SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • "በዚ ኩነታት ድሮ ስራሕ ዝሰኣኑ ኣለዉና፡ እንተ ቐጺሉ ዝያዳ ኩሉ ንህሰ ንሕና ኢና።" ኤርትራዊያን ነበርቲ እስራኤል
    ብ 7 ጥቅምቲ 2023 ሓምስ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ድሕሪ ምፍናው፡ ግጭት እስራኤል ፍልስጢኤም ናብ ዝኸፍአ ኩነታት ኣምሪሑ ኣሎ። ኣብ እስራኤል ካብ ዝነብሩ ኣስታት 30,000 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት እቶም ኣስታት 17,000 ዝኾኑ ኤርትራዊያን እዮም። እዚ ኩነታት ብኸመይ ይጸልዎም ከም ዘሎን ዝወስድዎ ስጉምቲ እንተሎን ኩነታቶም ገሊጾምልና ኣለዉ።
    19 min
  • ኤርትራ መልሲ ክትህብ ዘገደደ መደረ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ
    ንሎሚ 17 ጥቅምቲ 2023 ዝተዳለዉ ዜናታት ኣርእስታት፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ብዛዕባ ሕቶ ቀይሕ ባሕሪ ድሕሪ ዝገበሮ መደረ ኤርትራ መልሲ ሂባትሉ፡ ድሕሪ እቲ ኣብ እስራኤል ብወታሃደራት ሓማስ እተፈነወ መጥቃዕቲ ንሰሙን ዝኣክል ኣብ ጋዛ ዝተኻየደ ደብዳብ ነፈርቲ ፡ ልዕሊ 2800 ሰባት ተቐቲሎም ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዘሎ ሕጽረት መግቢ ንምምካት ዝውዕል ናይ 500 ሚሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ተሓቲቱ።
    8 min
  • ጉዳፍ ጸጋይን ትዕግስት ኣሰፋን ንስልማት ብሉጻት ኣትሌታት ዓለም 2023 ተሓጽየን፣ ደሃይ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተቐዳደምቲ ብሽግለታ ካብ ኤውሮጳ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (16/10/2023) * ኢትዮጵያውያን ትዕግስት ኣሰፋን ጉዳፍ ጸጋይን ንስልማት ብልጽቲ ኣትሌት ዓመተ 2023 ተሓጽየን፣ * ሻምፒዮን ኦሎምፒክስ 2016 ኢትዮጵያዊት ኣልማዝ ኣያና ኣብ ፍርቂ ማራቶን ደልሂ ክትዕወት’ንከላ መሰረት በለጠ ከኣ ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ብሉጽ ውልቃዊ ብምምዝጋብ ተዓዊታ፣ * ኤርትራዊ ዳዊት የማነ ብሓፈሽኡ መበል 12 ደረጃ ሒዙ ተሳትፎኡ ኣብ ፕረዚደንታዊ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ቱርኪየ ክዛዝም እንከሎ ተቐዳደምቲ ኢትዮጵያን ኤርትራን ከኣ ኣብ ቅ/ብ ጂሮ ደል በነቶ ዝነኣድ ምንቅስቓስ ኣርእዮም፣ * ትዕግስት ኣሰፋ ዝሓለፈ እዋን ሓድሽ ክብረወሰን ማራቶን ደቀንስትዮ ኣመዝጊባ ናብ ዓዳ ኣብ ዝተመልሰትሉ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ፣ ሳእኒ ዝተወዳደረትሉ ግን መዛረቢ ኣርእስቲ ኮይኑ፣
    13 min
  • ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ጥቅምቲ 2023)
    ናይ ሎሚ ሰኑይ 16 ጥቅምቲ 2023 ምሉእ ትሕዝቶ፡ ኣውስትራሊያውያን ነቲ ድምጺ ደቀባት ምእንቲ ክቐውም ሕገ መንግስቶም ክቕየር ዝቐረበሎም እማመ በቲ ኣብ ረፈረንደም ዝሃብዎ ድምጺ ነጺጎሞ። ብዘይካ ACT ሽዱሽቲአን ግዝኣታትን ኖርዘርን ተሪቶሪ ኣብቲ ረፈረንደም ኣይፋል ኣድሚጾም። ነዚ ኣመልኪቱ ዝተዳለወ ትሕዝቶ ኣለና። ቆልዑ ብዝተፈላለዩ ምኽንያት'ዮም ናብ መናበይቲ ዝውሰዱ። ን ኣብነት ኣብ ስድራ ዝፍጠር ግጭት ወይ'ውን ንንውሕ ዝበለ እዋን ቆልዑ ኣብ ገዛኦም ዓመጽ ምስዝፍጸሞም እዩ። ስድራኦም ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ከዕብይዎም ዘይከኣሉ ቆልዑ ንምእላይ ካብ ዝተፈላለየ ድሕረ ባይታ ዘለዎም ሰባት ነዞም ቆልዑ ንኽኣልዩ ጠለብ ይበዝሕ ኣሎ። ትንታነ ዜና ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን’ውን ኣካል ናይዚ መደብ ትህዝቶና እዩ። ኣርእስታት ዜና፥ ** ብዙሓት ቀዳሞት ህዝቢታት ኣውስትራሊያዊያን ውጽኢት ረፈረንደም ንምሕዛን "ሰሙን ስቕታ" ይገብሩ ኣለዉ። ** ሰራዊት እስራኤል መጥቃዕትታቶም ብመሬት ንምስፋሕ ወጢኖም ከም ዘለዉ ዝገልጽ መግለጺ ድሕሪ ምውጽኡ ፡ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ፍልስጤማውያን ካብ ጋዛ ይሃድሙ ኣለዉ ። ** ብሄራዊ ሓዘን ትግራይ ሎሚ ሰኑይ ክዛዘም እዩ።
    20 min
  • ብምኽንያት ብሞት ዝዓረፉ ኣባላት ሓይልታት ትግራይ ወግዓዊ ብሄራዊ ሓዘን ኣብ ትግራይን ኣብ መላእ ዓለም ብዘለዉ ተጋሩን ተገይሩ።
    ብሄራዊ መዓልታት ሓዘን ን ሰለስተ መዓልታት ዝተገብረ ኮይኑ፡ ኩለን ኣብያተ ክርስቲያናት መቐለ ካብ ወጋሕታ ጀሚረን ንሰማእታት ዝኸውን ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓት ብምክያድ፡ ሓዘንተኛታት ስድራ ተኣኪቦም ሓዘኖም ገሊጾም። ኣብ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ'ውን ኣብዚ ዝኽሪ ብዝተፈላለዩ መገዲ ተሳቲፎም ውዒሎም።
    5 min
  • ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ጥቅምቲ 2023)
    ን ሎሚ ሓሙስ 12 ጥቅምቲ 2023 ዝተዳልዉ ትሕዝቶታት ፡ ኣውስትራሊያዊያን ጽባሕ ቀዳም 14 ጥቅምቲ ናይ ደቀባት ድምጺ ኣብ ፓርላም ዘግብር ኣብ ሕገ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ንኽሰፍር እወ ወይ ኣይፋልን ኢሎም ከድምጹ ክውዕሉ እዮን፡ ነዚ ዘብርህ ሓደ ትሕዝቶ ከነቕርብ ኢና። ሓማስ ካብ ጋዛ ተበጊሱ ኣብ እስራኤል መጥቃዕቲ ድሕሪ ምፍጻሙ ኣብ መንጎ እስራኤልን ዕጡቕ ሓማስን ዝምዕብል ዘሎ ግጭት ናይ ዝሓለፉ መዓልታት ዝጠመተ ሓደ ትሕዝቶ’ውን ኣለና። ብምኽንያት ቅነ ኣፍልጦ ጥዕና ኣእምሮ ምስ ዶ/ር መሓመድ ብርሃን ዓሊ ከሊል፡ ብዛዕባ ጥዕና ኣእምሮ ኣፍልጦና ንምዕባይ፡ ብኣጋ ስጉምቲ ንምውሳድን ምሳና ዝርርብ ገይሩ ነይሩ፡ ሎሚ ናባኹም ከነብሎ ኢና ። ኣብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥ ማእለያ ዘይብሉ ዝጓሓፍ ክዳውንቲ ኣብ ጥቕሚ ንምውዓል ዝውሰድ ስጉምቲ፡ ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ እዩ ክቐርብ፡ ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ብምኽንያት ሕጽረት ነዳዲ እቲ እንኮ መመንጨዊ ሓይሊ ኤለክትሪክ ጋዛ ደው ብምባሉ እቲ ዞባ ኣብ ዓቢ ቅልውላው ክኣቱዩ ክብሉ ሰብ መዚ ጋዛ ኣጠንቂቖም። ** ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ኣብቲ ምስ ሩስያ እተካይዶ ውግእ ኣድላዪ ክሳዕ ዝዀነ ንዩክረይን ከም እትድግፍ ገሊጻ ። ** ጋንታ ኤርትራ ኣብ ውድድር 'ሮቦቲክስ ዓለም' ወርቂ መዳልያ ተዓዊታ።
    57 min
  • ማእለያ ዘይብሉ ዝጓሓፍ ክዳውንቲ ኣብ ጥቕሚ ንምውዓል ዝውሰድ ስጉምቲ፡
    ኣውስትራሊያውያን ኣብ ዓመት ልዕሊ 200,000 ቶን ዝኸውን ክዳን ናብ ጓሓፍ ከምዝድርብዩ ትፈልጡ ዶ? እዚ ብገምጋም ኣብ ነፍሲ ወከፍ 10 ኪሎግራም ክዳን እዩ ። ይኹን እምበር ፡ ነቲ ዘይተደልየ ኽዳውንትና እንደገና ኣብ ጥቕሚ ንኽውዕል ወይ ኽንውፍዮ እንተ መሪጽና ፡ ነቲ ኣብ ኣውስትራልያ ዘሎ ናይ ዓለባ ጸገም ጓሓፍ ኣብ ምቅላስ ክንሕግዝ ንኽእል ኢና ።
    10 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,876 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners