SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (14 ጥሪ 2026)
    ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (14 ጥሪ 2026) * ኣብ ጽባሕ’ቲ ዓቢይ መዘራረቢ ኣርእስቲ ዝፈጠረ ምስጓግ ፍልስጤማዊት-ኣውስትራልያዊት ደራሲት ምውራድ ኩሎም ኣባላት ቦርድ ተኸቲሉ ቅነ ጸሓፍቲ ኣደላይድ ተሰሪዙ፣ * መንግስታዊ ተለቪዥን ኢራን ብሰንኪ’ቶም ጸረ’ቲ-ስርዓት ዝካየዱ ዘለዉ ተቓውሞታት ዝሞቱ ሰባት ንፈለማ እዋን ወግዓዊ ኣፍልጦ ሂቡ፡ * ምስንባት ካብ ኣምባሳደርነት ኣውስትራልያ ኣብ ኣሜሪካ ንቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ኬቪን ራድ ቅጽበታዊ መወዳእታ ናይ’ቲ ኣብ ህዝባዊ ኣገልግሎት ዘሕለፎ ህይወት ክኸውን’ዩ፣
    7 min
  • How to cater for your dietary restrictions - ብምኽንያት ጥዕና ወይ ሃይማኖት ውሱን ዓይነት መግቢ ጥራይ ክትምገቡ ምስ ዝህልወኩም ከመይ ተማልእዎ?
    Australia is known as the allergy capital of the world. Our diverse population also means that we express our religious beliefs, ethics, health and personal choices through the food we eat. We called on some experts to help us navigate all the labelling, certifications and resources that can inform our food choices. - ኣውስትራሊያ ዋና ከተማ ኣለርጂ ተባሂላ ከምትፍለጥ ትፈልጡ'ዶ፧ ህላወ ብዙሕነት ኣብ ህዝብታታ ማለት ሰባት ሃይማኖታዊ እምነቶም፡ ስነምግባራቶም፡ ጠለባት ጥዕንኦምን ውልቃዊ ምርጫታቶምን ብመንገዲ'ቲ ዝምገብዎ መግቢ ይገልጽዎ። ኣብ'ዚ ትሕዝቶ ክኢላታት ብፍልጠት ዝተሞርኮሰ ምርጫታት መግቢ ክንገብር ዝሕግዙና ብዛዕባ ዝልጠፉ ኣስማት፡ መረጋገጺ ምስክር ወረቓቕቲን መሳለጥያታትን ከካፍሉና'ዮም።
    13 min
  • ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (13 ጥሪ 2026)
    ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (13 ጥሪ 2026) * ኣንቶኒ ኣልባነዚ ባይቶ ዝመጽእ ሶኑይን ሰሉስን ንስራሕ ክምለስ ምዃኑ ኣፍሊጡ፣ * ሃገራዊ ቤት ምኽሪ ኢማማት ኣውስትራልያ ጽልኢ እስልምናን ኣስላምን ዝመንቀሊኡ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ሓደ ኣስላማይ ሃይማኖታዊ መራሒን በዓልቲ ቤቱን ኮኒኑ፡ * ኩነታት ባርዓት ሓዊ ኣብ ቪክቶርያ እናዘሓሉ ይኸዱ'ለዉ፣ እንተኾነ ግን እቲ ስግኣት ገና ኣይተወደአን፡ * ኣብ ኣሜሪካ ኣኽበርቲ ሕጊ ኣብ ልዕሊ ኣቦ መንበር ፌደራል ሪዘርቭ (ማእከላይ ባንክ) ጀሮም ፓወል ገበናዊ መርመራ ከፊቶም፣
    6 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ጥሪ 2026)
    ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ጥሪ 2026):- [ትሕዝቶታቱ] * ዜና ቡለቲን ኤስቢኤስ ትግርኛ፣ * መዋእለ ህጻናት ኣብ ኣውስትራልያ ንሰለስተ መዓልታት ኣብ ሰሙን ነጻ ኮይኑ፣ * ጸብጻባት ልኡኽና [[ግብጺ ኣብ ጁቡቲ ውዕላት ወደብን ጸዓትን ድሕሪ ምፍራማ ድሕሪ ሰሙናት፡ ቀ/ሚ_ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጅቡቲ ወደብ ዶራለህ ዑደት የካይድ፣ ካብ ኣፍሪቃ ዝዓበየ መዕርፎ ነፈርቲ ኣብ ኢትዮጵያ ንምህናጽ ኣብ ቢሾፍቱ እምነ መሰረት ተነቢሩ፣ ግንባር ናጽነት ኦሮሞ ግን ነቲ ፕሮጀክት ብትሪ ይቃወሞ፣ ኤርትራ ፍሉይ ዘመናዊ ዲጂታዊ ስርዓተ ጉምሩክን ንግዲን ተተኣታቱ፣ ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ ከቢድ መውጋእቲ ንዘለዎም 20 ተጋደልቲ ኣብ ወፃኢ ክሕከሙ ይልእኽ፣ ቻይና ወደብ ባሕሪ ምርካብ ብዘተን ዲፕሎማስን ክፍጸም ከምዘለዎ ተነጽር፣ መንግስቲ ሱዳን ናብ ካርቱም ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ጽሕፈቱ ይምለስ]] * ንትርጉም፣ ኣገባብ ኣበዓዕላን መልእኽትን ልደት ኢየሱስ ክርስቶስን በዓል ልደትን * በረኻታት፣ ጫካታትን ባሕርታትን ኣውስትራልያ ግዜ ወሲድኩም ከተስተማቕርዎም ምስ ትደልዩ እንታይ ትገብሩ፧ ምኽርታት ኣብ'ዚ ኣለኩም
    53 min
  • ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (12 ጥሪ 2026)
    ቀንዲ ነጥብታት ናይ'ዚ ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (12 ጥሪ 2026) * ኣብ ባርዓት ሓዊ ግዝኣት ቪክቶርያ ቀዳማይ ግዳይ ሞት ዝኮነ ሰብ ተረጋጊጹ * ፈደራል መንግስቲ ነቶም ብምቅጻል ዝተጠቕዑ ማሕበረሰባት ኣብ ግዝኣት ቪክቶርያ ዝኸውን ክፍሊታት ሕውየት ኣበጊሱ * ፈስቲቫል ጸሓፍቲ ኣደላይድ ምስ ውሳነ ምስራዝ ተሳትፎ ፍልስጢማዊት-ኣውስትራልያዊት ራንዳ ዓብደል-ፋታሕ ብዝተኣሳሰር እናዓበዩ ዝከዱ ሳዕቤናት: ሰለስተ ኣባላት ቦርዱ ከሲሩ * ኣብ ኣሜሪካ ዝነብር ወዱ ነቲ ዝተዓልወ ሻህ ናይ ኢራን ንሃገሩ ክምለስን ንምስግጋር ናብ ዲሞክራሲያዊ መንግስቲ ክመርሖን ድሉው'የ ይብል
    13 min
  • ወደብ ባሕሪ ምርካብ ብዘተን ዲፕሎማስን ክፍጸም ኣለዎ (ቻይና)፣ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ኣብ ቢሾፍቱ ንዝህነጽ ዝዓበየ መዓርፎ ነፈርቲ ይቃወም፣
    ጸብጻባት ልኡኽና (12 ጥሪ 2026) * ግብጺ ኣብ ጁቡቲ ውዕላት ወደብን ጸዓትን ድሕሪ ምፍራማ ድሕሪ ሰሙናት፡ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጅቡቲ ወደብ ዶራለህ ዑደት የካይድ፣ * ካብ ኣፍሪቃ ዝዓበየ መዕርፎ ነፈርቲ ኣብ ኢትዮጵያ ንምህናጽ ኣብ ቢሾፍቱ እምነ መሰረት ተነቢሩ፣ ግንባር ናጽነት ኦሮሞ ግን ነቲ ፕሮጀክት ብትሪ ይቃወሞ፣ * ኤርትራ ፍሉይ ዘመናዊ ዲጂታዊ ስርዓተ ጉምሩክን ንግዲን ተተኣታቱ፣ * ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ ከቢድ መውጋእቲ ንዘለዎም 20 ተጋደልቲ ኣብ ወፃኢ ክሕከሙ ይልእኽ፣ * ቻይና ወደብ ባሕሪ ምርካብ ብዘተን ዲፕሎማስን ክፍጸም ከምዘለዎ ተነጽር፣ መንግስቲ ሱዳን ናብ ካርቱም ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ጽሕፈቱ ይምለስ፣
    10 min
  • በዓል ልደት ኣብ ኣስመራ፣ መቐለ፣ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታትን ተኸቢሩ፣ ኤርትራ ተወሰኽቲ እሱራት ሃይማኖት ፈቲሓ፣
    ጸብጻባት ልኡኽና (8 ጥሪ 2026) * በዓል ልደት ብኣመንቲ ክርስትና ኣብ ኣስመራ፣ መቐለ፣ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታትን ተኸቢሩ፣ * ኤርትራ፡ ተወሰኽቲ እሱራት ሃይማኖት ፈቲሓ * ኣብ ክልል ዓፋር ብዘጋጠመ ከቢድ ሓደጋ መኪና ልዕሊ 20 ተሰድድቲ ሞይቶም * ሶማሊላንድ ፍቓድ በረራ መንገዲ ኣየር ጅቡቲ ሰሪዛ
    8 min
  • እንቋዕ ናብ ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ብሰላም ኣብጽሓና! ትርጉሙ፣ ኣገባቡን ዕላምኡን ግን ንፈልጦ ዲና፧ መብርሂ ካብ መራሕቲ ሃይማኖት
    ንኩልኹም በዓል ልደት ተብዕሉ ኣመንቲ ክርስትና ካብ’ዚ ካብ ኤስቢኤስ ትግርኛ እንቋዕ ኣብጽሓኩም ንብል። እዚ ንትርጉም፣ ኣገባብ ኣበዓዕላን መልእኽትን ልደት ኢየሱስ ክርስቶስን በዓል ልደትን ዝምልከት ትሕዝቶ'ዩ። ቅድሚ ሕጂ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ከበደ ካብ ኣደላይድ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያንን መምህር ብሩክ ገብረሊባኖስ ካብ ደብረጽዮን ቅድስት ማርያም መልበርንን ካብ ዝሃቡና ሰፊሕ ትሕዝቶ ተጾሚቑ ዝቐርብ ዘሎ'ዩ።
    11 min
  • ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (07 ጥሪ 2026)
    ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (07 ጥሪ 2026) * መንግስቲ ብምዕልቕላቕ ንዝተሃስዩ ነበርቲ ኲንስላንድ 38 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዝህብ ኣፍሊጡ፣ * ባይቶ ቬንዙዌላ ንደልሲ ሮድሪገዝ ግዝያዊት መራሒት ክትከውን ቃለ መሓላ ኣፈጺሙዋ፡ * ልዕሊ ፍርቂ ክፋል ኣውስትራልያ ብልዑል መጠን ሙቐት ከልብለብ’ዩ፡ * ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እስራኤል ናብ ሶማሊላንድ ምብጻሕ ፈጺሙ፣
    7 min
  • Three-day childcare subsidy now in place - but will it help families? - ብመንግስቲ ዝሽፈን ናይ ሰለስተ መዓልታት ነጻ ኣገልግሎት መዋእለ ህጻናት ንስድራቤታት ክጠቕመን ድዩ፧
    Parents sending children to childcare are now guaranteed a 90 per cent subsidy for three days a week, without completing any eligibility test. The subsidy will cost around $430 million over the next four years but the government says hundreds of thousands of families are set to benefit. - ደቆም ናብ መዋእለ ህጻናት ዝልእኩ ወለዲ ዝኾነ ከማልእዎ ዘለዎም ወይ ዝግበኦም ነገር ከይሃለዎም ሕጂ ንሰለስተ መዓልታት ኣብ ሰሙን ዝኸውን 90% መንግስቲ ክድጎመሎም ወይ ክሽፍነሎም ውሕስነት ረኺቦም ኣለዉ። እዚ ድጎማ ከባቢ $430 ሚልዮን ኣብ ዝመጹ ኣርባዕተ ዓመታት ወጻኢታት ክግበረሉ’ዩ፣ መንግስቲ ግን ኣማኢት ኣሽሓት ስድራቤታት ክረብሑ’ዮም ይብል።
    8 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,868 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners