SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ኪልያን ምባፐ ኣንፈት ፖለቲካ ፈረንሳ የተሓሳስቦ፣ ቢንያም ግርማይ ናብ ዙር ፈረንሳ የቕንዕ፣
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (24/06/2024) * ኪልያን ምባፐ ኣብ ፖለቲካ ሃገሩ ዝሓደሮ ስግኣት ብምግላጽ መንእሰያት ብብዝሒ ወጺኦም ከድምጹ ይጽውዕ፣ * ፋንታየ በላይነህ ኣብ ውድድር 5000 ሜ ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ኣፍሪቃ ተዓዊታ፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፈረንሳ/ ቱር ደ ፍራንስ 2024 ክሳተፉ ካብ ዝተረጋገጹ ኤርትራውያን ኮይኑ፣ * ፍረወይኒ ሃይሉ ኣብ ውድድር 1500 ሜ ኣብ ፖላንድ ተዓዊታ፣* ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ዩሮ 2024 ኣብ ጀርመን ቀጺሎም፣ ናብ ዝቕጽል ዙር ዝሓልፋን ዝተርፋን ሃገራት ይፍለጣ`ለዋ፣ * ኣድነቕቲ ሮናልዶ ኸኣ ናብ ሜዳ ብዘይፍቓድ ይኣትዉ ብምህላዎም ንዩኤፋ ስግኣት ጸጥታ ፈጢሮምሉ፣
    11 min
  • ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ርግርኛ (24 ሰነ 2024)
    ን ሎሚ 24 ጥሪ 2024 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ዶክተር ኪሮስ ሕሩይ: ኣንትሮፖሎጂስትን ኪኢላ ዞባዊ ምዕባለን እዩ:: ካብቲ finding home far from home ወይ ካብ ርሑቕ ዓዲ መጺእካ ዓዲ ምንዳይ ኣብ ዝብል ትምህርታዊ ምርምሩ፡ ብዛዕባ ኩነታት ምጥያስ ኣፍሪቃዊያን ኣብ ኣውስትራሊያ መጽናዕቲ ዝገበረ እዩ። ብዛዕባዚ ዕድላትን ግድላትን መስርሕ ምጥያስ ህይወት ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ኣብ ወጻኢ ሃገራትን ሰፊሕ ሙሁራዊ ትንታነ ከነቕርቦ ዝቐነና ሎሚ ናይ መወዳእታ ሎሚ ከነቕርቦ ኢና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ህላወ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ንስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ስግኣት ኮይኑ ምቕፃሉ ውሕሃ ገሊጹ። ኢትዮጵያን ኤርትራን መሰል ነበርትን መበቆላውያን ህዝብታትን ውሑስ ክገብራ ጸዊዑ። ወተሃደራት ኢትዮጵያ፡ ንኣል-ሸባብ ንምጥቃዕ ብዘይ ፍቓድ መንግስቲ ሶማልያ፡ ዶብ ጥሒሶም ከምዝሰገሩ ተሰሚዑ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና ። ኣርእስታት ዜና፥ ቍጽሪ እቶም ኣብዚ ዓመት እዚ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዝተገብረ ጕዕዞ ሓጅ ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 1,000 በጺሑ ። ብዛዕባ ኑክሌራዊ ጸዓት ዝምልከት ብሰልፊ ጥምረት ዝቐረበ ናይ ሰልፊ ለበር ቀዳማይ ሚኒስተር ዝነበረ ፖል ኬቲንግ ዝሃቦ ርእይቶ ዝምልከት ዘቕረቦ ነቐፌታ መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ፒተር ዱተን ምላሽ ሂቡሉ ። ኣብ ልዕሊ ተመዛበልቲ ትግራይ ሱር ዝሰደደ ሞትን ጥምየትን ንከብቕዕ ክ ዝፅዉዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። መንግስቲ ሱዳን፡ ኣብ ጎድኒ ሓይልታት ፈጣን ደገፍ ዝዋግኣ ዝነበራ ኢትዮጵያውያን ደቀንስትዮ ከም ዝሓዘ ገሊጹ
    53 min
  • ህላወ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ንስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ስግኣት ኮይኑ ምቕፃሉ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ።
    ህላወ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ንስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ስግኣት ኮይኑ ምቕፃሉ ውሕሃ ገሊጹ። ኢትዮጵያን ኤርትራን መሰል ነበርትን መበቆላውያን ህዝብታትን ውሑስ ክገብራ ጸዊዑ። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ብዘይ ዝኾነ ለውጢ ብዝኸፍአ መልክዑ ይቕጽል ከም ዘሎ እውን ሓቢሩ። ወተሃደራት ኢትዮጵያ፡ ንኣል-ሸባብ ንምጥቃዕ ብዘይ ፍቓድ መንግስቲ ሶማልያ፡ ዶብ ጥሒሶም ከምዝሰገሩ ተሰሚዑ።
    6 min
  • ገንዘብን ህይወትን፡ ግዜ ምኽፋል ግብርን ኣገባባቱን
    ግዜ ታክስ ኣውስትራልያን ድሕሪ ዕለት ሓደ ሓምለ ምውዳእ ፋይናንሳዊ ዓመት ናይ ቀረጽ/ግብሪ/ታክስ ሕሳቦም ዝዓጽውሉ እዋንዩ። ቅኑዕ መጠን ግብሪ ተኸፊሉ እንተኾይኑ ዝረጋገጸሉ ግዜን ዝኾነ ዝጎድል/ዝቕነስ እንተሎ ዝሕተተሉንዩ። እቲ እዋን ብተወሳኺ ብመልክዕ ተመላሽ ካብ ግብሪ ናብ ጁባኻ ገንዘብ ዝኣትወሉውን ማለት ክኸውን ይኽእልዩ። ኣብ'ዚ ትሕዝቶ ሕሳብ ግብሪ ከመይ ትዓጹ ክግለጽዩ።
    11 min
  • ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 ሰነ 2024)
    ኣርእስታት ዜና፥ ምዕራባዊ ኣውስትራሊያ ኣብዚ ሃገር እቲ ዝተረረ ሕጊ ኣጽዋር ኣጽዲቓ ። መራሕቲ ሩስያን ሰሜን ኮርያን ፡ ኣብ መንጎኦም ዘሎ ሓባራዊ ናይ ምክልኻል ዉዕል ፈሪሞም ። ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ሓንቲ ሱዳናዊት ስደተኛ ትርከቦም ሰለስተ ሰባት ብዕጡቓት ተቐቲሎም።
    14 min
  • ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 ሰነ 2024)
    ንሎሚ ሓሙስ 20 ሰነ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣብ ኤርትራን ትግራይን ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ይካየድ ኣሎ። ኣብ ኤርትራ ነቲ ዕለት ምኽንያት ብምግባር ንኩለን ስድራቤታት፡ ኣብ ዝሓለፉ 20 ዓመታት 5.7 ቢሊዮን ናቕፋ ክኽፈል ከም'ዝከኣለ መንግስቲ እታ ሃገር ገሊጹ ኣሎ። ሉእኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ ኣርእስታት እዩ ነይሩ።፡ ኣብ ቃለ መሕትት ብምኽያት ቅንያት ስደተኛታት ምስ ዶክተር ኪሮስ ሕሩይ: ኣንትሮፖሎጂስትን ኪኢላ ዞባዊ ምዕባለን እዩ:: ካብቲ finding home far from home ወይ ካብ ርሑቕ ዓዲ መጺእካ ዓዲ ምንዳይ ኣብ ዝብል ትምህርታዊ ምርምሩ፡ ብዛዕባ ኩነታት ምጥያስ ኣፍሪቃዊያን ኣብ ኣውስትራሊያ መጽናዕቲ ዝገበሮ መሰረት ዝገበረ ቃለ መሕትት መቐጸልታ ክቐርብ እዩ ። ኣብ ኣውስትራሊያ መሳርሒታት ኤለክትሮኒክስን ባተሪታትን ዳግም ንኽምስራሕ ብኸመይ ይጓሓፍ፧ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያን ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታትውን ኣዳሊና ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ ምዕራባዊ ኣውስትራሊያ ኣብዚ ሃገር እቲ ዝተረረ ሕጊ ኣጽዋር ኣጽዲቓ ። መራሕቲ ሩስያን ሰሜን ኮርያን ፡ ኣብ መንጎኦም ዘሎ ሓባራዊ ናይ ምክልኻል ዉዕል ፈሪሞም ። ኣብ ኢትዮጵያ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ሓንቲ ሱዳናዊት ስደተኛ ትርከቦም ሰለስተ ሰባት ብዕጡቓት ተቐቲሎም።
    56 min
  • ኣብ ኤርትራን ትግራይን ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ይካየድ ኣሎ።
    ኣብ ኤርትራን ትግራይን ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ይካየድ ኣሎ። ኣብ ኤርትራ ነቲ ዕለት ምኽንያት ብምግባር ንኩለን ስድራቤታት፡ ኣብ ዝሓለፉ 20 ዓመታት 5.7 ቢሊዮን ናቕፋ ክኽፈል ከም'ዝከኣለ መንግስቲ እታ ሃገር ገሊጹ ኣሎ። ኣብ ትግራይ፡ ንኣዋርሕ ደሃያ ዝጠፍአት ማህሌት ተኽላይ ድሕሪ 92 መዓልቲ ኣስከሬና ከምዝረኸበ ፖሊስ ኣፍሊጡ።
    6 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ሰነ 2024)
    ንሎሚ 19 ሰነ 2024 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት: ኣመሓዳሪት ሪሰርቭ ባንክ ኣውስትራሊያ ፡ መጠን ዝቕባበ ካብ 2 ኽሳእ 3 ሚእታዊት ከም ዝበጽሕ ፡ ኣዝዩ ትስፉው ምልክታት ከም ዘሎ ገሊጻ ፡ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ወርሒ ኣብ ኢትዮጵያ፡ 50 ሰራሕተኛታት ረድኤት ከምተቐትሉ ተፈሊጡ። ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ፡ ናብ ሰሜን ኮርያ ኣትዩ ።
    7 min
  • ነቲ ኣብ ቤትካ ዝርከብ ዕምሩ ዝሓለፎ ኤለክትሮኒካዊ ኣቕሑ እንታይ ትገብሮ?
    ነቲ ኣብ ቤትካ ዝርከብ ዕምሩ ዝሓለፎ ኤለክትሮኒካዊ ኣቕሑ እንታይ ትገብሮ ? ኣብ መላእ ኣውስትራልያ ፡ e-waste ኤለክትሮኒካዊ ጎሓፍ ናብ መሬት ከይጓሕፍ ዝኽልክል ሕጊ ኣሎ ። እዚ ማለት ከም ቲቪታት ፡ ኮምፕዩተራት ፡ ሞባይል ቴሌፎን ፡ ባተሪታት ፡ ስማርት መሳርሒታት ፡ ከምኡውን ዝኾነ ነገር ምስ ኤለክትሪክ ክተሓዝ ዝኽእል ነገራት ናብ ስሩዕን ገንኢ መጉሓፊ ገዛ ክትድርቢ ኣይትኽእልን ኢኻ ። እንተዀነ ግን: ነዚ ኵሉ ፍርያት እንደገና ክምስርሓሉ ዝኽእል መገድታት ኣሎ ። ነቲ ዘይተደልየ ኤለክትሮኒካዊ ኣቕሑን ባተሪታትን ንምውጋድ ብዘይዋጋ ንምውጋድ ብዛዕባ ዘሎ ኣማራጺታት ኣብዚ ክንርእይ ኢና ።
    10 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,866 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners