SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ህወሓት ጉባኤ ከካይድ ተሓቲቱ፣ ስድራቤት ኤርትራውያን እሱራት መዓሰከር ዳባት ገንዘብ ይሕተቱ (ጸብጻባት)
    ጸብጻባት ዜና ልኡኽና (2 ጥሪ2025) * ካቢነ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ዙርያ ዘላቒ መፍትሒ ተመዛበልቲ ኣድሂቡ ምስ ሰለስተ ትካላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛትዩ፣ * ስድራቤት ኤርትራውያን እሱራት መዓሰከር ዳባት ገንዘብ ክኸፍሉ ይሕተቱ፣ * ሃገራዊ ኮሚሽን ምርጫ ኢትዮጵያ ህወሓት ሓፈሻዊ ጉባኤ ከካይድ ሓቲቱ፣ * ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ከባቢ ኣዋሽ ፈንታሌ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ቀጺሉ፣ * ኣብ ክልል ሲዳማ ዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ብውሑድ 71 ሰባት ቀቲሉ እዚኦም
    6 min
  • Revellers welcome 2025 in Australia and around the world - 2025 እንቋዕ ደሓን መጻእኪ! ኣውስትራልያውያንን ዓለምን ንሓዳስ ዓመት ብሓጎስ ይቕበልዋ
    The start of 2025 has been celebrated around the world with dazzling fireworks displays and rituals. Australia was among the first countries to welcome the New Year. - ምእታው 2025 ኣብ መላእ ዓለም ብድሙቓት ምርኢታት ርችታትን ባህላውን ሃይማኖታውን ጽምብላትን ተባዒሉ። ኣውስትራልያ ሓንቲ ካብ`ተን ቀዳሞት ንሓድሽ ዓመት ብሓጎስ ዝተቐበለኦ ሃገራት`ያ።
    9 min
  • ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (31 ታሕሳስ 2024)
    ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (31 ታሕሳስ 2024)፣ * ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ሰባት ንምርኢት ርችታት ፍርቂ ለይቲ ሓድሽ ዓመት ኣብ ሲድኒ ክእከብ ትጽቢት ይግበር፣ * ሓድሽ ዓመት ንልዕሊ ሓደ ሚልዮን ኣውስትራልያውያን ለውጥታት ፖሊሲን ወሰኽ መንግስታዊ ክፍሊታት ሒዝሎም ክመጽእ`ዩ፣ * ዋሽንግተን ንፕረዚደንት ኣሜሪካ ነበር ጂሚ ካርተር ብኽብሪ ከተፋንዎ ትዳሎ፡ ንሰብኣዊ ኣብርክቶታቱ ክብሪ ዝህቡ ኣብ መላእ ዓለም ይቕጽሉ፡ ዝዓበየላ ከተማ ድማ ብሞቱ ሓዘና ትቕጽል፣
    7 min
  • ቭላድሚር ፑቲን፣ ን25 ዓመታት ልጓም ስልጣን ሩስያ ዘጽንዐ ሰላዪ
    ቭላድሚር ፑቲን ልጓም ስልጣን ኣብ ሩስያ ረጊጡ ካብ ዝሕዞ 25 ዓመታት ኣቑጺሩ'ሎ። ዕድመ ስልጣኑ ብኲናት፡ ተቓውሞታት፡ ኣድማታት፡ ቅዋማዊ ለውጥታትን ናዕብታት ከይተረፈን ዝተራእየሉ ብምዃን ይልለ፡ እንተኾነ ግን እዚ ሰላዪ ኬጂቢ (KGB) ዝነበረ ፑቲን ኣብ ስልጣኑ ዘይንቕነቕ ኮይኑ ይቕጽል ኣሎ።
    11 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (30 ታሕሳስ 2024)
    ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (30 ታሕሳስ 2024) *ሞት ፕረዚደንት ጂሚ ካርተር፣ ቅነ ሓዘን ነቶም ኣብ ደቡብ ኮርያ ዝወደቐት ነፋሪት ዝሞቱ ሰባት ተኣዊጁ፣ ጸብጻብ ልኡኽና፤ * ብዛዕባ ዕደና ወርቂ ሓበሬታ ኣብ ምእካብ ከለዉ ብዕጡቓት ተጨውዮም ዝተብሃሉ ጋዜጠኛታት ቴሌቭዥን ትግራይ ከም ዝተለቐቑ ተገሊጹ፣ * ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 71 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም፣ * ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ጌዲዮን ጢሞትዎስን ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን መሓመድን ናብ ጁቡቲ ኣትዮም፣ * ኣብ ክልል ዓፋር እምባ ኣዋሽ ፈንታሌ ትማሊ ጥራሕ 7 ጊዜ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከምዘጋጠመን እቲ ዝለዓለ 5.0 ምዃኑን ተገሊጹ፣ * ሓደ ኦስካር ጀንኪንስ ዝተባህለ ኣውስትራልያዊ ወዲ 32 ዓመት መምህር ስነህይወት ብወተሃደራት ሩስያ ኣብ ዩክረይን እናተሓተተ ዝመስል ዘርኢ ቪድዮ ኣብ ማሕበራዊ መድረኻት ድሕሪ ምዝርግሑ ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራልያ ቅልጡፍ መርመራታት የካይድ ኣሎ። ነዚ ዝምልከት ትሕዝቶ * ኲናት ኣብ ቓዛ ዓለምለኻዊ ኣርእስታት ዜና ኣብ'ዚ ዓመት ዓብሊልዎ። ኣብ ወርሒ ነሓሰ፡ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ንሰብኣዊ መሰላት ቮልከር ተርክ ነዚ ዘሕዝን መዝገብ ታሪኽ ኣብ ዓለም ቆላሕታ ክረክብ ገይሩ፡ ዓሰርተ ኣዋርሕ ድሕሪ ፍጻመታት ጥቅምቲ 7 ቁጽሪ ዝሞቱ ፍልስጤማውያን 40ሽሕ በጺሑ። እዚ ዓመት ብተወሳኺ ኣብ ፖለቲካ ኣሜሪካ ምጥውዋያት ዝመልኦ ኔሩ። ነዚ ዓመት ብመንጽር ዓብለልቲ ዜናታትን ፍጻመታትን ዝግምግም ትሕዝቶ ኣለና። * ሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ዓመተ 2024 ኣብ ዝተጠናቐቐሉ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ታሪኽ ስፖርት ስሞም ካብ ዘጸውዑ ኣፍሪቃውያን ብሓበን ነዛ ዓመት ዝዝክርዋ ክኸውን`ዩ ክብል ቢቢሲ ጸብጺቡ፣ * ግጥማት ጽባሕ በዓል ልደት/ቦክሲንግ ደይ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ዝሓለፈ ሰሙን ተኻይዶም ቅልውላው ማንቸስተር ዩናይትድ መመሊሱ ገዲዱ፣ ሊቨርፑል መሪሕነታ ዓቂባ፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ምምዝጋቡ ይቕጽሎ፣ * ሰንበት ከኣ ኣብ ቅልውላው ተሸሚማ ዘላ ሻምፒዮን ማንቸስተር ሲቲ ድሕሪ ነዊሕ እዋን ንፈለማ ግዜ ተዓዊታ፣ ኣብ`ዚ ዓመት ኣገራሚ ውጽኢታት ተመዝግብ ዘላ ኖቲንግሃም ፎረስት ናብ ካልኣይ ተርታ ደይባ፣ ሊቨርፑል ድማ ዓመተ 2024 ብ8 ነጥቢ ፍልልይ ቀዳመይቲ ኮይና ዛዚማቶ፣
    50 min
  • 2024 ኣብ ትፋነወሉ ቢንያም ግርማይን ዓወታቱን ተጠቀስቲ ኮይኖም፣ ሊቨርፑል ንወስትሃም ደምሲሳ 2024 ብመሪሕነት ዓጽያቶ (ስሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ)
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (30/12/2024) * ዓመተ 2024 ኣብ ዝተጠናቐቐሉ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ታሪኽ ስፖርት ስሞም ካብ ዘጸውዑ ኣፍሪቃውያን ብሓበን ነዛ ዓመት ዝዝክርዋ ክኸውን`ዩ ክብል ቢቢሲ ጸብጺቡ፣ * ግጥማት ጽባሕ በዓል ልደት/ቦክሲንግ ደይ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ዝሓለፈ ሰሙን ተኻይዶም ቅልውላው ማንቸስተር ዩናይትድ መመሊሱ ገዲዱ፣ * ሊቨርፑል መሪሕነታ ዓቂባ፣ * ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ምምዝጋቡ ይቕጽሎ፣ * ሰንበት ኣብ ቅልውላው ተሸሚማ ዘላ ሻምፒዮን ማንቸስተር ሲቲ ድሕሪ ነዊሕ እዋን ንፈለማ ግዜ ተዓዊታ፣ * ኣብ`ዚ ዓመት ኣገራሚ ውጽኢታት ተመዝግብ ዘላ ኖቲንግሃም ፎረስት ናብ ካልኣይ ተርታ ደይባ፣ ሊቨርፑል ድማ ዓመተ 2024 ብ8 ነጥቢ ፍልልይ ቀዳመይቲ ኮይና ዛዚማቶ፣
    11 min
  • ፕረዚደንት ጂሚ ካርተር ኣብ መበል 100 ዓመቱ ዓሪፉ (ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (30 ታሕሳስ 2024))
    ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (30 ታሕሳስ 2024) * ፕረዚደንት ኣሜሪካ ነበር ጂሚ ካርተር ኣብ መበል 100 ዓመቱ ዓሪፉ፣ * ጽንኩር ኩነታት ኣየር ኣብ ዝሓለፉ ዓሰርተ ዓመታት ብደረጃ ዓለም 3.2 ትሪልዮን ዶላር ክሳራ ኣኸቲሉ፣ * ደቡብ ኮርያ ነቶም ዝሞቱ ሰባት ክብሪ ንምሃብ ናይ ሸውዓተ መዓልታት ሓዘን ኣዊጃ፣ * ባይቶ ጸጥታ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ነቲ ዕብይ ዝበለ ጸረግብረሽበራዊ ስርሒት ሕብረት ኣፍሪቃ ዝትክእ ተልእኾ ሕብረት ኣፍሪቃ ንምርግጋእን ደገፍን ሶማልያ ክዋፈር ፈቓድ ሂቡ፣
    10 min
  • ብዕጡቓት ተጨውዮም ዝነበሩ ጋዜጠኛታት ቴሌቪዥን ትግራይ ተለቒቖም (ጸብጻባት ልኡኽና (30 ታሕሳስ 2024))
    ጸብጻባት ልኡኽና (30 ታሕሳስ 2024) * ብዛዕባ ዕደና ወርቂ ሓበሬታ ኣብ ምእካብ ከለዉ ብዕጡቓት ተጨውዮም ዝተብሃሉ ጋዜጠኛታት ቴሌቭዥን ትግራይ ከም ዝተለቐቑ ተገሊጹ፣ * ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 71 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም፣ * ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ጌዲዮን ጢሞትዎስን ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን መሓመድን ናብ ጁቡቲ ኣትዮም፣ * ኣብ ክልል ዓፋር እምባ ኣዋሽ ፈንታሌ ትማሊ ጥራሕ 7 ጊዜ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከምዘጋጠመን እቲ ዝለዓለ 5.0 ምዃኑን ተገሊጹ፣
    7 min
  • ገምጋም 2024: ዓብለልቲ ዜናታትን ፍጻመታትን ዓለም
    ኲናት ኣብ ቓዛ ዓለምለኻዊ ኣርእስታት ዜና ኣብ'ዚ ዓመት ዓብሊልዎ። ኣብ ወርሒ ነሓሰ፡ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ንሰብኣዊ መሰላት ቮልከር ተርክ ነዚ ዘሕዝን መዝገብ ታሪኽ ኣብ ዓለም ቆላሕታ ክረክብ ገይሩ፡ ዓሰርተ ኣዋርሕ ድሕሪ ፍጻመታት ጥቅምቲ 7 ቁጽሪ ዝሞቱ ፍልስጤማውያን 40ሽሕ በጺሑ። እዚ ዓመት ብተወሳኺ ኣብ ፖለቲካ ኣሜሪካ ምጥውዋያት ዝመልኦ ኔሩ።
    15 min
  • ገዳይም ማሕበራት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኢትዮጵያ ተኣጊደን (ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ 27 ታሕሳስ 2024)
    ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (27 ታሕሳስ 2024) * ክልተ ባሕረኛታት ኣብ ውድድር ምጅላብ ካብ ሲድኒ ናብ ሆባርት ኣብ ትሕቲ ከቢድ ኩነታት ኣየር ኣብ ባሕሪ መይቶም፣ * ዝሑል ኩነታት ኣየር ነቶም ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኮይኖም ዘለዉ ባርዓት ጣሻ ዝቆጻጸሩ ዘለዉ ኣባላት መጥፋእቲ ሓዊ ነቲ ኩነታት ኣቃሊልሎም፣ * ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ነበር ማንሞሃን ሲንግ ኣብ መበል 92 ዓመቱ ዓሪፉ፣ * ኣብ ኢትዮጵያ ንልዕሊ 33 ዓመታት ኣብ ምጉስጓስን ምጥባቕን ሰብኣዊ መሰላት ቀንዲ ተዋሳኢ ዝኾነ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ (ኢሰመጉ) ስርሑ ደው ከብል ተኣዚዙ፣
    8 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,852 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners