SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ተጻዋታይ ሊቨርፑል ሉዊስ ዳያዝ ኣብ ኮሎምቢያ ወለዱ ተጨውዮም፣ ማራቶን ዳብሊን ብዓወት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዛዚሙ፣
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (30/10/2023) * ማራቶን ዳብሊን 2023 ሰንበት ተኻይዱ ብዓወት ኢትዮጵያዊያን ከማል ሑሴንን ኣመንተ ሶመረን ተዛዚሙ፣ * ኣብ መጻረዪ ግጥም ንኦሎምፒክስ ፓሪስ 2024 ደቀንስትዮ ኢትዮጵያን ናይጀርያን ኣብ ቀዳማይ እግሪ ግጥመን ማዕረ 1-1 ተፈላልየን፣ * ዝዓበየ ቅድድም ብሽግለታ ኣብ ዓለም ዝኾነ ዙር ፈረንሳ ዝመጽእ ዘሎ ዓመተ 2024 ኣብ ኢጣልያ ተበጊሱ ኣብ ደቡባዊ ፈረንሳ ኣብ ከተማ ኒስ ክዛዘም ምዃኑ ኣዳለውቲ ኣፍሊጦም፣ * ወለዲ ኣጥቃዓይ ጋንታ ሊቨርፑል ኮሎምቢያዊ ሉዊስ ዳያዝ ኣብ ሃገሩ ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ሰባት ከምተጨውዩ ተጸብጺቡ፣ * ኣብ 10ይ ዙርያ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ክለባት ዓዲ እንግሊዝ ተጻወቲ ሊቨርፑል ነቲ ወለዱ ተጨውዮሞ ዘለዉ ወዲ ጋንትኦም ደገፎም ይገልጹ፣ * ኣብ ግጥም ኣብ መንጎ ጋንታታት ከተማ ማንቸስተር ወይ ማንቸስተር ደርቢ ሰማያዊ ሕብሪ ዝነገሰሉ ማንቸስተር ሲቲ ተዓዊታ፣
    11 min
  • “ሓደ ሃገር ብዘይ ነጻነት ዘረባን ጽሑፍን ባህልን ክምዕብል’ዩ ማለት ሓሶት’ዩ።” ካሳሁን ቸኮል ተዓዋቲ ፐን ኤርትራ 2023
    ኣቶ ካሳሁን ቸኮል፡ ኣብቲ ንሓርነትን ደሞክራስን ዝተገብረ ቃልሲ ኤርትራውያን እጃሙ ዘበርከተ፡ ኣብ 1983 ዝመስረቶ ናይ ሕትመት ትካል “ረድ ሲ ፕረስ” ፍሉጣት ኣፍሪቃውያን ጸሓፍቲ ጽሑፋቶም ብነጻነት ከሕትሙ ብምሕጋዝ ልዕሊ 3500 መጻሕፍቲ ዘሕተም እዩ። ኣብ 2000 ኣብ ኣስመራ ዝተገብረ ዋዕላ “ኣንጻር ኩሉ መሰናኽላት” ፍሉጣት ጸሓፍትን ኣጋይሽን ዓለም ብምዕዳም ንኽካየድ ኣበርክቶ ካብ ዝገበሩ ኤርትራዊ እዩ። ብዘይካዚ ኣቶ ካሳሁን ኣብቲ “በርሊን ማኒፈስቶ” ተባሂሉ ብገለ ሰባት እተጸውዐ፡ ንሱን ካል ኦት ኤርትራዊያን ምሁራትን ናብ ፕረሲደንት ኤርትራ ደብዳበ ብምጽሓፍን ናብ ኡ ከይዶም ሕቶ ደሞክራስን ዝጸውዑ ሓደ እዩ። ብዝገበሮ ሰፊሕ ኣበርክቶ ፐን ኤርትራ ናይ 2023 ተሸላሚ ክኸውን መሪጽዎ። ብዛዕባ ዝሰርሖም ስራሓት ኣዕሊሉና ኣሎ።
    28 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (30 ጥቅምቲ 2023)
    ናይ ሎሚ ሰኑይ 30 ጥቅምቲ 2023 ምሉእ ትሕዝቶ፡ ሉኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ ኣሎ ኣርእስታት: ብመንግስቲ ክልል ትግራይ ዝተኸልከለ ኣኼባ ህወሓት ንካልእ መዓልቲ ተናዊሑ። ኣንጻር መንግስቲ ኤርትራ ዝቃለስ"ብርጌድ ንሓመዱ " ምንቅስቓሳቱ ኣብ ዓዲግራት ከም ዝጀመረ ገሊጹ። ፅላል- ሲቭል ማሕበረሰብ ምዕራብ ትግራይ ኣብ ህልዊ ኵነታት ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ ። ሕብረት ኣውሮጳ፡ ኤርትራ ንመትከላት ሰብኣዊ መሰላት ከተኽብር ብምጽዋዕ ብሓንሳብ ንምስራሕ ዘለዎ ድሉውነት ኣፍሊጡ። ንኹነታት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ንምምርማር ዝቖመ ኮሚሽን፡ ምርመራ ኣብ ኢትዮጵያ ክጠብቕ ጸዊዑ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ካልእ ዘዛንዩ ትሕዝቶን ቀሪብና ኣለና ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብ ኣውስትራሊያ ንፍልስጢኤማውያንን ንእስራኤላውያንን ዝድግፍ ሰልፍታት ተኻይዱ። ** ሓይልታት እስራኤል ኣብ ጋዛ ናይ ምድሪ ወተሃደራዊ ስርሒታት የስፍሑ ኣለዉ ** ብክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዝተኸልከለ ኣኼባ ህወሓት ንካልእ መዓልቲ ተናዊሑ። **ኬንያ ኩሎም ኣፍሪቃውያን ብዘይ ቪዛ ናብታ ሃገር ክኣትዉ ከምዝኽእሉ ኣፍሊጣ
    45 min
  • ብክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዝተኸልከለ ኣኼባ ህወሓት ንካልእ መዓልቲ ተናዊሑ።
    ሉኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ ኣሎ ኣርእስታት: ብመንግስቲ ክልል ትግራይ ዝተኸልከለ ኣኼባ ህወሓት ንካልእ መዓልቲ ተናዊሑ። ኣንጻር መንግስቲ ኤርትራ ዝቃለስ"ብርጌድ ንሓመዱ " ምንቅስቓሳቱ ኣብ ዓዲግራት ከም ዝጀመረ ገሊጹ። ፅላል- ሲቭል ማሕበረሰብ ምዕራብ ትግራይ ኣብ ህልዊ ኵነታት ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ ። ሕብረት ኣውሮጳ፡ ኤርትራ ንመትከላት ሰብኣዊ መሰላት ከተኽብር ብምጽዋዕ ብሓንሳብ ንምስራሕ ዘለዎ ድሉውነት ኣፍሊጡ። ንኹነታት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ንምምርማር ዝቖመ ኮሚሽን፡ ምርመራ ኣብ ኢትዮጵያ ክጠብቕ ጸዊዑ።
    8 min
  • "ብዛዕባ'ዚ ከይትጽሕፍ እናተበሃልኩ ብዙሕ ኣሕሊፈ፡ እንተኾነ ምጽሓፍ ክገድፎ ኣይክእልን'የ" ዕላል ምስ ደራሲ "ሰነድ ሰማንያ" በረኸት ምስግና
    ጸሓፊ ናይ ረዲዮ ድራማታት፡ ፊልምን መጽሓፍትን ጋዜጠኛ በረኸት ምስግና ኣብዚ ዓመት፡ ካልኣይቲ መጽሓፉ "ሰነድ ሰማንያ" ኣሕቲሙ ንነበብቲ ዘርግሒዋ ይርከብ። ብዛዕባ መጽሓፉ ካብቲ ብስደት ዝነብረሉ ኣንጎላ ምስ ደራሲ መጽሓፍ "From Asmara to the Yara" ኢብራሂም ሓጅን ጋዜጠኛ በየነ ሰመረ ዝገበሮ ዕላል።
    42 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ጥቅምቲ 2023)
    ሓሙስ 26 ጥቅምቲ 2023 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዋንነት ቀይሕ ባሕሪ ክህልዋ ግድን ከምዝኾነ ዝሃቦ መግለጺ ስዒቡ፡ ኢትዮጵያዊያንን ኤርትራዊያንን ቀዳማይ ኣጀንዳኦም ኮይኑ ይዘራረብሉ ኣለዉ። እዚ ጉዳይ ኣብዚ እዋን ምልዓሉን ክመጽእን ክምዕብልን ዝኽእልን ኩነታት ብዝምልከትን ካብ መሪሕነት ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ ዝኾነ ቺፍ ፓውሎ ኣንቶንዮ ትንታነ ሂቡ ኣሎ። ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ከነቕርቦ ኢና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ኣርእስታቶም፡ ኣሜሪካ 'ምሉእ ትግባረ ስምምዕ ፕሪቶርያ ዕቱብ ምክትታል ከም ዘድልዮ ገሊፃ። ልኡኽ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ተመያይጡ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ስምምዕ ፕሪቶርያ ብምሉእ ብዘይምፍጻሙ ንመንግስቲ ፌደራል ነቒፉ። ኣብ ግብጺ ካይሮ ካብ ክሳብ ሰኑይ ጀሚሩ ንኽልተ መዓልታት ዝተኻየደ ድርድር ብዛዕባ ግድብ ህዳሴ፡ ገለ ምዕባለን ምርድዳእን ከምዘርኣየ ተገሊጹ። መራሕቲ ኣምሓራን ኦሮምያን ኣብ ባህርዳር ተመያዪጦም። ኤርትራ ንፉዓት ተምሃሮ ሸሊማ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ ; ካልእ ትሕዝቶታትውን ኣለና ምሳና ጽንሑ። ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኣውስትራልያ ፡ እቲ ኣብ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ጋዛ እተፈጸመ ደብዳብ ፡ ንኣህጉራዊ ሰብኣዊ ሕጊ ዝጥሕስዩ ኢሉ ። ** ናይ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ ሰልፊ ሪፓብሊካዊያን ፡ ንማይክ ጆንሰን ንቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ንኺመርሕ ሓጸይዎ ። ** ኣብ ግብጺ ካይሮ ካብ ክሳብ ሰኑይ ጀሚሩ ንኽልተ መዓልታት ዝተኻየደ ድርድር ብዛዕባ ግድብ ህዳሴ፡ ገለ ምዕባለን ምርድዳእን ከምዘርኣየ ተገሊጹ።
    55 min
  • ኣባል ባይቶ ኢውሮፓዊ ሕብረት ካትሪን ላንገንሲፐን፡ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ምስ ዝግደሱ ኤርትራውያን ዝርርብ ከም ዘካየደት ተገሊጹ።
    ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ኣርእስታቶም፡ ኣሜሪካ 'ምሉእ ትግባረ ስምምዕ ፕሪቶርያ ዕቱብ ምክትታል ከም ዘድልዮ ገሊፃ። ልኡኽ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ተመያይጡ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ስምምዕ ፕሪቶርያ ብምሉእ ብዘይምፍጻሙ ንመንግስቲ ፌደራል ነቒፉ። ኣብ ግብጺ ካይሮ ካብ ክሳብ ሰኑይ ጀሚሩ ንኽልተ መዓልታት ዝተኻየደ ድርድር ብዛዕባ ግድብ ህዳሴ፡ ገለ ምዕባለን ምርድዳእን ከምዘርኣየ ተገሊጹ። መራሕቲ ኣምሓራን ኦሮምያን ኣብ ባህርዳር ተመያዪጦም። ኤርትራ ንፉዓት ተምሃሮ ሸሊማ ኣባል ባይቶ ኢውሮፓዊ ሕብረት ካትሪን ላንገንሲፐን፡ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ምስ ዝግደሱ ኤርትራውያን ዝርርብ ከም ዘካየደት ተገሊጹ።
    10 min
  • ማሕበረሰብ ኣዕራብን ኣመንቲ ምስልምናን ብሰንኪ ግጭት ፍልስጢኤም ድምጾም ንዓበይቲ ሰልፍታት ክኸልኡ ምዃኖም የፍልጡ።
    ሰልፊ ለበር ፡ ኣብ ግጭት ማእከላይ ምብራቕ ናብ ሓደ ወገን ኣዳልዪ ብምባል ካብ ኣባላት ማሕበረ ሰብ ዓረብን እስልምናን ነቐፌታን ኣብዝመጽእ ድምጾም ክኸልእዎን ምዃኖም የፈራርሑ ኣለዉ ። ምስ ፍልስጤማውያን ዝደናገጹ ገለ ኣባላት ማሕበረሰብ'ውን ዳግማይ ንሰልፊ ለበር ድምጺ ከም ዘይህቡ ይዛረቡ ።
    6 min
  • #22 Formal and informal ways to invite people | Diwali celebration - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ኣብ ኤስ ቢ ኤስ፥ ብወግዓውን ብዘይ ወግዓውን ንሰባት ምዕዳም | Diwali celebration
    Learn formal and informal ways to invite someone to a celebration. Plus, find out how to celebrate Diwali festival. - ትምህርቲ ብዛዕባ ወግዓውን ብዘይ ወግዓውን ንሰባት ኣብ በዓላት ምዕዳም፡ ብተወሳኺ ፈስቲቫል ድዋል ከመይ ከም ዝበዓል ምፍላጥ። Learn formal and informal ways to invite someone to a celebration. Plus, find out how to celebrate Diwali festival.
    15 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ጥቅምቲ 2023)
    ኣውስትራልያ ኣባላት ምክልኻል ሰራዊታን ክልተ ተወሰኽቲ ናይ ሮያል ሓይሊ ኣየር ኣውስትራሊያ (R-A-F) ነፈርቲ ናብ ማእከላይ ምብራቕ ትልእኽ። ዉድብ ጥዕና ዓለም ብሰንኪ ናይ ጸጥታ ውሕስነት ን ኣብ ሰሜናዊ ጋዛ ናብ ዝርከባ ዓበይቲ ሆስፒታላት ነዳድን ናይ ህይወት ኣድሕን ሓገዝ ከቕርብ ከም ዘይከኣለ ገሊጹ ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ነበር ዓብደላ ሓምዶክ ፡ ነቲ ኣብታ ሃገር ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ዘላቒ ፍታሕ ምእንቲ ክረክብ ፡ ኣብ መንጎ ሱዳናውያን ሓድነት ክህሉ ጸዊዑ ።
    6 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,876 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners