SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ኣብ ትግራይ ኣብ ሓደ መዓስከር ተመዛበልቲ 50 ሰባት ምማቶም ተገሊጹ፣ ስዊድን ደሃይ እሱር ጋዜጠኛ ዳዊት ይስሓቕ ኣረጋጊጻ፣
    ኣብ ትግራይ ኣብ ሓደ መዓስከር ተመዛበልቲ 50 ሰባት ምማቶም ከምዝተገልጸ፣ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝመርሖ ልኡኽ ምስ ፌደራል መንግስቲ ምምይያጡ፣ ኣብ ኤርትራ ተታሒዘን ዘለዋ ሰለስተ መራኽብ ኣዘርባዣን ክፍትሓ ጻውዒት ምቕራቡ፣ ስዊድን ደሃይ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ እሱር ጋዜጠኛ ዳዊት ይስሓቕ ምርግጋጻን፣ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣሉታዊ ኩነታት ኣየር ብምጥቃስ ገለ በረራታት ውሽጢ ሃገር ደው ምባሉን ንሎሚ (22 ታሕሳስ 2025) ንጽብጽቦም ዜናታት’ዮም።
    10 min
  • Gun buyback scheme to be established; Sunday will be a national day of reflection - ኣብ ኣውስትራልያ መደብ ምምላስ ብረት (ሽጉጥ) ክጅመር`ዩ፣ ሰንበት ሃገራዊ መዓልቲ ኣስተንትኖ ኮይኑ
    Prime Minister Anthony Albanese says his government will establish a new national gun buyback scheme, following the terror attack at Bondi Beach last Sunday. And this Sunday will see a nationwide day of reflection to remember the victims of the shooting. - ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነዚ፣ ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ገምገም ባሕሪ ቦንዳይ ቢች ዝተፈጸመ ናይ ሽብር ወይ ራዕዲ መጥቃዕቲ ተኸቲሉ፣ ንሱ ዝመርሖ መንግስቲ ሓደ ሓድሽ ሃገራዊ መደብ መሊስካ ምግዛእ ብረት ከቕውም`ዩ ይብል። ዝሓለፈ ሰንበት ድማ ንግዳያት ናይ`ቲ ተዂሲ ንምዝካር ብሃገር ደረጃ ዕለተ ምስትንታን ተኻይዱ።
    9 min
  • MiniPod: To be stuffed | Words we use - MiniPod: To be stuffed | Words we use (ምልምማድ ፍሉያት ኣበሃህላታት ቋንቋ እንግሊዝ)
    Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like 'to be stuffed'. - ሓድሽ ሓረግ ወይ ኣገላልጻ ተመሃሩ'ሞ ቋንቋ እንግሊዝኩም ዝያዳ ተፈጥሮኣዊን መሳጥን ግበርዎ። Words We Use ከም በዓል 'to be stuffed' ዝኣመሰሉ ሕቡእ ትርጉም ዘለዎም ኣገላልጻታት ክንርድኦም ዝሕግዝ ክልተ-ቋንቋዊ ስሩዕ ተኸታታሊ መደብ'ዩ።
    3 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ታሕሳስ 2025)
    ** ዜናታት ኣውስትራልያን ዓለምን ** ጸብጻባት ልኡኽና:- ፕረሲደንት ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ንልዝብ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣምሪሑ፣ ሚንስትሪ ፍትሒ ኢትዮጵያ ብወገኑ ተኣጊዱ ዝጸንሐ ባንክ ሕሳብ ትእምት ክንቀሳቐስ ከም ዝፈቐደ ኣፍሊጡ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ኤርትራ ብዘይፍርዲ ዝተኣሰሩ 10,000 ሰባት ክፍትሑ ጸዊዑ፣ ኢትዮጵያን ህንድን ሓዱሽ ናይ ምትሕብባር ስምምዓት ከቲመን፣ ኢትዮጵያ ኣብ 2026 ተወሳኺ ቅልውላው ከጋጥመን ካብ ዝተገመተለን ናይ ዓለም ሃገራት ኣብ 4ይ ደረጃ ተሰሪዓ: ** መራሕቲ ኣመሪካን ኤውሮጳን ናብ ሰላም ዝወስድ መንገዲ ቅድሚ በዓል ልደት ንምውሓስ ተስፋ ብምግባር ኣብ ዩክሬን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ከብቅዕ ዝዓለሙ ዘካይድዎም ዘለዉ ልዑል ደረጃ ዲፕሎማስያዊ ዝርርባት ናህሪ እናወሰኹ ይኸዱ'ለዉ። ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዝርርባት ኣብ ዝተነድፈ ውጥን ሰላም ርኡይ ምዕባለ ኣርእዮም ይብል። ዩክሬን ነቲ እማመ ብሓጎስ ክትቅበሎ እንከላ፡ መጻኢ ናይ'ቲ ብሩስያ ዝተጎበጠ መሬትን ውሕስነት ጸጥታ ንምክልኻል ዳግማይ ተጻብኦን ዘካተቱ ግን ወሰንቲ ዝኾኑ ዘይተፈትሑ ጉዳያት ተሪፎም ኣለዉ። ነዚ ዝጽብጽብ ትሕዝቶ ** ኣብ ትግራይ ንዝርከቡ ኣረጋውያን፡ ዘኽታማትን ኣካለ ጉዱኣትን ዝሕግዝ ዘሎ ትካል ኣዶ (ADOE) መን`ዩ፧ ብከመይ ተጀሚሩን ኣብ’ዚ እዋን ካብ ኣብ ኣውስትራሊያን መላእ ዓለምን ሓገዝ ብምእካብ ዘካይዶ ንጥፈት እንታይ ከም ዝመስልን ንኣካያዲ`ቲ ትካል መርእድ እያሱ ኣዘራሪብናዮ`ለና። ካልኣይ ክፋሉ ቀሪቡ'ሎ። ** ኣብ መወዳእታ ሓጋይ ሳመር() ኣብ መላእ ኣውስትራልያ ኣዝዩ ምዉቕ ክኸውን ይኽእል'ዩ፡ ምስ እናወዓየት ትኸይድ ዘላ ፕላኔት ድማ ማዕበላት ሙቐት ዝያዳ ተደጋጊሞም ዘጋጥሙን ዝያዳ ጽዑቓትን ክኾኑ ትጽቢት ይግበር። ንኣውስትራልያ ኣብ ንገልጸሉ ትሕዝቶ ተኽእሎታት ሓደጋ ማዕበላት ሙቐትን ተደጋገምቲ ይኾኑ ብምህላዎም ድማ ከመይ ገይርና ንሰግሮምን ክንመሃር ኢና።
    55 min
  • ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ታሕሳስ 2025)
    ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ታሕሳስ 2025) * እቲ ብህይወት ተሪፉ ዘሎ ጥርጡር ኣብ`ቲ ናይ ሰንበት ጃምላዊ ምትኳስ ኣብ ቦንዳይ ቢች፣ 15 ተግባራት ቅትለት ሰብን ሓደ ተግባር ግብረሽበራዊ መጥቃዕትን ዝርከብዎም፣ ብ59 ገበናት ተኸሲሱ: * ዝነኣሰት ግዳይ ናይ'ቲ ቅትለት ጓል 10 ዓመት ማቲልዳ ሎሚ ሓሙስ ሓመድ ድበኣ ክፍጸም'ዩ: * ብርቱዕ ዝናብ መዓስከራት ንዝተመዛበሉ ሰባትን ኣብ ግዜ ኲናት ድሮ ብእስራኤል ዝዓነዉ ህንጻታትን ኣብ ዘዕለቕለቕሉ: ኩነታት ኣብ ቓዛ ምንቁልቋሎም ይቕጽሉ'ለዉ * ፕረዚደንት ዩክሬን ሃገሩ ካብ ሩስያ ኣብ እትከላኸለሉ ዘላ እዋን፡ መሻርኽቲ ሃገራት ክድግፉዋ ጸዊዑ።
    10 min
  • ኣብ ኤርትራ ብዘይፍርዲ ዝተኣሰሩ ሰባት ይፈትሑ (UN)፣ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ንልዝብ ናብ አዲስ አበባ አምሪሑ፣
    ናይ ሎሚ (18/12/2025) ጸብጻባት ዜና * ፕረሲደንት ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ንልዝብ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣምሪሑ፣ * ሚንስትሪ ፍትሒ ኢትዮጵያ ብወገኑ ተኣጊዱ ዝጸንሐ ባንክ ሕሳብ ትእምት ክንቀሳቐስ ከም ዝፈቐደ ኣፍሊጡ፣ * ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ኤርትራ ብዘይፍርዲ ዝተኣሰሩ 10,000 ሰባት ክፍትሑ ጸዊዑ፣ * ኢትዮጵያን ህንድን ሓዱሽ ናይ ምትሕብባር ስምምዓት ከቲመን፣ * ኢትዮጵያ ኣብ 2026 ተወሳኺ ቅልውላው ከጋጥመን ካብ ዝተገመተለን ናይ ዓለም ሃገራት ኣብ 4ይ ደረጃ ተሰሪዓ:
    8 min
  • Ukraine peace talks pick up momentum after high-level Berlin meeting - ኣብ በርሊንግ ድሕሪ ዝተኻየዱ ርክባት: ዝርርባት ሰላም ዩክረይን ናህሪ ወሲኾም
    High-level diplomatic talks aimed at ending the war in Ukraine are gaining momentum, with United States and European leaders hoping to secure a path to peace before Christmas. US President Donald Trump says negotiations on a draft peace plan have made significant progress. While Ukraine has welcomed the proposal, key issues remain unresolved, including the future of Russian-occupied territory and security guarantees to prevent renewed aggression. - መራሕቲ ኣመሪካን ኤውሮጳን ናብ ሰላም ዝወስድ መንገዲ ቅድሚ በዓል ልደት ንምውሓስ ተስፋ ብምግባር ኣብ ዩክሬን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ከብቅዕ ዝዓለሙ ዘካይድዎም ዘለዉ ልዑል ደረጃ ዲፕሎማስያዊ ዝርርባት ናህሪ እናወሰኹ ይኸዱ'ለዉ። ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ዝርርባት ኣብ ዝተነድፈ ውጥን ሰላም ርኡይ ምዕባለ ኣርእዮም ይብል። ዩክሬን ነቲ እማመ ብሓጎስ ክትቅበሎ እንከላ፡ መጻኢ ናይ'ቲ ብሩስያ ዝተጎበጠ መሬትን ውሕስነት ጸጥታ ንምክልኻል ዳግማይ ተጻብኦን ዘካተቱ ወሰንቲ ዝኾኑ ዘይተፈትሑ ጉዳያት ግን ተሪፎም ኣለዉ።...
    8 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ታሕሳስ 2025)
    ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (16 ታሕሳስ 2025) * ሓዘንተኛታት ዕምባታት ዘንበሩሎምን ንዝኽሪ'ቶም ዝተቐትሉ ሰባት መልእኽታት ሓዘን ዝገደፉሎምን ስነስርዓታት ምብራህ ሽምዓ በዓል ሃኑካ ኣብ መላእ ሃገር ተኻይዶም፣ ንቀታሊ ብረት ዘሕደጎ ሰብ ልዕሊ 1.5 ሚልዮን ዶላር ኣብ ጎፋንድሚ ተኣኪብሉ፣ * ፕረዚደንት ዩክረይን ቮሎድሚር ዘለኒስኪ፡ ምስ ልኡኻት ዩናይትድ ስቴትስ ኣብ በርሊን ዝርርብ ክቕጽል'ዩ፣ * ረዲት ኣንጻር'ቲ ኣብ ዓለም መሪሕ ዝኾነ ኣውስትራልያ ዝሓገገቶ እገዳ ኣብ ልዕሊ ማሕበራዊ መድረኻት ንትሕቲ ደቂ 16 ክሲ ብምቕራብ ሕጋዊ መስርሕ ኣበጊሱ፣
    6 min
  • How to cope during a heatwave in Australia - ማዕበል ሙቐት ኣውስትራልያ ከመይ ትሓልፍዎ
    Summer in Australia can be very hot, and as our climate continues to warm, heatwaves are expected to become more frequent and more intense. In this episode of Australia Explained, we cover what a heatwave is, why they pose such a significant risk to human health, who is at most risk, and how to best prepare to cope with a heatwave. - ብማዕበላት ሙቐት ዝፍጠሩ ተኽእሎታት ሓደጋ ኣፍልጦ ኣለኩም ዶ፧ ሳመር (ሓጋይ) ኣብ መላእ ኣውስትራልያ ኣዝዩ ምዉቕ ክኸውን ይኽእል'ዩ፡ ምስ እናወዓየት ትኸይድ ዘላ ፕላኔት ድማ ማዕበላት ሙቐት ዝያዳ ተደጋጊሞም ዘጋጥሙን ዝያዳ ጽዑቓትን ክኾኑ ትጽቢት ይግበር። ኣብ'ዚ ንኣውስትራልያ ንገልጸሉ ትሕዝቶ ተኽእሎታት ሓደጋ ማዕበላት ሙቐትን ተደጋገምቲ ይኾኑ ብምህላዎም ድማ ከመይ ገይርና ንሰግረሎምን ክንመሃር ኢና።
    13 min
  • Trump threatens land invasion of Venezuela - ትራምፕ ንቨነዝወላ ብመሬት ክወራ ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ
    The United States has defended the seizure of a Venezuelan oil tanker as a major US naval build-up in the region continues. Venezuelan President Nicolas Maduro has described the seizure as illegal with the US also imposing further sanctions on relatives of Maduro and other targetted naval vessels. - ኣሜሪካ ሓይሊ ባሕራ ኣብ’ቲ ዞባ ምጥንኻራ ኣብ ትቕጽለሉ ዘላ እዋን ንተሰካሚት ነዳዲ መርከብ ቨኒዝወላ ክትሕዝ ዝወሰደቶ ውሳነ ተኸላኺላትሉ። ፕረዚደንት ቨነዝወላ ኒኮላስ ማዱሮ ነዚ ምትሓዝ ዘይሕጋዊ ኢሉ ገሊጽዎ፣ ኣብ ልዕሊ ኣዝማዱን ካልኦት መራኽብ ሓይሊ ባሕርን ሃገሩ ድማ ተወሳኺ እገዳታት ብኣሜሪካ ተነቢርሎም።
    8 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,874 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners