SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ኤርትራ፥ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ዘካይዶ በረራ ከቋርጽ ወሲና፡ ንሱዳናዊ ዲፕሎማት ካብታ ሃገር ክወጽእ ድማ ኣዚዛ።
    ኤርትራ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ዘካይዶ በረራ ከቋርጽ ከም ዝወሰነት ኣፍሊጣ። ኤርትራ ሱዳናዊ ዲፕሎማት ካብታ ሃገር ክወጽእ ከም ዝኣዘዘት ተሓቢሩ። ማእኸላይ ኮምሽን ቁፅፅር ህወሓት ካብቲ ክካየድ ዝሕሰብ ዘሎ ጉባኤ ኣባላቱ ከም ዝሰሓቡ ኣፍሊጡ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ማይክል ማርቲንን ኣምባሳደር ኣብ ኢትዮጵያን ሃገረ ኣየርላንድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንጉዳይ ትግራይ ዘትዮም። ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ፋኖ ናብ መንግስቲ ኢዱ ሂቡ ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ብምህማም መሬት ልዕሊ 200 ዜጋታት ምይቶም።እዚ ልኡኽና ዝሰደዶ ኣርእስታት ዜና እዩ፡
    11 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ሓምለ 2024)
    ንሎሚ - 24ሓምለ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ዜና፥ ሓድሽ መዐቀኒ ድምጺ ህዝቢ ከም ዝሕብሮ ምክትል ፕረዚደንት ኣመሪካ ካማላ ሃሪስ ኣብ ልዕሊ ዶናልድ ትራምፕ ብክልተ ሚእታዊት መሪሓ ። ጉጅለ ስፖርት እስራኤል ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ከይሳተፍ ጻዊዒት ቀሪቡ። ሓይልታት ጸጥታ ኡጋንዳ ብሰሉስ ንሓያሎ መንእሰያት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተዉ ሓደ ጉጅለ ተጣባቒ መሰላት ገሊጹ።
    7 min
  • “ንሓደ ነገር ክውድኦ እየ ኢልካ እንተመዲብካ ክትገብሮ ትኽእል ኢኻ።”ዶ/ር ፍጹም ሰመረ ኣብ ስደት ክሳብ ላዕለዋይ ትምህርትን ምርምራትን።
    ዶ/ር ፍጹም ሰመረ ወልደጊዮርጊስ ምስ ዕደና ተፈጥሮኣዊ ሃብትታት፣ ትሕተ ቅርጽን ልምዓት ኢንዱስትሪታትን ዝተኣሳሰሩ ወሲኽካ ጽልዋታት ቁጠባዊ ንጥፈታት ኣብ ዘላቒ ሰብኣዊ ምዕባለ ዘተኲር ክኢላ ስነቁጠባን ማሕበራዊ ህይወት ዘጽንዕን’ዩ። ንሱ ብማዕድን ሃብታማት ዝኾና ሃገራት ምትእስሳራት ጽላት ዕደና ምስ ካልኦት ጽላታት ንቁጠባዊ ለውጢ ክጥቀማሉ ዘሎ ተኽእሎን፣ ነዚ ኣብ ምዕዋቱ ሓንጸጽቲ ፖሊሲን ካልኦት ኣብ ኢንዱስትሪ ዝዋስኡ ዘለዎም ተራን፣ ዘካይዶ መጽናዕትን ዘበርከቶ ስራሕን ብደረጃ ዓለም ተፈላጥነት ኣለዎ። ዶክተር ፍጹም ናብ ብዙሓት ሃገራት ብምጋሽ ንዕደና ዝምልከቱ ፖሊሲታት ኣብ ምሕንጻጽ ሓጊዙ፣ መደባት ዕዮ ኣጣይሱን ኣገልግሎት ምኽሪ ሂቡን’ዩ። ኣብ’ዚ 3ይ ክፋል ዕላል፡ ብዛዕባ ናብዚ ዘለዎ ደረጃ ትምህርትን ስራሕን ክበጽሕ ዝሓለፎ መስርሓት ገሊጹ ኣሎ።
    13 min
  • ምርዳእ ስርዓተ ሕጊ፡ ኣብያተ ፍርዲን ሕጋዊ ደገፍን (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
    ስርዓተ ሕጊ ኣውስትራሊያ ፍትሒ ንምርግጋጽን መሰላት ዜጋታታ ንምሕላውን ተባሂሉ ዝተገብረ ዝተሓላለኸ ቅርጺ እዩ ። ኣውስትራልያ ከም ፈደረሽን ፡ ሽዱሽተ ግዝኣታትን ክልተ ክልላትን ትሓቍፍ ፣ ነፍሲ ወከፍ ግዝኣታ ድማ ናይ ገዛእ ርእሳ መንግስትን ሓጋጊ ኣካልን ስርዓተ-ቤት ፍርድን ዘለዋ ኰይና ፡ ጐድኒ ጐድኒ ናይ ሓባራዊ ኃብቲ (ፌደራላዊ) ስርዓታት ኰይና ትዓዪ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣውስትራሊያ ትሕዝቶ እዚ ፡ እዚ ስርዓት ብኸመይ ከም ዝዓዪን ሕጋዊ ሓገዝ ንምርካብ ዘሎ ኣማራጺታትን ክንርኢ ኢና ።
    11 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ሓምለ 2024)
    ንሎሚ 23 ሓምለ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ቱርኪየ ሓይሊ ባሕራ ናብ ሶማሊያ ትልእኽ። ተወሰኽቲ ኣባላት ዴሞክራት ነቲ ሰልፊ ንምምራሕ ን ምክትል ፕረሲደንት ኣመሪካ ካመላ ሃሪስ ይድግፉ ኣለዉ ። ኣብ ደቡባዊ ኢትዮጵያ ብዘጋጠመ ክልተ ናይ ውሕጅ ሓደጋ ፡ ካብቲ ጭቃ ብውሕዱ 50 ሬሳ ክወጽእ ተኻኢሉ ።
    5 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ሓምለ 2024)
    ንሎሚ ሰኑይ 22 ሓምለ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣብዚ ረፍዲ ዝበዝሓ ማዕከናት ዓለምጎኒ ንጎኒ እቲ ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ካብ ዉድር ምርጫ ምስሓቡ ታሪኻዊ ዓወት ብንያም ግርማይ ኣብ ዙር ፈረንሳ ዓብሊሉ ዘሎ ኣርእስተ ዜና ኮይኑ ኣሎ። ነዚ ዓወት ኣብ ዜናናን ኣብ ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን ክንጥምቶ ኢና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ንኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፡ ናይ ታሕጓስ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ ኣሎ። ኣስታት 15-ሽሕ ተመዛበልቲ ትግራይ ናብ መንበሪኦም ምምላሶም ተገሊጹ ኮሌጅ ምህንድስናን ቴክኖሎጂን ማይ-ነፍሒ፡ 381 ተመሃሮ ኣመሪቑ። ኣብ ጐንደር ‘ዕጡቓት ፋኖ’ ፈጺሞምዎ ዝተባህለ መጥቃዕቲ ሞትን ምዝንባል ልዕሊ 10 ሽሕ ነበርትን ኣስዒቡ ዝብሉን ካልእን ዝሓዘ ጸብጻብ ል ኡኽና ክቐርብ እዩ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና። ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ዝነብሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ቅትለትን ካልእ ከቢድ ጸገማትን የሕልፉ ኣለዉ። ብዛዕባ'ዞም ረዳኢ ስኢኖም ዝሳቐዩ ዘለዉ ኩነታቶም ዝከታተል ዘሎ ሃብተኣብ የማነ ካብ "ሕያዋይ ሳምራዊ" ብፍላይ ኣብዚ ቅንያት ዝተፈጸመ ቅትለት ገሊጹልና ኣሎ። ኣርእስታት ዜና፥ ጂ ባይደን ካብ ዉድድር ንፕረሲደንትነት ስሒቡ፡ ንምክትሉ ካሜላ ሃሪስ ክትትክኦ መዚዙ። ኣውስትራሊያ ምስቲ እናበዝሐ ዝኸይድ ዘሎ ህዝባ ዝመጣጠን እኹል ኣባይቲ ኣይትሃንጽን ዘላ ተባሂሉ ። እስራኤል ፡ ካብ የመን ዝተወንጨፈ ሚሳይል ከምዘፍሸለቶ ገሊጻ ። ኣብዚ ረፍዲ ዝበዝሓ ማዕከናት ዓለምጎኒ ንጎኒ እቲ ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ካብ ዉድር ምርጫ ምስሓቡ ታሪኻዊ ዓወት ብንያም ግርማይ ኣብ ዙር ፈረንሳ ዓብሊሉ ዘሎ ኣርእስተ ዜና ኮይኑ ኣሎ። ነዚ ዓወት ኣብ ዜናና ተንጸባሪቑ ኣሎ።
    55 min
  • ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ሓምለ 2024)
    ኣርእስታት ዜና፥ ጂ ባይደን ካብ ዉድድር ንፕረሲደንትነት ስሒቡ፡ ንምክትሉ ካሜላ ሃሪስ ክትትክኦ መዚዙ። ኣውስትራሊያ ምስቲ እናበዝሐ ዝኸይድ ዘሎ ህዝባ ዝመጣጠን እኹል ኣባይቲ ኣይትሃንጽን ዘላ ተባሂሉ ። እስራኤል ፡ ካብ የመን ዝተወንጨፈ ሚሳይል ከምዘፍሸለቶ ገሊጻ ። ኣብዚ ረፍዲ ዝበዝሓ ማዕከናት ዓለምጎኒ ንጎኒ እቲ ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ካብ ዉድር ምርጫ ምስሓቡ ታሪኻዊ ዓወት ብንያም ግርማይ ኣብ ዙር ፈረንሳ ዓብሊሉ ዘሎ ኣርእስተ ዜና ኮይኑ ኣሎ። ነዚ ዓወት ኣብ ዜናና ተንጸባሪቑ ኣሎ።
    16 min
  • ቢንያም ግርማይ 3 መድረኻትን ቀጠልያ ማልያን ተዓዊቱ ታሪኻዊ ቅያታቱ ኣብ ዙር ፈረንሳ ዛዚሙ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (22/07/2024) * ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ቀጠልያ ማልያ ለባሲ ዝኾነሉ ምድብ ናይ ነጥቢ መሪሑ ዝተዓወተሉን ሰለስተ መድረኻዊ ዓወታት ዘመዝገበሉን ታሪኻዊ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፈረንሳ 2024 ሰንበት ተዛዚሙ፣ * ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ኦሎምፒክስ ፓሪስ ዝሳተፉ ኣትሌታት ዝሓለፈ ሰሙን ስሞም ድሕሪ ምግላጹ ፈደረሽን ኣትለቲክስ ኢትዮጵያ ብገለ ካብ’ቶም ዘይተመርጹ ኣትሌታት ነቐፌታታት ይቐርብሉ፣ * ኦሎምፒክስ ፓሪስ 2024 ብዙሓት ስክፍታታት ኣብ ልዕሊኡ ተፈጢሮም እናሃለዉ ዝመጽእ 26 ሓምለ ክኽፈት እዩ፣
    12 min
  • ዓወት ቢንያም ግርማይ ኣብ ቱር ዲፍራንስ ይጽምበል፡ ፕረ/ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ጌታቸው ረዳ ሓጎሱ ገሊጹ ።
    ኣስታት 15-ሽሕ ተመዛበልቲ ትግራይ ናብ መንበሪኦም ምምላሶም ተገሊጹ። ኮሌጅ ምህንድስናን ቴክኖሎጂን ማይ-ነፍሒ፡ 381 ተመሃሮ ኣመሪቑ። ኣብ ትግራይ ድማ ኮሌጅ ኢትዮ ሌንስ ካብ ዲፕሎማ ክሳብ ማስተርስ ዘሰልጠኖም 1557 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ኣብ ጐንደር ‘ዕጡቓት ፋኖ’ ፈጺሞምዎ ዝተባህለ መጥቃዕቲ ሞትን ምዝንባል ልዕሊ 10 ሽሕ ነበርትን ኣስዒቡ።
    7 min
  • "ስደተኛታት ኤርትራዊያን ኣብ ኣለምዋጭ 'ዋላ ናብ ዓድና ምለሱና' ይብሉ ኣለዉ።" ሃብተኣብ እዮብ
    ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ዝነብሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ቅትለትን ካልእ ከቢድ ጸገማትን የሕልፉ ኣለዉ። ብፍላይ ኣብዚ ቅሩብ እዋን መንነቶም ብዘይተፈልጠ ብዙሕ ቅትለት ይፍጸም ኣሎ። ብዛዕባ'ዞም ረዳኢ ስኢኖም ዝሳቐዩ ዘለዉ ኩነታቶም ዝከታተል ዘሎ ሃብተኣብ የማነ ካብ "ሕያዋይ ሳምራዊ" ብፍላይ ኣብዚ ቅንያት ዝተፈጸመ ቅትለት ገሊጹልና ኣሎ።
    16 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,866 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners