SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ዕለታዊ ዜና 29 ሓምለ 2021 SBS ትግርኛ

    ኣርእስታት ዜና

     

    ** ኒው ሳውዝ ዌልስ ሎሚ 239 ሓደስቲ መልከፍቲ ኮቪድ-19 መዝጊባ

    **ኣብ ኢትዮጵያ ካብዝግበር ኲናት ዝሃድሙ በሻሓት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሱዳን ይስደዱ ኣለዉ።

     

    ** ኣብ ኦልምፒክስ፡ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ግብጺ ንጋንታ ኣውስትራሊያ 2-0 ስዒራታ

    14 min
  • ኣብ ሞንጎ ክልላት ዓፋርን ሶማልን ብዝተወለዐ ግጭት ብውሑዱ 300 ሰባት ከም እተቐትሉን መገዲ ባቡርን ጽርግያን ኣዲስ ኣበባ - ጁቡቲ ተዓጽዩ።

     

    ሓይልታት ትግራይ ንስትራተጂያዊት ከተማ ወልድያ ተቖጻጺሩ።

    መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ 74 መኮንናት ሰራዊት ትግራይ ክሲ ከም ዝመስረተ ኣፍሊጡ።

     ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ትግራይ ዝርከብ ህዝቢ ቀረብ መድሃኒት ስለዘይብሉ ንሕማማት ዝቃልዐሉ ተርእዮ ከቢድ ክኸውን ይኽእል እዩ ክብል ኣጠንቂቑ።

     

    ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ቁጽሪ ኣብ ትግራይ ዝተቐትሉ ኤርትራውያን ስደተኛታት 6 ከም ዝኾነ ገሊጹ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።

    8 min
  • ጽልዋ ዕጽዋ ኮቪድ-19 ኣብ ሲድኒ ዝርከብ ማሕበረሰባትና፡ ዝርርብ ምስ ኣቶ ቶሾመ ካሕሳይ

    ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስ መልከፍቲ ኮቪድ-19 ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናዛየደ ብምኻዱ፡ ኣብ ሲድኒ ዘሎ ናይ ዕጽዋ ቀይዲ ክሳብ 28 ነሓሰ ተናዊሑ ኣሎ። ነዚ ብዝምልከት ኣብቲ ግዝ ኣት ዝከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ዘለዉዎ ኩነታትን ብዛዕባ ዝረኽብዎ ሓበሬታን ኣመልኪትና ምስ ካብ መራሕቲ ኮሙኒቲ ዝኾነ ኣቶ ተሾመ ካሕሳይ ዝተገብረ ዝርርብ።

    16 min
  • ኪኢላታትን ሰብ ሞያን ዝግብኦም ስራሕ ብኸመይ ይረኽቡ? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

    ሰማዕትና ካብዚ ዝቐርብ ሰሙናዊ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ኮይኑ፡ ኪኢላታትን ሰብ ሞያን ዝግብኦም ስራሕ ብኸመይ ይረኽቡ ዝብል ትሕቶ እዩ፡

     

    ኣብኣውስትራሊያ  ካብኣርባዕተቀዋሚሞያዘለዎምስደተኛታትሓደካብኦም  ትሕቲናይክእለትደረጃኡይሰርሕከምዘሎንንዓኣቶምንንቁጠባእዚሃገርንኣማእታትሚልዮናትኣብነፍሲወከፍዓመትይባኽንከምዘሎጸብጻብኣረጋጊጹ።

     

     

    ኣብ 'ዚመዳይ' ዚ፡ሓደስቲስደተኛታትምስደረጃኦም፡ብቕዓቶምንተመክሮስራሖምንዝኸይድስራሕዝረኽቡሉግብራዊመገድታትክንርኢኢና።

    ሰማዕትና ካብዚ ዝቐርብ ሰሙናዊ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ኮይኑ፡ ኪኢላታትን ሰብ ሞያን ዝግብ ኦም ስራሕ ብኸመይ ይረኽቡ ዝብል ትሕቶ እዩ፡

    ((Finding the right job for your skills and qualifications))

     ((Feature by Chiara Pazzano)

    ((Intro))

     

    ኣብኣውስትራሊያ  ካብኣርባዕተቀዋሚሞያዘለዎምስደተኛታትሓደካብኦም  ትሕቲናይክእለትደረጃኡይሰርሕከምዘሎንንዓኣቶምንንቁጠባእዚሃገርንኣማእታትሚልዮናትኣብነፍሲወከፍዓመትይባኽንከምዘሎጸብጻብኣረጋጊጹ።

     

    ኣብ 'ዚመዳይ' ዚ፡ሓደስቲስደተኛታትምስደረጃኦም፡ብቕዓቶምንተመክሮስራሖምንዝኸይድስራሕዝረኽቡሉግብራዊመገድታትክንርኢኢና።

     

    12 min
  • ዕለታዊ ዜና 26 ሓምለ 2021 SBS ትግርኛ

     

    ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡

     

    ** ኒው ሳውዝ ዌልስ 145 ሓደስቲ ናይ ከባቢ ብኮቪድ-19 ዝተታሕዙ ተመዝጊቦም።

     

     

    ** ምርጫ ሶማሊያ ተናዊሑ

     

     

    ** ኣውስትራሊያ ነዚ ሰሙን ኣብ ዉድድር ኦሎምፒክስ ብሓደ ወርቅን ብሓደ ብሩርን ብሓደ ብነሓስን እያ ትኣቱ ዘላ ።

    13 min
  • ር/ምም ኣምሓራ ኣቶ ኣገኘሁ ተሻገር “እዚ ፀላኢ ከየጥፋእና ዕረፍቲ የብልናን" ዝበሎ፡ ምጽናት ዓሌት ዝእምትዩ ተባሂሉ።

    ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣቶ ኣገኘሁ ተሻገር እዚ ፀላኢ ከየጥፋእና ዕረፍቲ የብልናን፡፡ እዚ ህዝቢ ፀላኢ ኢትዮጵያ እዩ፡፡ ክብል ብዘሕለፎ ኣዋጅ ክተት ይኽሰስ፡፡ ቀዳማይ ሚንስትር እታ ሃገር ኣብይ ኣሕመድ ቅድሚ ሰሙን እውን እዚ ፀላኢ መንቀርሳ ኢትዮጵያ እዩ፡ ከም ጻህያይ ክንምሕዎ ኢና ኢሉ ነይሩ፡፡ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ፔካ ሃቤስቶ ብዛዕባ ቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ ሓሳብ ንህዝቢ ትግራይ ን100 ዓመታት ከም ዘይለዓል ክንገብሮ ኢና ዝብል ዘረባ ካብ ሰብ መዚ ኢትዮጵያ ከም ዝተነግሮ ምግላፁ ይዝከር፡፡ መንግስታት ፌደራልን ክልል ኣምሓራን ኣብ ምዕራብ ትግራይ ብዝተፈፀመ ምፅናት ዓሌት፣ ኣብ ብዙሕ ከባቢታ እቲ ክልል ብዝቐለ ፆታዊ ዓመፅን ገበን ኩናትን ክኽሰሱ ዝፀንሑ ኮይኖም ኣሜሪካ ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ዘውፀአቶ መግለፂ ኣብ ኢትዮጵያ ገበን ምጽናት ዓሌት ከም ዝተፈፀመ ወግዓዊ ምግባራ ይዝከር፡፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ክሲ ዝነጸጎ ኮይኑ ነቲ ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ትማሊ ዝተሰምዐ ዘረባ እውን ንህዝቢ ትግራይ ዘይኮነስ ንህወሓት እዩ አሉዎ ኣሎ፡፡ ህወሓት ብወገኑ ሰብኣዊ ረድኤት ናብ ትግራይ ዝኣትወሉ መገዲ ንምኽፋትን ነቶም ገበን ፈፂሞም ዝብሎም ኣካላት ናብ ሕጊ ንምቕራብን ብሰለሰት ግምባራት ዓወት ይሓፍስ ከም ዘሎ እዩ ዝገልጽ ዘሎ፡፡ ዛጊድ ናብ ጎንደር፣ ላሊበላ፣ ወልድያን ቀንዲ መስመር ኣዲስ ኣበባ - ጁቡቲ ዝኾነ መስመር ንምሓዝ ገስጋሱ ከም ዘሐየለ ውን ይሕብር ኣሎ፡፡ ዝርዝር ትሕዝቶኡ ልኡኽና ከቕርቦ እዩ፡፡

    5 min
  • ዓለም ሎሚ ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ዊዒላ፧

    ኣብ መላእ ዓለም ዝርከባ ሃገራት ፡ ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝታሕዙ ሰባት እናውሰኸ ይኸይድ ምህላዉ ይርእያ ኣለዋ ።

     

    ኣብ እስያ ለበዳ ኮቪድ-19 ብብዝሒ ዝረኣየላ ኢንዶነዥያ ፡ መልከፍቲታት ንምዕጋት ብዝብል ምኽንያት ፡ እገዳታት ከተናውሖን ከተጽንዖን ወሲና ኣላ።

    7 min
  • ኢትዮጵያን ኤርትራን መዛረቢ ዝኾናሉ ኦሎምፒክስ ቶክዮ 2020 ተጀሚሩ፡ ዓሊ ሱለይማን ምስ ባህርዳር ከነማ ክጻወት ውዕል ፈሪሙ

    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (26/07/2021)

    * ኣብ ግጥማት ሴካፋ ት23 መንእሰያት ባህር ዳር ኣአንጋዲት ሃገር ኢትዮጵያን ኤርትራን ናብ ፍርቂ ፍጻመ ከይሓለፋ ተሪፈን፡

    * ኣጥቃዓይ ኤርትራ ዓሊ ሱለይማን ምስ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ናይ ክልተ ዓመት ውዕል ፈሪሙ፡

    * ኤርትራዊት ሞሳና ደበሳይን ኢትዮጵያዊት ሰላም ኣምሃን ንቅድድም ብሽግለታ መንገዲ ደቀንስትዮ ኦሎምፒክስ ኣድሚቐንኦ ውዒለን፡

    * ብደቂተባዕትዮ ኸኣ ኤርትራውያን ኣማኑኤል ገ/ሄርን መርሃዊ ቅዱስን ኣብ ቅድድም መንገዲ ተሳቲፎም ኣብ ሓምሳታት ደረጃ ወዲኦም፡

    * ኢትዮጵያ ኣብ ምረሻ መኽፈቲ ስነስርዓት ኦሎምፒክስ ቶክዮ ክልተ ሰባት ጥራይ ብምስላፋ ቁጥዐ ኣብ ህዝቢ ክፈጥር እንከሎ ኣብ መንጎ ልኡኻት ኦሎምፒክስን ገዳይም ኣትሌታትን ምክሳስ ፈጢሩ፡

    * ሓደ ኤርትራዊ ኣባል ልኡኽ ሃገራዊት ጋንታ ኣብ መንጎ መኽፈቲ ስነስርዓት ኦሎምፒክስ ኣብ ባይታ ብምድቃሱ መዛረቢ መራኸቢ ሓፋሽ ኮይኑ

    13 min
  • ሚሊሻታት ኢትዮጵያ ንሓደ ሱዳናዊ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ይጨወዩን፡ ዓቃቢ ሰላም ዉሕሃ ካብ ዳርፉር ኣብዘወጸሉ፡ ግጭታት ዳግም ይለዓሉ።

    ብቐዳም ሚሊሻታት ኢትዮጵያ ንሓደ ናይ ሱዳን ወተሃደራዊ ኣዛዚ ዶብ ሰጊሮም ብምውሳዶም ሰበስልጣን ሱዳን ፣ ነቲ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዘሎ ዶብ ዓጽዮምዎ ፣

    እዚ ከምዚሉ እንከሎ፡

    እቲ ኣብ 2019 ነቲ ናይ ነዊሕ እዋን መራሒ ሱዳን ዝነበረ ዑመር ኣል-በሽር ዝሰዓረ ሰውራ: ነቲ ኣብታ ሃገር ብግጭት ዝሕመስ ዘሎ ዞባ ዳርፉር ሓድሽ ጅማሮ ከም ዝኸውን ተስፋ ተነቢርዎ ኔሩ ።

    ይኹን እምበር ፡ ኣብ መንጎ መሰጋገሪ መንግስትን ኣብቲ ከባቢ ዝነብሩ ተቓወምትን ስምምዕ ሰላም እኳ እንተ ተኸተመ ፡ እቲ ዕግርግር ተመሊሱ ይርከብ ።

    7 min
  • ‘Local experience: most significant barrier to accessing work, shaping some Eritreans' early experiences and trajectories’ - ‘Local experience: most significant barrier to accessing work, shaping some Eritreans' early experiences and trajectories’

    Interview with Dr. Jehonathan Ben 

    Dr. Jehonathan Ben is a researcher at Deakin University here in Melbourne, Australia. Last year he completed his PhD study and the title of his thesis was ‘Ambivalent Motion: Eritreans’ Work Pursuits and Intercultural Connections in Melbourne’. It examines how highly educated Eritrean migrants relate to novel environments and forces they encounter in Australia. Motivated by a series of gaps in research and theorising on migrant lives, including insufficient attention to migrants’ capacities to act, experiences beyond resettlement, and groups from certain national, education and work backgrounds. Also present were Dr Amanuel Elias, a researcher at Deakin University, and Beyene Semere, EP SBS Tigrinya. 

    -

    Interview with Dr. Johonathan Ben 

    Dr. Jehonathan Ben is a researcher at Deakin University here in Melbourne, Australia. Last year he completed his PhD study and the title of his thesis was ‘Ambivalent Motion: Eritreans’ Work Pursuits and Intercultural Connections in Melbourne’. It examines how highly educated Eritrean migrants relate to novel environments and forces they encounter in Australia. Motivated by a series of gaps in research and theorising on migrant lives, including insufficient attention to migrants’ capacities to act, experiences beyond resettlement, and groups from certain national, education and work backgrounds. Also present were Dr Amanuel Elias, a researcher at Deakin University, and Beyene Semere, EP SBS Tigrinya. 

    55 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,845 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

0 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

0 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners