SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ፕረዚደንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ፡ ንህዝቢ ሰብኣውነት ዝስመዖ ኩሉ ሓገዝ ክገብር ጸዊዑ።
    ፕረዚደንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ፡ ንህዝቢ ሰብኣውነት ዝስመዖ ኩሉ ሓገዝ ክገብር ጸዊዑ። መንግስትን ሰራዊት ነጻነት ኦሮሞን ንሳልሳይ ግዜ ክዛተዩ ከም ዝኽእሉ - ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ተዛሪቡ።
    4 min
  • #52 How to talk about happy and sad moments (Med) - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ ኤስ ቢ ኤስ፡ ሕሉፍካ ዘኪርካ ምንፋቕ
    Learn how to talk about nostalgic moments, when you think about the past and can feel both happy and sad at the same time. - ኣብ እዋን ናፍቖት ትገብሮም ዝርርብ ተመሃር, ናይ ዝሓለፈ እዋን ኣብ ትዝክረሉ ኣብ ሓደ ግዜ ሕማቕን ጽቡቕን ስምዒት'ዩ ዝስመዓካ።
    13 min
  • መበል 23 ዓመት ዉዕል ኣልጀርስ ኤርትራን ኢትዮጵያን እንክዝከር፡ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ታሕሳስ 2023)
    ኣመሪካ ነቲ 23 ዓመት ዝኾኖ ዉዕል ኣልጀርስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ደገፋ ዳግም ገሊጻ። ሓፈሻዊ ባይቶ ው/ሕ/ሃ ፡ ኣብ መንጎ እስራኤልን ሓማስን ኲናት ደው ክብል ዝጠልብ ውሳነ ይእምም ። ቀዳማይ ሚኒስተራት ኣውስትራልያ ፡ ኒው ዚላንድን ካናዳን ፡ ንግጭት እስራኤል-ሓማስ ዝምልከት ሓባራዊ መግለጺ ኣውጺኦም።
    6 min
  • ኣብ ቅነ በዓላት መበቆላዊያን ናይ ደቀባት ምግብታት ኣብ መኣድኹም ምቕራብ
    ኣብ ክሽነ ኣብ ዝኽሸን ብልሙድ ንጥቀመሉ መቃመሚታት ምስቲ ኣብዚ ሃገር ዝርከብ ባህላዊ ቀመማት ብምቕያር ከም ኣማራጺታት ክትጥቀም ዝከኣል እዩ ። እዚ ብዛዕባ እቲ መግቢ ጥራይ ዘይኮነ ፡ እዚ ብዛዕባቲ ዉዕዉዕ ኣውስትራሊያዊ ውርሻ ምጽምባልውን እዩ። ብዛዕባ መበቈል እዚ ቀመማት እዚ ኣብ ዝግበር ዝርርብ: ነቲ ኣብ ኣውስትራልያ ዝርከብ ብዙሕ ቀመማትን ዘለዉ ልምድታት ንኸተኽብርን ንኽትቅበልን ዝሕግዝ ሓያል መገዲ እዩ ።
    8 min
  • “ሓደ ወዲ ተባዕታይ ንሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ቀቲሉ ደቂሱ ዝሓድር የለን።” ሜርይማግደላን ደበሳይ
    ብኣጋጣሚ ካብ 25 ሕዳር ክሳብ 10 ታሕሳስ ን15 መዓልታት ዝጸንሕ ጎስጓስ ኣንጻር ዘቤታዊ ዓመጽ(ጎነጽ): ኣፍልጦ ምዕባይን ምክልካሉን ተራ ዋዕሮ ብሓፈሻ ብፍላይ ድማ ደቂተባዕትዮ ኣካል ናይ እዚ ጎስጎስ ክኾኑን ዝሰርሖ ዘሎ ስርሓት ምስ ሜሪማግደላን ደበሳይ ካብ መስረትቲ ዋዕሮ ዝተገብረ ካልኣይ ክፋል ዕላል።።
    9 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ታሕሳ 2023)
    ንሎሚ 12 ታሕሳስ 2023 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታቶም፡ ክልተ ተዋጋእቲ ሰራዊታት ሱዳን ግጭቶም ብሰላም ክፈትሕዎ ከም ዝተሰማምዑ ኢጋድ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ለበር ነቲ ሓድሽ ናይ ፍልሰት ወይ ሚግረሽን ስትራተጂ ይጣበቐሉ ኣሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ንሚኒስተር ዴአታ ሰላም ታየ ደንደኣ ካብ መዝነቱ ኣሰናቢትዎ።
    6 min
  • ለተሰንበት ግደይ 'ስፖርታዊ ጭዋነት' ተሰሊማ፣ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሓድሽ ውዕል ቴሌቪዥን ተፈራሪሙ፣
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (11/12/2023) * ኢትዮጵያዊት ለተሰንበት ግደይ ተዓዋቲት ስልማት ዓለምለኸ ጭዋነት/ርትዓዊ ውድድር ኮይና፣ * ኣትለቲክስ ዓለም ኣብ ሻምፒዮናታት ጉያ እግሪ መንገዲ 'ሪጋ' 2023 ብኢትዮጵያዊት ኣትሌት ዲሪበ ወልተጂ ዝተመዝገበ ክብረወሰን ዓለም ሓደ ማይል ብወግዒ ኣጽዲቕዎ፣ * ኲናት ትግራይ ህይወት 76 ኣትሌታት ከምዝቐዘፈ ናይ’ቲ ክልል ሓላፊ ኣትለቲክስ ንቢቢሲ ሓቢሩ፣ * ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ግጥማቱ ንመላእ ዓለም ዘመሓላልፈሉ ሓድሽ ውዕል ቴሌቪዥን ከምዝተፈራረመ ኣፍሊጡ፣ * ምስራዊ ኮኾብ መሓመድ ሳላሕ መበል 200 ሽቶኡ ኣብ ፕሪምየር ሊግ ዘመዝገበሉ ሊቨርፑል 2-1 ተዓዊታ መሪሕነት ፕሪምየር ሊግ ካብ ኣርሰናል ተረኪባ ዝብሉ ገለ ትሕዝቶታት ንምልከቶም’ዮም፣ ሰናይ ምክትታል።
    11 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 ታሕሳስ 2023)
    ንሎሚ ሓሙስ 07 ታሕሳስ 2023 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም፡ ሜሪማግደላን ደበሳይ ካብ መስረትቲ ዋዕሮ ኮይና እዚ ምትእኽኻብ ብ ኣሻሓት ደቂ ኣንስትዮ ካብ ምሉእ ዓለ ዝሳተፋኦ እዩ፡ ንደቂ ኣንስትዮ ብትምህርቲ፡ ብተክኖሎጂን ኣብ ዋኒን ብምስታፍን ንምሕያል ዝሰርሕ መርበብ እዩ። ብዛዕባዚ መሪማግደሊን መብርሂ ሂባትና ኣላ ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ክቐርብ እዩ። ልኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ ዛዕባ መራሕቲ ትግራይ ምስ መራሕቲ ኢትዮጵያ ፖለቲካዊ ዘተ ንምግባር ከም ዝተሰማምዑን። "ሓይሊታት ኣምሓራ እንከይወፁን ዝተመዛበለ ህዝቢ እንከይተመለሰን ሪፈረንደም ኣይካየድን" ከም ኡውን ኣብ ትግራይ ንዝተራእየ ጥምየት ሳዕቤኑ ከቢድ ክኸውን ከምዝኽእል ኣቶ ጌታቸው ረዳ ከም ዘጠንቀቐን ዝገልጽ ትሕዝቶ እዩ ክኸውን። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥ መምርሒ ኣብ ወቕቲ ሙቐት ድሕነትካን ዛሕሊኻን ምዕቃብ ዝብል ኣርእስትን ካልእ ትሕዝቶታትውን ቀሪብና ኣለና። ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ሰራዊት እስራኤል ፡ ማሕበረ-ሰብ ዓለም ነቶም ብሓማስ ተታሒዞም ዘለዉ ንምፍታሕ ፡ "ስጕምቲ ክወስድ" ተማሕጺኑ ። ** ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዕጡቓት 56 ሲቪላት ከም ዝተቐትሉ ገሊጹ። ** ጋንታ ኲዕሶ እግሪ Matildas ኣብ ቫንኮቨር ኣብዝተገብረ ብ ጋንታ ካናዳ 1 ብ0 ተሳዒራ።
    52 min
  • "ሓይሊታት ኣምሓራ 'ከይወጹን ዝተመዛበለ ህዝቢ 'ከይተመለሰን ሪፈረንደም ኣይካየድን" ኣቶ ጌታቸው ረዳ
    ልኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ ዛዕባ መራሕቲ ትግራይ ምስ መራሕቲ ኢትዮጵያ ፖለቲካዊ ዘተ ንምግባር ከም ዝተሰማምዑን። "ሓይሊታት ኣምሓራ እንከይወፁን ዝተመዛበለ ህዝቢ እንከይተመለሰን ሪፈረንደም ኣይካየድን" ከምኡውን ኣብ ትግራይ ንዝተራእየ ጥምየት ሳዕቤኑ ከቢድ ክኸውን ከምዝኽእል ኣቶ ጌታቸው ረዳ ከም ዘጠንቀቐን ዝገልጽ ትሕዝቶ እዩ።
    5 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,876 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners