SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ኢንስቲዮት ዓለም ለኸ ጉዳያት ኣውስትራልያ ኣብ ትግራይ ተፈጺሙ ዝብል መደምደምታ ዝቐርበሉ ዘሎ ገበን ጄኖሳይድ ዓለምለኻዊ ምላሽ ከም ዝደሊ ኣፍሊጡ።
    ኢንስቲዮት ዓለም ለኸ ጉዳያት ኣውስትራልያ ኣብ ትግራይ ተፈጺሙ ዝብል መደምደምታ ዝቐርበሉ ዘሎ ገበን ጄኖሳይድ ዓለምለኻዊ ምላሽ ከም ዝደሊ ኣፍሊጡ። ኤርትራ፡ ንጡፍ ህላዌ ሩስያ ኣብ ኣፍሪቃ ከምትደሊ፡ ኣምባሳደር ሩስያ ኣብ ኤርትራ ተዛሪቡ
    3 min
  • " ሓደ ስደተኛ ናይ ልዕሊ ክልተ ዜግነታት ህይወት’ዩ ዝነብር።” ዶክተር ኪሮስ ሕሩይ
    ዶክተር ኪሮስ ሕሩይ: ኣንትሮፖሎጂስትን ኪኢላ ዞባዊ ምዕባለን እዩ:: ካብቲ finding home far from home ወይ ካብ ርሑቕ ዓዲ መጺእካ ዓዲ ምንዳይ ኣብ ዝብል ትምህርታዊ ምርምሩ፡ ብዛዕባ ኩነታት ምጥያስ ኣፍሪቃዊያን ኣብ ኣውስትራሊያ መጽናዕቲ ዝገበረ እዩ። ብዛዕባዚ ዕድላትን ግድላትን መስርሕ ምጥያስ ህይወት ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ኣብ ወጻኢ ሃገራትን ሰፊሕ ሙሁራዊ ትንታነ ሂቡና ኣሎ። ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ቃለ መሕትት ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ።
    39 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ሰነ 2024)
    ኣርእስታት ዜና፡ ኣውስትራሊያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ንህዝቢ ቓዛ ተወሳኺ ናይ 10 ሚሊዮን ዶላር ሂባ ኣብ ገማገም ባሕሪ የመን ጃልባ ብምጥሓላ ብውሕዱ 49 ስደተኛታት ካብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ከም ዝሞቱ ኣህጉራዊ ትካል ስደት ገሊጹ። ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኣውስትራሊያ ሶኮሩ ንጋንታ ፍልስጤም 5ብ0 ኣብ ፐርዝ ስዒራታ።
    6 min
  • ስነ ጥበብ ደቀ’ባት፡ ምስ ሃገር ዘተኣሳስርን መስኮት ሕሉፍን
    ህዝብታት ደሴት ኣቦርጅናልን ቶረስ ስትርን ልምድታቶም ንባህላዊ ታሪኾምን መንፈሳዊ እምነታቶምን ኣገዳሲ ፍልጠት ብዛዕባ ምድሮምን ንምግላጽ ነቲ ብኣፍ ዝመሓላለፍ ስነ-ጥበብ ይጥቀሙ ። ብዘይካዚ ፡ ስነ ጥበብ ነቲ ፍሉይ ባህሎምን ንፈጠራዊ ልምድታቶምን ዓሚቝ ኣድናቖት ንምግላጽ ዝሕግዝ መስኮት እዩ ። ኣብዚ ትሕዝቶ እዚ ፡ ህዝብታት ደሴት ኣቦርጂንን ቶረስ ስትርን ፡ እተፈላለየ ዓይነት ስነ-ጥበብ እናተጠቕሙ ፡ ነቲ ብኣፍ ዝመሓላለፍ ያታኦም ብኸመይ ከም ዝቕበልዎ ክንርኢ ኢና ።
    10 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ሰነ 2024)
    ንሎሚ 11 ሰነ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኣርእስታት፡ ምክትል ፕረዚደንት ማላዊን ካልኦት ትሽዓተ ሰባትን ዝጸዓነት ወተሃደራዊት ነፋሪት ጠፊኣ። ኣብ ኣውስትራሊያ ክሓዊ ካብ ዝኽእል ሕማም ምኽንያት ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰዓት ክልተ ሰባት ይሞቱ ። ሓደ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኩዕሶ እግሪ ፡ ኣብቲ ኣብ ፔርዝ ዝካየድ መጻረዪ ውድድር ዋንጫ ዓለም ንኺሳተፍ ናብ ኣውስትራሊያ ከይኣቱ ቪዛ ተኸሊኡ።
    6 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሰነ 2024)
    ንሎሚ ሰኑይ 10 ሰነ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ኣብ እዋን ኲናት ትግራይ ትካላት ሕቡራት ሃገራት ግቡእ ምላሽ ብዘይምሃቦም ክሳብ 800ሽሕ ሰባት ሞይቶም ተባሂሉ ኢትዮጵያ ካብ ባንክ ዓለምን ትካል ገንዘብ ዓለም IMFን 7 ቢልዮን ዶላር ንምልቃሕ ኣብ ዝርርብ ከም ትርከብ ተሰሚዑ። ዝብሉን ካልእን ዝሓዘ ጸብጻብ ል ኡኽና ክቐርብ እዩ። ብዛዕባ ገንዘብ፡ ልቓሕ፡ መንበሪ ገዛ ምግዛእን ዝተተሓሓዘ ሓድሽ መደብ፡ ገንዘብን ህይወትን ዝብል ከነቕርብ ኢና። ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና ። ኣርእስታት ዜና፥ ኣባል ካቢነ ሚኒስተራት ኲናት እስራኤል በኒ ጋንትዝ ብፍቓዱ ካብቲ ካቢነ ተሰናቢቱ፣ ሎሚ ልደት ንጉስ ኣብ ዝበዓለሉ ዘሎ ዝተፈላለዩ ሰባት ተሸሊሞም። ልኡኽ "ቁጠባዊ ኮምሽን ሕቡራት ሃገራት ንኣፍሪቃ" ኣብ ኣስመራ ዑደት ኣካይዱ፡
    51 min
  • ገንዘብን ህይወትን፡ ልቓሕን ምዕዳግ ገዛን (ቁ. 1)
    ህይወት ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ምስ ገንዘብ ዝተሓሓዝ'ዩ። ዕውት ዝኾነ ይወት ንምምራሕ ድማ ብዛዕባ ገንዘብን ምሕደራኡን ምፍላጥ ወሳኒ እዩ። ነዚ መሰረት ብምግባር ምስ ገንዘብ ዝተኣሳሰር፡ ብዛዕባ ውህለላ ገንዘብ፡ ምዕዳግ ገዛ፡ ጥሮታ፡ ንኡስ ቢዝነስን ምስ ኡ ዝተሓሓዝን ንብዙሕ ዓመታት ካብ ዘቕረብናዮ ጽሟቑ ከነቕርቦ ኢና። ንሎሚ ብዛዕባ ለቓሕን ምውናን ገዛን ዝምልከት ምስ ኪኢላታት ፋይናንስ ኣቶ ኬነዲን ኣቶ መሓረናን ቀሪብና ኣለና።
    11 min
  • ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሰነ 2024)
    ኣርእስታት ዜና፥ ኣባል ካቢነ ሚኒስተራት ኲናት እስራኤል በኒ ጋንትዝ ብፍቓዱ ካብቲ ካቢነ ተሰናቢቱ፣ ሎሚ ልደት ንጉስ ኣብ ዝበዓለሉ ዘሎ ዝተፈላለዩ ሰባት ተሸሊሞም። ልኡኽ "ቁጠባዊ ኮምሽን ሕቡራት ሃገራት ንኣፍሪቃ" ኣብ ኣስመራ ዑደት ኣካይዱ፡
    12 min
  • ፍሉይ ክእለት ኩዕሶ እግሪ ዘለዋ ሊሊ ዮውሃንስ ብዙሓት ሃገራት ይመናጠላላ፣ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ መጻረዪ ንዋንጫ ዓለም 2026 ማዕረ ተፈላልየን፣
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (10/06/2024) * ኤርትራ ዝመበቆላ ጓል 16 ዓመት መንእሰይ ኣሜሪካዊት ሊሊ ዪውሃንስ ንፈለማ ግዜ ንኣሜሪካ ወኪላ ተሰሊፋ ሽቶ ኣመዝጊባ፣ ሃገራት ከኣ ዜግነተን ክትወስድ ይመናጠላላ፣ * ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝሓለፈ ሰሙን ክልተ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም 2026 ኣካይዳ ኣንጻር ጊኒቢሳውን ጂቡቲን ማዕረ ተፈላልያ፣ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ሞሮኮ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ንጋንታቶም ወኪሎም ተሳቲፎም ናትናኤል ብርሃነ ብሓፈሽኡ ሳልሳይ ወጺኡ፣ * ኣብ መፋነዊ ግጥማታ ናብ ግጥማት ዩሮ 2024 ዝተሳዕረት እንግሊዝ ንደገፍታ ስክፍታ ፈጢራትሎም፣ ገለ ጋዜጣታት’ታ ሃገር ግን ኣብ ጸለምቲ ዘቕንዐ ዘመተ ምክያደን ነቐፌታ ይቐርበለን፣
    12 min
  • ኣብ እዋን ኲናት ትግራይ ትካላት ሕቡራት ሃገራት ግቡእ ምላሽ ብዘይምሃቦም ክሳብ 800 ሽሕ ሰባት ሞይቶም ተባሂሉ።
    ኢትዮጵያ ካብ ባንክ ዓለምን ትካል ገንዘብ ዓለም IMFን 7 ቢልዮን ዶላር ንምልቃሕ ኣብ ዝርርብ ከም ትርከብ ተሰሚዑ። ኣብ እዋን ኲናት ትግራይ ትካላት ሕቡራት ሃገራት ግቡእ ምላሽ ብዘይምሃቦም ክሳብ 800ሽሕ ሰባት ሞይቶም ተባሂሉ።
    7 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,866 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners