SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ዕለታዊ ዜና 16 ነሓሰ 2021 SBS ትግርኛ

     

    ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡

     

    *** ኣብ ቪክቶሪያ ዘሎ ናይ ኮቪድ ዕጽዋ ክሳብ ክልተ መስከረም ተናዊሑ።

     

    **** ከተማ ካቡል ኣብ ትሕቲ ጣሊባን ኣትያ።

     

    ***** ብሉጽ ተጻዋቲ ኲዕሶ እግሪ ጀርመን ዓሪፉ

    15 min
  • ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀ/ኣፍሪቃ ጀፍሪ ፌልትማን ኢትዮጵያ ሓዊሱ ናይ ሰለስተ ሃገራት ዑደቱ ሎሚ ይጅምር። (ካብ ጸብጻባት)

    ሓጸርቲ ጸብጻባት፥

     

    ኣብ ኣርባዕተ ዩኒቨርሲታት ትግራይ ዝጸንሑ ልዕሊ 10 ሽሕ ተምሃሮ ካልኦት ክልላት ብሰላም ነናብዓዶም ከም ዝተፋነዉ ሚንስትሪ ትምህርቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

    ዩኒቨርሲቲ ደብረማርቆስ ወተሃደራዊ ታዕሊም ከህብ ከም ዝጀመረ ገሊጹ።

     

    ርእሰ ከተማ ኣምሓራ ባህርዳር ሓዊሱ ብዙሓት ዓበይቲ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ሰዓት እቶ እቶ ኣዊጀን።

    ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝኾኑ ጀፍሪ ፌልትማን ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ሰለስተ ሃገራት ዘሳልጥዎ ናይ 10 መዓልታት ምብጻሕ ሎሚ ሰኑይ ይጅምር።

     

    ኣብ ኢትዮጵያ ለበዳ ቫይረስ ኮቪድ 19 ይገድድ ከም ዘሎ ሚንስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና።

    5 min
  • ጣሊባን ንካቡል ተቖጻጺሩ፡ ፕረ/ ኣሽራፍ ጋኒን ምዕራባዊያንን ካብ ኣፍጋኒስታን ይሃድሙ።

    ጣሊባን ንርእሰ ከተማ ኣፍጋኒስታን ካቡል ተቘጻጺሩ ፡ ድሕሪ ናይ ዕስራ ዓመታት ኣመሪካን ኩሎም ሓይሊታትን ወተሃደራዊ ህላወኦም ምስኣኽተመ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኣፍጋኒስታን ዓወት ከም ዘመዝገበ ተገሊጹ ።

     

    ናይ ኣውስትራሊያ ፈደራል መንግስቲ ብዛዕባ ወተሃደራዊ ጻዕርታት ንምዝርራብ ፤ ናይ ኣውስትራሊያ ዜጋታት ካብታ ሃገር ናይ ምውፃእ ስራሕ ንምውዳእን ናይ ኣፍጋኒስታንን ሰራሕተኛታት ዝነበሩ ሰባት ንምውጻእ ዝምልከት ክእከብ እዩ ።

    11 min
  • ንኢትዮጵያ ከይውክል ዝወሰንኩዎ ኣይጠዓሰሉን'የ፡ ሰላም ንኽሰፍን ምክፍፋል ስልጣን ይሃሉ - ሲፋን ሓሰን

    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (16/08/2021)

    * ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ ኢትዮጵያ ኣንጻር ጋናን ዚምባብወን ንእተካይዶም መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም 2022 28 ተጻወቲ ልምምዶም ክጅምሩ መሪጹ፡

    * ኣብ መባእታዊ መጻረዪ ግጥማት ናብ’ቲ ኮስታሪካ ተአንግዶ ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ፊፋ ደቀንስትዮ መንእሰያት ት20 ኤርትራ ንጂቡቲ ኣብ ቀዳማይ እግሪ ግጥም 3-1 ስዒራታ፡

    * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፖሎኝ ጽቡቕ ምንቅስቓስ ኣርእዩ፡ ዳዊት የማነ ከኣ ምስ ጋንታ ባይክ ኤይድ ተጸንቢሩ፡

    * ሰለስተ መዳልያታት ብምዕታር ኣብ’ቲ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝተዛዘመ ግጥማት ኦሎምፒክስ ቶክዮ 2020 ቅያ ዝሰርሐት ኢትዮጵያ ዝመበቆላ ነዘርላንዳዊት ሲፋን ሓሰን ንኢትዮጵያ ወኪላ ከይትወዳደር ምውሳና ከምዘየጣዕሳን ኣብ’ታ ሃገራ ሰላም ክወርድ ከምእትደልን ገሊጻ፡

    11 min
  • ካልኣይ ክፋል ዘተ ፖሎቲካዊ ዛዕባታት ዞባና ምስ ኣቶ መዝሙርን ኡስታዝ ሑሴንን።

    ኣብ ማሕበረሰብ ኤርትርትራዊያን ኣዚዮ ኣዛራረብቲ ዛዕባታት ዝኾኑ ሓሳባትን ሓባራዊ ፍታሓትን ኣልዒልና ምስ ኣቶ መዝሙር ፍስሃየ ካብ ምዕራብ ኣውስትራሊያ ከተማ ፐርዝ ከምኡ'ውን ኡስታዝ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ካብ ቪክቶሪያ ከተማ መልበርን ዝገበርናዮ ዝርርብ ቀዳማይ ክፋል ኣቕሪብና ኔርና፡ ሎሚ ካል ኣይን ናይ መወዳእታን ክፋሉ ቀሪብና ኣለና።

    27 min
  • ዕለታዊ ዜና 11 ነሓሰ 2021 SBS ትግርኛ

    ኣርእስታት ዜና፥

    ** New South ሎሚ 345 ሓደሽቲ መልከፍቲን ክልተ ሞትን ኣመዝጊባ

     

    *** ሰራዊት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ እዋን ኲናት ትግራይ ብኣማኢት ንዝቑጸራ ኣንስትን ኣዋልድን ዓሚጾም ፣ ክብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ትማሊ ኣፍሊጡ ።

     

    ** ሊዮነል መሲ፡ ምስ ፓሪስ ሰይንት ጀርመይን ንምፍራም ዝገበሮ ውሳነ ነይማር  ቀንዲ ረቛሒ ምንባሩ ገሊጹ ።

     

    15 min
  • መንግስቲ ኢትዮጵያ ን9 ዓበይቲ ሚድያታት ዓለም ኣጸባጽባ ኣዛቢዐን ኢሉ ከሲሱ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ ልኡኽና)

    ኣርእስታት ጸብጻብ፥

    ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ትግራይ ጾታዊ ዓመጽን ባርነትን ዝፈጸሙ ወተሃደራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ከምኡ’ውን ዕጡቓት ኣምሓራ ክሕተቱ ሓዱሽ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ሓቲቱ።

     ሓይልታት ትግራይን ሰራዊት ግንባር ናጽነት ኦሮሞን ብሓንሳብ ኮይኖም ንመንግስቲ ኢትዮጵያን መሻርኽትን ክወግኡ ተሰማሚዖም።

     

    መንግስቲ ኢትዮጵያ ን9 ዓበይቲ ሚድያታት ዓለም ኣጸባጽባ ኣዛቢዐን ኢሉ ከሲሱ።

     

    ሃገራዊ ባንኪ ቀጠር ኤርትራ ዘይከፈለቶ ልቓሕ 300 ሚልዮን ዶላር ክትከፍል ንምግዳድ ንቤት ፍርዲ ኣሜሪካ ሓቲቱ ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።

    7 min
  • ኣዛራራቢ ዛዕባታት፡ ዘተ ምስ ኣቶ መዝሙር ፍስሃየ ን ኡስታዝ ሑሴን ዓ/ዋስዕ (ቀዳማይ ክፋል)

    ኣብ ማሕበረሰብ ኤርትርትራዊያን ኣዚዮ ኣዛራረብቲ ዛዕባታት ዝኾኑ ሓሳባትን ሓባራዊ ፍታሓትን ኣልዒልና ምስ ኣቶ መዝሙር ፍስሃየ ካብ ምዕራብ ኣውስትራሊያ ከተማ ፐርዝ ከምኡ'ውን ኡስታዝ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ካብ ቪክቶሪያ ከተማ መልበርን ዓዲምናዮም ኣለና። ኣብዚ ቀዳማይ ክፋል ኣረኣያታት ኤርትራዊያን ምስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኲናትን ተተሓሒዙ ዝቐረበ'ዩ።

    29 min
  • ኣገልግሎታት ምእላይ ቆልዑ ኣብ ኣውስትራሊያ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

    ትማሃሩ ወይ ትሰርሑ እንተኾይንኩም፡ ኣብ ገዛኹም ድማ ቆልዑ እንተሃልዩኩም ፤ ኣብ ኣውስትራሊያ ብመንግስቲ ዝድጎም ናይ መውዓሊ ህጻናት ኣገልግሎት  ክትረኽቡ ትኽእሉ ። ነቲ ናይ ንጥፈታት መርመራታት እንተዓጊብካዮ ፣ እቲ መጠን ናይ መንግስቲ ድጎማ ድማ ኣብቲ ናይ ስድራቤት እቶት ይምርኮስ ። 

    11 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,864 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners