዳራዊ ከባቢታትን ኣውስትራልያ ካብ መመርመሪታት ኮቪድ-19 ፒሲኣር ናብ’ቲ ቅልጡፍ መርመራ ኣንቲጀን ዝኾነ ራፒድ ኣንቲጀን ቴስትስ (ራት) ኣብ ዝሰገራሉ እዋን ፈደራል መንግስቲ ናብ’ቲ ብሰንኪ መልከፍቲ ኮቪድ-19 ኣብ ገዝኦም ክውሸቡ ዝተገደዱ ሰባት ዝወሃብ ክፍሊት ቅልውላው ብኩራት ብሰንኪ ለበዳ (Pandemic Leave Disaster Payment) ምትዕርራይ ይገብር ኣሎ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ኣውስትራልያ ሕጂ ልዕሊ 100000 መልከፍታት ኮሮናቫይረስ ኣብ መዓልታዊ ኣሃዛታ ትምዝግብ ኣብ ዘላ እዋን’ዩ።
    7 min
  • "ነዚ ኩናት እዚ ንምውዳእ ሓይሊ ዘድሊ እንተደኣ ኮይኑ ፤ ነዚ ንምግባር ዘኽእል ቁመና ኣለና።" ጀነራል ታደሰ ወረደ ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ።

    ኣርእስታት ጸብጻብ

     

    ኤርትራን ቻይናን ንሓበራዊ ረብሓ ኣብ ክልትኣዊ፣ ዞባውን ዓለምለኻዊን ጉዳያት ብሓንሳብ ክሰርሓ ተሰማሚዐን።

     

    ካብ መዝነቶም ከም ዝወርዱ ዝንገረሎም ዘሎ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፍሪ ፌልትማን ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ኩናት መፍትሒ ንምእላሽ ሎሚ ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ።

     

    ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ኢትዮጵያ ዝጥረዙ ተጋሩ ግዳያት መጭወይትን መጥቃትን ይኾኑ ከም ዘለዉ ሂዩውማን ራይትስ ዎች ኣቃሊዑ።

     

    መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ መድሓኒት ከይኣቱ ብምኽልካሉ ክሓውዩ ዝኽእሉ ሰባት ኣብ ኢዶም ይሞቱ ከም ዘለዉ ሓካይም ተዛሪቦም።

    8 min
  • "ነዚ ኩናት እዚ ንምውዳእ ሓይሊ ዘድሊ እንተደኣ ኮይኑ ፤ ነዚ ንምግባር ዘኽእል ቁመና ኣለና።" ጀነራል ታደሰ ወረደ ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ።
    ኣርእስታት ጸብጻብ ኤርትራን ቻይናን ንሓበራዊ ረብሓ ኣብ ክልትኣዊ፣ ዞባውን ዓለምለኻዊን ጉዳያት ብሓንሳብ ክሰርሓ ተሰማሚዐን። ካብ መዝነቶም ከም ዝወርዱ ዝንገረሎም ዘሎ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፍሪ ፌልትማን ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ኩናት መፍትሒ ንምእላሽ ሎሚ ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ። ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ኢትዮጵያ ዝጥረዙ ተጋሩ ግዳያት መጭወይትን መጥቃትን ይኾኑ ከም ዘለዉ ሂዩውማን ራይትስ ዎች ኣቃሊዑ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ መድሓኒት ከይኣቱ ብምኽልካሉ ክሓውዩ ዝኽእሉ ሰባት ኣብ ኢዶም ይሞቱ ከም ዘለዉ ሓካይም ተዛሪቦም።
    8 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,820 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners