SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • Have you been told your visa will be cancelled? This is how misinformation enables visa abuse - SBS Examines: ቪዛኹም ተሰሪዙ ተባሂሉ ተነጊርኩም ይፈልጥ ድዩ፧ ግጉይ ሓበሬታ ንሰባት ክስንብዱን ክፈርሑን ዝገብር ብኸመይ'ዩ፣
    The migration system is complex and confusing. Experts say a lack of accessible support and credible information is leading to visa abuse. - The migration system is complex and confusing. Experts say a lack of accessible support and credible information is leading to visa abuse.
    12 min
  • ኣብ ፍቕራዊ ዝምድና ዝመጽእ ምትላል ወይ ስካም ብኸመይ ንድሕን፧
    ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ጥራይ ኣውስትራልያውያን ልዕሊ 3200 ብናይ ፍቕሪ ስካም ወይ ምትላል ከም ዘጋጠሞምን ብሰንኩ ድማ ልዕሊ 23 ሚልዮን ዶላር ኣብ ኢድ ኣታለልቲ ከም ዝወደቐን ጸብጻባት ይሕብሩ ። መታለልቲ ወይ ስካመራት ኣስራርሓኦም ኣብዝራቐቐሉ ዝለዉ ፍቕሪ ዝደሊ ዘበለ ኵሉ ድማ ኣብ ውዲቶም ብቐሊሉ ክወድቁ ይኽእል እዩ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ትሕዝቶና ብዛዕባ ስካመራት/መታለልቲ ከመይ ከምዝሰርሑ ፤ እቶም ክትጥንቀቐሎም ዝግባእ ቀይሕ መስመራትን ፤ ግዳይ ናይ ፍቕሪ ስካም እንተኾይንካ እንታይ ክግበር ከምዘሎካ ክግለጽ እዩ ።
    11 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ግንቦት 2025)
    ንሎሚ 14 ግንቦት 2025 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርስታት ** ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ናብ ማእከላይ ምብራቕ ኣብ ዝበጽሓሉ ዘሎ እዋን ምስ ሱዕዲ ዓረብ ገዚፍ ናይ ኣጽዋር ስምምዕ መሸጣ ፈጺሙ። ** ቻንስለር ጀርመን ንሩስያ ሓድሽ ናይ ኤውሮጳ እገዳ ክግበረላ ምዃኑ ኣጠንቂቑ ። ** ኣውስትራሊያዊ ተቐዳዳሚ ብሽግለታ ካደን ግሮቭስ ኣብ ራብዓይ መድረኽ ጂሮ ኢጣልያ ሓምሻይ ወጺኡ።
    5 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ግንቦት 2025)
    ንሎሚ 13 ግንቦት 2025 ዝተዳለኡ ሓጸርቲ ዜናታት ኤ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት፡ ሱሳን ሊ ናይ መጀመርታ ጓል ኣንስተይቲ መራሒት ሰልፊ ሊበርል ኰይና ተመሪጻ ። ቀ/ሚን ካቢኔኡን ቃል ማሕላ ፈጺሞም። እቲ ብሃማስ ተታሒዙ ዝጸንሐ እስራኤላዊ ኣመሪካዊ ናጻ ድሕሪ ምውጻኡ ፡ ድሕንነት እቶም ኣብ ጋዛ ተኣሲሮም ዘለዉ ዝተረፉ እሱራት ስግ ኣት ፈጢሩ ። ድሕሪ መጥቃዕቲ RSF ሱዳን ንሰደድ ነዳዲ ደቡብ ሱዳን ደው ክብል ኣዚዛ።
    6 min
  • "ሊቀ ጳጳስ ልዮ XIV ኣርትፊሽያላዊ ብልሒ ንሰብ ዘቐድም ኮይኑ ከገልግል'ዩ ዕላማ ስርሖም ክኸውን።" ኣባ ስምኦን ምሕርተኣብ
    69 ዝዕድመኦም ጳጳስ ሮበርት ፕረቮስ መበል 267 ቅቡእ ዝፋን ቅዱስ ጴጥሮስ ኮይኖም፡ ሊዮ መበል 14 ተባሂሎም ነታ ልዕሊ 1.4 ብልዮን ኣመንቲ ዘልውዉዋ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ክመርሑ ተመሪጾም ኣለዉ። ሓድጊ ሊቀጳጳስ ፍራንሲስ፡ ምምራጽ ሊዮ መበል 14 ካቶሊካዊያን ክመይ ከምዝተቐበልዎ ኣብ ኣውስስትራሊያ ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንዝመጹ ካቶሊካውያን ዘገልግሉ ዘለዉ ኣባ ስምኦን ምሕረተኣብ ካብ ብርስቤን ኣብሪሆሙልና ኣለዉ።
    20 min
  • ኣሌክሳንደር ኢሳቕን ጋንትኡን ንቸልሲ ስዒሮም ናብ ሳልሳይ ተርታ ደይቦም፣ ፍረወይኒ ሃይሉ ምስ ኩባንያ 'ኦን' ንግዳዊ ውዕል ፈሪማ፣
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (05/05/2025) * ኢትዮጵያዊት ሻምፒዮን ውሽጢ ኣዳራሽ ዓለም ፍረወይኒ ሃይሉ ምስ ስፖርታዊ ኩባንያ ‘ኦን’ ንግዳዊ ውዕል ድሕሪ ምፍራማ ንፈለማ ግዜ ኣብ ማያሚ ኣብ ክልተ ውድድራት ተዓዊታ፡ * ዝለዓሉ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ቢንያም ግርማይን ሄኖክ ምሉእብርሃንን ዝተሳተፍዎ ቅድድም ብሽግለታ ግራንድ ፕሪ ዱ ሞርቢሃን ኣብ ፈረንሳ ተኻይዱ፣ * ኢንተርሚላንን ፓሪስ ሳን ዠርመይንን ናብ ፍጻመ ግጥም ሻምፒዮንስ ሊግ ኤውሮጳ በጺሐን፣ * ኣብ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ተጻወቲ ኣርሰናል ንሻምፒዮን ሊቨርፑል ቅድሚ ግጥሞም ናይ ዓወት ክብሪ ድሕሪ ምሃቦም ድሕሪ ግጥሞ ማዕረ 2-2 ተፈላልዮም፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕን ጋንትኡ ኒውካስትል ዩናይትድን ንቸልሲ ስዒሮም ናብ ሳልሳይ ተርታ ደይቦም፣
    11 min
  • ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ግንቦት 2025)
    ኣርእስታት ዜና፥ ምምሕዳር ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ምስ ቻይና ንግዳዊ ስምምዕ ከም ዝበጽሐ ኣፍሊጡ ኣሎ ። ኣብ መንጎ ህንድን ፓኪስታንን ፡ ብውሑዱ 60 ሰባት ተቐቲሎም ፡ ኣሽሓት ድማ ካብ ኣባይቶም ድሕሪ ምህዳሞም ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ተኣፋፊ ተኹሲ ደው ምባል ስምምዕ ተገይሩ ። ሊቨርፑልን ኣርሰናልን ኣብ ኣንፊልድ ኣብ እተገብረ ግጥም ፕሪመር ሊግ እንግሊዝ 2ብ2 ዝኾነ ነጥቢ ብማዕረ ጸወታአን ዛዚመን ።
    11 min
  • ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ግንቦት 2025)
    ን ሎሚ 12 ግንቦት 2025 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም። ኣብ ደቂ ተባዕትዮ ካንሰር ፕሮስቴት እቲ ዝልዓለ ልሙድ ናይ ካንሰር ሕማም እዩ ፡ ኣቐዲምካ እንተተመርሚርካ ግን ብተዛማዲ ንምፍዋሱ ቀሊል እዩ ። ካብ ባህሊን ቋንቋን እተፈልየ ድሕረ-ባይታ ዘለዎም ሰባት ግን ካብ ካልኦት ኣውስትራሊያዊያን ንላዕሊ ብፕሮስቴት ካንሰር ክሓሙ ዝተቓልዑ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ። ነዚ ዝምልከት ጸብጻብ ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ፀገማት ብሰላማዊን ፖለቲካዊን መገዲ ጥራሕ ክፍታሕ ኣለዎ ክብል ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊጹ። ኢትዮጵያ ዝበዝሐ ካብ ትግራይ ምዃኑ ብዝተነግረሉ ወርቂ ልዕሊ 2 ቢልዮን ዶላር ኣሜሪካ ብሸርፊ ወፃኢ ከም ዝረኸበት ኣፍሊጣ። ፈስቲቫል ኮለጅ ስነ-ፍልጠት ማይ-ነፍሒ ተዛዚሙ። ሞያ ጥዕና ኢትዮጵያ፡ መንግስቲ ንሕቶኦም ምላሽ እንተዘይረኺቡ ክሳዕ ምቍራጽ ስራሕ ዝበጽሕ ኣድማ ክገብሩ ምዃኖም ገሊጾም። ርእሰ ከተማ ሶማልያ ሞቓድሾ ብዘጋጠመ ውሕጅ ብውሕዱ 7 ሰባት ከምዝሞቱ ሰብመዚ እቲ ከባቢ ኣፍሊጦም። ኣብ ሱዳን ሃገራዊ ሰራዊት ኣብ ዝቆጻጸሮ ቤት ማእሰርቲ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ነፈርቲ 19 ሰባት ተቐቲሎም። ጀርመን ካብ ጎረባብቲ ሃገራት ኤውሮጳ ዝሰገሩ 19 ሓተቲ ዑቕባ ዝርከብዎም ሓያሎ ስደተኛታት ንድሕሪት መሊሳቶም። ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና ። ኣርእስታት ዜና፥ ምምሕዳር ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ምስ ቻይና ንግዳዊ ስምምዕ ከም ዝበጽሐ ኣፍሊጡ ኣሎ ። ኣብ መንጎ ህንድን ፓኪስታንን ፡ ብውሑዱ 60 ሰባት ተቐቲሎም ፡ ኣሽሓት ድማ ካብ ኣባይቶም ድሕሪ ምህዳሞም ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ተኣፋፊ ተኹሲ ደው ምባል ስምምዕ ተገይሩ ። ሊቨርፑልን ኣርሰናልን ኣብ ኣንፊልድ ኣብ እተገብረ ግጥም ፕሪመር ሊግ እንግሊዝ 2ብ2 ዝኾነ ነጥቢ ብማዕረ ጸወታአን ዛዚመን ።
    53 min
  • ካብ ፕሮስቴት ካንሰር ንምድሓን ኣቐዲምካ መርመራ ምግባር፡
    ኣብ ደቂ ተባዕትዮ ካንሰር ፕሮስቴት እቲ ዝልዓለ ልሙድ ናይ ካንሰር ሕማም እዩ ፡ ኣቐዲምካ እንተተመርሚርካ ግን ብተዛማዲ ንምፍዋሱ ቀሊል እዩ ። ካብ ባህሊን ቋንቋን እተፈልየ ድሕረ-ባይታ ዘለዎም ሰባት ግን ካብ ካልኦት ኣውስትራሊያዊያን ንላዕሊ ብፕሮስቴት ካንሰር ክሓሙ ዝተቓልዑ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ። ብመሰረት እቲ ናይ ቪክቶርያ ሞናሽ ሩራል ሄልዝ ዝገበሮ ሓድሽ ምርምር እቶም ኣብ ካልእ ሃገር እተወልዱ ሰባት ፡ ኣብቲ ኣብ መባእታ ናይቲ ሕማም ኣገዳሲ ናይ ምርኣይ ኣጋጣሚኦም ክሓልፎም ይኽእሉ እዮም ።
    7 min
  • ኢትዮጵያ ዝበዝሐ ካብ ትግራይ ምዃኑ ብዝተነግረሉ ወርቂ ልዕሊ 2 ቢልዮን ዶላር ኣሜሪካ ብሸርፊ ወፃኢ ከም ዝረኸበት ኣፍሊጣ። (ጸብጻብ)
    ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ፀገማት ብሰላማዊን ፖለቲካዊን መገዲ ጥራሕ ክፍታሕ ኣለዎ ክብል ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊጹ። ኢትዮጵያ ዝበዝሐ ካብ ትግራይ ምዃኑ ብዝተነግረሉ ወርቂ ልዕሊ 2 ቢልዮን ዶላር ኣሜሪካ ብሸርፊ ወፃኢ ከም ዝረኸበት ኣፍሊጣ። ፈስቲቫል ኮለጅ ስነ-ፍልጠት ማይ-ነፍሒ ተዛዚሙ። ሞያ ጥዕና ኢትዮጵያ፡ መንግስቲ ንሕቶኦም ምላሽ እንተዘይረኺቡ ክሳዕ ምቍራጽ ስራሕ ዝበጽሕ ኣድማ ክገብሩ ምዃኖም ገሊጾም። ርእሰ ከተማ ሶማልያ ሞቓድሾ ብዘጋጠመ ውሕጅ ብውሕዱ 7 ሰባት ከምዝሞቱ ሰብመዚ እቲ ከባቢ ኣፍሊጦም። ኣብ ሱዳን ሃገራዊ ሰራዊት ኣብ ዝቆጻጸሮ ቤት ማእሰርቲ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ነፈርቲ 19 ሰባት ተቐቲሎም። ጀርመን ካብ ጎረባብቲ ሃገራት ኤውሮጳ ዝሰገሩ 19 ሓተቲ ዑቕባ ዝርከብዎም ሓያሎ ስደተኛታት ንድሕሪት መሊሳቶም።
    7 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,852 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners