SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • “ሓደ ሰብ ናብቲ ክበጽሖ ዝደሊ ነገር ንምብጻሕ ብሓደ ሰብ ወይ ብሓንቲ ሊንክ እዩ ርሒቑ ዘሎ።” ሜሪማግደላን ደበሳይ
    ሜሪማግደላን ደበሳይ ካብ መስረትቲ ዋዕሮ ኮይና እዚ ምትእኽኻብ ብ ኣሻሓት ደቂ ኣንስትዮ ካብ ምሉእ ዓለ ዝሳተፋኦ እዩ፡ ንደቂ ኣንስትዮ ብትምህርቲ፡ ብተክኖሎጂን ኣብ ዋኒን ብምስታፍን ንምሕያል ዝሰርሕ መርበብ እዩ። ብዛዕባዚ መሪማግደሊን መብርሂ ትህብ።
    10 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (6 ታሕሳስ 2023)
    ንሎሚ 6 ታሕሳስ ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታቶም፡ ኣብ ትግራይ 2 ሚልዮን ዜጋታት ንጥምየት ተቓሊዖም ከም ዘለዉ መንግስቲ ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ኣብ ጋዛ ኣብ ዝርከብ መዕቈቢታቱ ንዚርከቡ ሰባት ውሕስነት ክዀኖም ከም ዘይክእል ገሊጹ ፡ ፋይናንሲያዊ ጸቕጢ ኣብ ጥዕና ኣእምሮ ናይቶም ኣብ ሓደጋ ዝርከቡ ጉጅለ ሕብረተሰብ ከምዝለዓለ ተረጋጊጹ።
    7 min
  • መምርሒ ኣብ ወቕቲ ሙቐት ድሕነትካን ዛሕሊኻን ምዕቃብ
    ወቕቲ ሓጋይ/ሳመር ፡ ብሩህ ሰማያትን ምዉቕ ኵነታት ኣየርን ዝረኣየሉ ወቕቲ እዩ ። ንብዙሓት ሰባት ፡ ናይ ቁሪ ኣዋርሕ ድሕሪ ምጽማሞም ፡ ብሓጐስ ዝቕበልዎ እዩ ። ይኹን "ምበር ኣብ ኣውስትራሊያ ዘሎ ሙቐት ቀልጢፉ ናብ ከቢድ ሃሩርን ጽንኩር ኩነታትን ክቕየር ይኽእል'ዩ ። ብተወሳኺ ፡ እቲ ልዑል መጠን UV (ኣልትራቫዮለት) ቈላሕታን ኣብ ግምት ክኣቱ ኣተኩሮ ይሓትት ። እሞ ደኣ ሓደ ሰብ ኣብ ኣዝዩ ሃሩርን ደረቕ ሓጋይ ናይ ኣውስትራሊያ ወቕቲ ውሕስነት ብዘለዎን ዝሑልን ኮይኑ ክጸንሕ ዝኽእል ብኸመይ እዩ?
    10 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (5 ታሕሳስ 2023)
    ናይ 5 ሕዳር 2023 ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ; ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ ቓዛ ከቢድ ድምጺ ነትጒ ተሰሚዑ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ህይወት ሰባት ዝወስድ ዘሎ ደርቂ ጸማም እዝኒ መራሕትን ኣብ ሓያሎ ወረዳታት ክልል ኣምሓራ: ዳግም ዝባራዕ ዘሎ ግጭት ብከበድቲ መዳፍዕን መጥቃዕቲ ድሮንን ሰላማዊያን ሰባት ሞይቶም: ናዳል ናብ ሜዳ ክምለስ ይህቅን።
    6 min
  • ሲሳይ ለማን ወርቅነሽ ደገፋን ኣብ ማራቶን ቫለንስያ ተዓዊቶም፣ ኤሪክ ተን ሃግ ንሓላው ልዳት ኦናና ይከላኸለሉ፣ ማንቸስተር ዩናይትድ ብኒውካስትል ተሳዒራ፣
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (04/12/2023) * ማራቶን ቫለንስያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ሲሳይ ለማን ወርቅነሽ ደገፋን ተዓዊቶሞ፣ * ሓንቲ ካብ'ቶም ዝለዓለት ስም ኣብ ኣትለቲክስ ዓለም ወይ ውድድራት ነዊሕ ርሕቀት ጉያ እግሪ ኢትዮጵያ ዘለዋ ጸሃይ ገመቹ ብምክንያት ዶፒንግ ወይ ምጥቃም ብቕዓት ዘደንፍዑ ንጥረ ነገራት እገዳ ተነቢሩላ፣ * ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ዩሮ 2024 ኣብ ጀርመን ዝሳተፋ ሃገራት ምድባተን ፈሊጠን፣ * ኣብ ናይ’ዚ ሰሙን ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ኣርሰናል፣ ሊቨርፑልን ኒውካስትል ዩናይትድን ዝለዓለ ነጥብታት ከመዝግባ’ንከለዋ ማንቸስተር ሲቲ፣ ቶተንሃም፣ ማንቸስተር ዩናይትድን ኣስቶንቪላ ግን ነጥብታት ከሲረን፣
    10 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (4 ታሕሳስ 2023)
    ናይ ሰኑይ 4 ታሕሳስ 2023 ዝተቐረቡ ናይ ሓደ ሰዓት ትሕዝቶ፡ ልብኹም ክሳብ ክንደይ ጥዑይ ከምዘሎ ትፈልጡዶ? ሕማም ልቢ እቲ ኣብ ቅድሚት ዝስራዕ ጠንቂ ሞት ብምዃኑ ጥዕና ልብኹም ከመይ ከምዘሎ ምፍላጥ ኣዚዩ ኣገዳሲ እዩ። ብዛዕባ ልብን ክግበር ብዛዕባ ዝግባእ ክንክንን ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶ ድሕሪ ዜና ክቐርብ እዩ። ብዛዕባ ዘቤታዊ ዓመጽን ምክልኻሉን ዝምልከት ዝጀመርናዮ ዛዕባ ሎሚውን ክንቅጽሎ ኢና ምስ ወ/ሮ ከዲጃ ካብዝተገብረ ዕላል ሎሚ ናባኹም ከነብሎ ኢና። ልኡኽና ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ኣርእስታት፦ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ጋሻ ኣብ በዓል ንግስ ሕዳር ጽዮን ኣኽሱም ከም ዝተረኽቡ ተገሊጹ። ኤርትራ ኣብ ዓለምለኻዊ ዋዕላ ለውጢ ነባሪ ኣየር ትሳተፍ ኣላ። ፀጋታት ቱሪዝም ትግራይ ዘላሊ ምርኢት ስእሊ ኣብ ናይሮቢ ተኻይዱ። ኣሜሪካ ገበነኛታት ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ክፍረዱ ንመንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ጸቕጢ ትገብር ከም ዘላ ኣፍሊጣ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ: ሶኑይ ብምዃኑ ድማ ዘዛንዩ ዜማታት ክንጋብዝ ኢና። ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብ ከተማ ጋዛ ዝሰርሑ ናይ ጥዕና ሰራሕተኛታት እቲ ናይ ሸውዓተ መዓልቲ ስምምዕ ተዂሲ ደው ምስ ኣበለ ቁጽሪ ሞት ብቕልጡፍ ክውስኽ ጀሚሩ ክብሉ ሓቢሮም ። ** ምንቅስቓስ ሑቲ ናይ የመን ፡ ሓይሊ ባሕሩ ኣብ ልዕሊ ክልተ መራኽብ እስራኤል ፡ ከም ዘጥቅዐ ገሊጹ ። ** ኣሜሪካ ገበነኛታት ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ክፍረዱ ንመንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ጸቕጢ ትገብር ከም ዘላ ኣፍሊጣ።
    51 min
  • ኣሜሪካ ገበነኛታት ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ክፍረዱ ንመንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ጸቕጢ ትገብር ከም ዘላ ኣፍሊጣ።
    ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ጋሻ ኣብ በዓል ንግስ ሕዳር ጽዮን ኣኽሱም ከም ዝተረኽቡ ተገሊጹ። ኤርትራ ኣብ ዓለምለኻዊ ዋዕላ ለውጢ ነባሪ ኣየር ትሳተፍ ኣላ። ፀጋታት ቱሪዝም ትግራይ ዘላሊ ምርኢት ስእሊ ኣብ ናይሮቢ ተኻይዱ። ኣሜሪካ ገበነኛታት ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ክፍረዱ ንመንግስታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ጸቕጢ ትገብር ከም ዘላ ኣፍሊጣ።
    7 min
  • ኣብ ገማግም ባሕሪ ኣብ ንንቀሳቐሰሉ እዋን ጥንቃቐ ካብ ሻርክ
    ኣውስትራሊያ መስተንክር ገማግም ባሕሪ ፡ ዓዳሚ ባህልታት ገማግም ባሕሪ ፡ ከምኡ "ውን ብዙሕ ዓይነት ህይወት ባሕሪ ትውንን ሃገር ብምዃን ትሕበን ሃገር እያ። ይኹን እምበር: ከስዕብ ዝኽእል ሓደጋታት ምግንዛብ ወሳኒ እዩ ። ከም ስቲንግ ጀሊፊሽ ፡ ስቲንገርስን ፡ ከምኡውን ብዙሓት ዓሌታት ሻርክ ዝኣመሰሉ ኣብ ባሕሪ ዝነብሩ ፍጥረታት ፡ ኣብዚ ማያት እዚ ስለ ዝነብሩ ፡ ንቑሓት ምዃን ይሓትት ። ብፍላይ ኣብ ዘይትፈልጦ ከባቢ ፡ ብዛዕባ ድሕንነት ገማግም ባሕሪ ምርዳእ ፡ ምስ ማይ ዝተሓሓዝ ሓደጋታት ንምውጋድ ፡ ከምኡ "ውን ምስ ሻርክ ክጓነፉ ንዝኽእሉ ነገራት ጥንቃቐ ዘድሊ እዩ ።
    12 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 ሕዳር 2023)
    ንሎሚ 28 ሕዳር 2023 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፡ ኣርእስታት ዜና፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጋዛ ተገይሩ ዘሎ ምንዋሕ ናይ ሰብኣዊነት ስምምዕ ረድኤት ንምቕራብ እኹል ኣይኮነን ይብል ። ብፍታው እናተሓገዝካ ህይወትካ ምሕላፍ ዘፍቅድ ሕጊ ኣብ ኒው ሳውዝ ዌልስ ካብ ሎሚ [28 ሕዳር] ጀሚሩ ኣብ ግብሪ ክውዕል ጀሚሩ። ኣብ ትግራይ ወረዳ ኣበርገለ 46 ሰባት ብሰንኪ ጥምየት ከምዝሞቱ ተፈሊጡ።
    6 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 ሕዳር 2023)
    ናይ ሎሚ ሰኑይ 27 ሕዳር 2023 ምሉእ ትሕዝቶ፡ ኣውስትራሊያ ኣብ ዓለም ካብተን ዝለዓለ መጠን ናይ ቆርበት ካንሰር ዘለወን ሃገራት ሓንቲ እያ። ሜላኖማ ሓዊስካ መብዛሕትኦም መንሽሮታት ቆርበት ዝፍጠሩ ፡ ዋህዮታት ቆርበት ምክልኻል ከይተገብረሎም ናብ ኣልትራቫዮለት ወይ UV, ወይ ናብ ጨረርታ ጸሓይ ምስዝቃልዑ እዩ። ነቶም ጸሊም ናይ ቆርበት ሕብሪ ዘለዎም ወሲኹ፡ ቆርበት መንሽሮ ዝስዕቡ ሓደገኛ ረቛሒታት ኣብ ኣውስትራሊያ ካብ ዘሎ ጸሓይ ሓደጋ ብኸመይ ትከላኸሎ ዝጥምት ሓደ መደብ ክቐርብ'ዩ ። ልኡኽና ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ኣርእስታት፦ ኣቦ-መንበር ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ጀነራል ዓብዱልፋታሕ ኣልቡርሃን፡ ኣብ ኤርትራ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ። ግዝያዊ ምምሕዳር ብደርቂ ንዝተጠቕዑ ዝውዕል 50 ሚልዮን ብር ሰሊዑ ኣብ ከተማ መቐለ ዝህነፅ መፍረይ ሓፂን ሌጀንድ ብወግዒ ተኸፊቱ ቆምስ ኣብ ሰረቀብርሃን ፡ ብፁእ ኣቡነ ሰላማ ተባሂሎም ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ሰብከት ኣውስትራሊያን ኒውዝላንድን ኮይኖም ከገልግሉ ተሸይሞም ብብልሽውና ዝተዘምተ 9 ቢሊየን ብርን ልዕሊ 4 ሚሊየን ካሬ ሜትር ቦታን ከም ዘምለሰ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ኢትዮጵያ ሓቢሩ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ፥ ከም ኡውን ዘዛንዩ ዜማታት ክንጋብዘኩም ኢና። Newzealand ኣርእስታት ዜና፥ ** ስድራቤታት ናይቶም ብሓማስ ተታሒዞም ዝጸንሑን እሱራት እስራኤልን ሓራ ብምውጻኦም ፈተውቶም ሓጎሶም ይገልጹ ኣለዉ ። ** ላዕለዋይ ሚኒስተር ካቢነ ሚኒስተራት ክሪስ ቦወን ፡ ናጽነት እስራኤል ኣብ ናጽነትን ውሕስነትን ፍልስጤማውያን ዝምርኰስ ምዃኑ ገሊጹ ። ** ኣሰልጣኒ ኣንጌ ፖስተኮጎሉ ዝመርሓ ጋንታ ቶተንሃም ፡ ኣብ ፕሪሜር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ካብ ናይ ሳልሳይ ደረጃኣ ናብ ሓሙሻይ ወሪዳ።
    53 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,876 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners