SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (06 ጥሪ 2022)

    ኣርእስታት ዜና

     

    ** ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስ ሎሚ ኣስታት  35,000 [[34,994]] ቪክቶሪያ ድማ  22,000 [[21,997]].ዝኾኑ ሓደሽቲ ብ ኮቪድ-19 ዝተለኽፉ ተረኺቦም

     

    ** ብምኽንያት ስእነት መድሃኒት ኣብ ሆስፒታላት ትግራይ ሕሙማት ይሞቱ ኣለዉ ተባሂሉ።

     

    ** ተጻዋታይ ቴኒስ  Novak Djokovic ኣብ ናይ ስደተኛታት መሐበሲ መልበርን ክጸንሕ ተጌሩ

    14 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (06 ጥሪ 2022)
    ኣርእስታት ዜና ** ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስ ሎሚ ኣስታት 35,000 [[34,994]] ቪክቶሪያ ድማ 22,000 [[21,997]].ዝኾኑ ሓደሽቲ ብ ኮቪድ-19 ዝተለኽፉ ተረኺቦም ** ብምኽንያት ስእነት መድሃኒት ኣብ ሆስፒታላት ትግራይ ሕሙማት ይሞቱ ኣለዉ ተባሂሉ። ** ተጻዋታይ ቴኒስ Novak Djokovic ኣብ ናይ ስደተኛታት መሐበሲ መልበርን ክጸንሕ ተጌሩ
    14 min
  • ሌላ ምስ ልዕሊ 30 መጻሕፍቲ ዝጸሓፈ ደራሲ እምነቱ ተስፋይ

    ኣቶ እምነቱ ተስፋይ፡ ኣብዝ ቕሩብ ግዜ ዝተጻሕፈት ታሪኽ ብላታ ካሕሳይ ማሉን ታሪኻ ናይ በዓል ዓብደልቓድር ከቢረ፡ ደጃት ባህታ ሓጎስ፡ ጠበቓ ጸጋይ እያሱን ናይ ካልኦት ፍሉጣት ኤርትራዊያን ታሪኽ ህይወቶም ዝጽሕፉ ዘለዉ እዮም። ብዛዕባ ህይወት ደራሲ እምነቱ ተስፋይ ሓዎም ኣቶ እያሱ ተስፋይ ኣዕሊሎሙና ኣለዉ።

    18 min
  • ሌላ ምስ ልዕሊ 30 መጻሕፍቲ ዝጸሓፈ ደራሲ እምነቱ ተስፋይ
    ኣቶ እምነቱ ተስፋይ፡ ኣብዝ ቕሩብ ግዜ ዝተጻሕፈት ታሪኽ ብላታ ካሕሳይ ማሉን ታሪኻ ናይ በዓል ዓብደልቓድር ከቢረ፡ ደጃት ባህታ ሓጎስ፡ ጠበቓ ጸጋይ እያሱን ናይ ካልኦት ፍሉጣት ኤርትራዊያን ታሪኽ ህይወቶም ዝጽሕፉ ዘለዉ እዮም። ብዛዕባ ህይወት ደራሲ እምነቱ ተስፋይ ሓዎም ኣቶ እያሱ ተስፋይ ኣዕሊሎሙና ኣለዉ።
    18 min
  • ብዳካ ቡን ዝስራሕ ሳእኒ/ስኒከር ጥቕሙ ዕዙዝ ምዃኑ ተገሊጹ።

    ኣብ መላእ ዓለም ፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ፡ ኣስታት ሽዱሽተ ሚልዮን ቶን ዝኸውን ዳካ ቡን  ናብ መሬት ይጉሓፍ።

     

    ቡን ምስ ተወቕጠ፡ ሚተይን ዝበሃል ኣብ ዓለማዊ ዋዒ ዓብዪ ኣበርክቶ ዝገብር ጋዝ የፍሪ ።

     

    ኣብ ዓለም እቲ ዝለዓለ ውሉፍ ቡን ዝዀነ ህዝቢ ህዝቢ ናብዘለዋ ናብ ፊንላንድ ዝመጹ ክልተ ቬትናማውያን ስደተኛታት ፡ነዚ ጸገም መፍትሒ ረኺቦም ኣለዉ ።

    7 min
  • ብዳካ ቡን ዝስራሕ ሳእኒ/ስኒከር ጥቕሙ ዕዙዝ ምዃኑ ተገሊጹ።
    ኣብ መላእ ዓለም ፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ፡ ኣስታት ሽዱሽተ ሚልዮን ቶን ዝኸውን ዳካ ቡን ናብ መሬት ይጉሓፍ። ቡን ምስ ተወቕጠ፡ ሚተይን ዝበሃል ኣብ ዓለማዊ ዋዒ ዓብዪ ኣበርክቶ ዝገብር ጋዝ የፍሪ ። ኣብ ዓለም እቲ ዝለዓለ ውሉፍ ቡን ዝዀነ ህዝቢ ህዝቢ ናብዘለዋ ናብ ፊንላንድ ዝመጹ ክልተ ቬትናማውያን ስደተኛታት ፡ነዚ ጸገም መፍትሒ ረኺቦም ኣለዉ ።
    7 min
  • ኣብ ማያት ዘሎ ሓደጋ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

    ኣውስትራሊያዊያን ኣብ ማያት እናሓምበሱ ክዘናግዑ ይፈትዉ ኢዮም።እንተኾነ ኣብ እዋን ሳመር ሓደጋታት ወትሩዩ ዘጋጥም።ብዙሓት ሓደሽቲ ኣውስትራሊያዊን ዝኾኑ ኣብ ማያት እንታይ ከጋጥም ከምዝኽእል ኣይርድእዎንዮም።ስለዚ ኣብ ማያት ኣብ ዝግበር ንጥፈታት ሞት ካብ ዘስዕብ ሓደጋ ብኸመይ ትከላከል?ዝቕጽል ትሕዝቶ ነዚ ክገልጽዩ።

    10 min
  • ኣብ ማያት ዘሎ ሓደጋ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
    ኣውስትራሊያዊያን ኣብ ማያት እናሓምበሱ ክዘናግዑ ይፈትዉ ኢዮም።እንተኾነ ኣብ እዋን ሳመር ሓደጋታት ወትሩዩ ዘጋጥም።ብዙሓት ሓደሽቲ ኣውስትራሊያዊን ዝኾኑ ኣብ ማያት እንታይ ከጋጥም ከምዝኽእል ኣይርድእዎንዮም።ስለዚ ኣብ ማያት ኣብ ዝግበር ንጥፈታት ሞት ካብ ዘስዕብ ሓደጋ ብኸመይ ትከላከል?ዝቕጽል ትሕዝቶ ነዚ ክገልጽዩ።
    10 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (03 ጥሪ 2022)

    ** ስርዓተ ጥዕና ኒው ሳውዝ ወልስ ብሰንኪ እናበዝሐ ዝኸይድ ዘሎ መልከፍቲ ናብ ሆስፒታል ብዝኣቱ ብዝሒ ጸቕጢ በዚሕዎ።

     

    **እስራኤል  ልዕሊ 60 ዓመት ዕድሚኦም ራብዓይ ዶስ ክትህብ እያ።

     

    ** ሊዮነል መሲ ሓደ ካብቶም ኣርባዕተ ተጻወቲ ጋንታ Paris Saint Germain ብኮቪድ-19 ዝተለኽፉ ኮይኑ።

    16 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (03 ጥሪ 2022)
    ** ስርዓተ ጥዕና ኒው ሳውዝ ወልስ ብሰንኪ እናበዝሐ ዝኸይድ ዘሎ መልከፍቲ ናብ ሆስፒታል ብዝኣቱ ብዝሒ ጸቕጢ በዚሕዎ። **እስራኤል ልዕሊ 60 ዓመት ዕድሚኦም ራብዓይ ዶስ ክትህብ እያ። ** ሊዮነል መሲ ሓደ ካብቶም ኣርባዕተ ተጻወቲ ጋንታ Paris Saint Germain ብኮቪድ-19 ዝተለኽፉ ኮይኑ።
    16 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,820 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners