SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ምጉዳል ብከላ ኣብ ኣውስትራሊያ
    ዓለምና ብሰንኪ ክሊማዊ ለውጢ ዝመጽእ ዘሎ ሳዕቤን ኣብ ኣዝዩ ሻቕሎት ትርከብ ፣ ምልውዋጥ ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ምቘትን ኵነታት ኣየርን እናገደደ ይኸይድ ኣሎ ። ንምዕባለ ዘመናዊ ዓለምና ክበሃል ምንዳድ ከም ከሰል ፡ ነዳድን ጋዝን ዝኣመሰሉ ዝግበር ዝነበረ ንጥፈታት ደቂ ሰብ ፡ ቀንዲ መራሒ ለውጢ ክሊማ እዩ ነይሩ ። ነቲ ምንዳድን ንዕ ኡ ስዒቡ ዝትፋእ ትኪ ካርቦን ምንካይ ፡ ንሳዕቤን ለውጢ ክሊማ ንምጕዳል ፡ ከምኡውን ነቲ ዝያዳ ተሓዳሲ ጸዓት ንምጥቃም ኣገዳሲ ስጕምቲ እዩ ። ኣውስትራሊያ ናይ ንነዊኅ እዋን ምትፋእ ካርቦን ካብ ምቅጻል ነዳዲ ናይ ምጉዳል ውጥን ከምዘለዋን ነዚ ክትበጽሖ ከምትፍትን ምፍላጥ ንኹሉ ሰብ ማለት ካብ ውልቀ-ሰባት ክሳብ ቤተሰብን ቢዝነስን ሓይሊ ከምዝረክብን ዓለማዊ ዋዒን ክሊማዊ ለውጥን ንምግታእን ትሰርሕ ።
    10 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ጥቅምቲ 2023)
    ንሎሚ 24 ጥቅምቲ 2023 ዝተዳለወ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ዜና፡ ማይክሮሶፍት ኣብ ኣውስትራሊያ ስርሑ ንምስፍሕፋሕ $5 ቢሊዮን ዶላር ከውፍር እዩ ። ኣህጉራዊ ኮሚተ ቀይሕ መስቀል ፡ ሓማስ ሒዝዎም ካብ ዘለዉ ተወሰኽቲ ክልተ ነጻ ኮይነን ናብ ግብጺ ክውሰዳ ከም ዝሓገዘ ገሊጹ ።
    4 min
  • "እዚ ብዛዕባ ቀይሕ ባሕሪ ንሰምዖ ዘለና መግለጺ በይኑ ቀ/ሚ ኣብይ ዘመንጨዎ ኣይኮነን።" ቺፍ ፓውሎ ኣንቶንዮ
    ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዋንነት ቀይሕ ባሕሪ ክህልዋ ግድን ከምዝኾነ ዝሃቦ መግለጺ ስዒቡ፡ ኢትዮጵያዊያንን ኤርትራዊያንን ቀዳማይ ኣጀንዳኦም ኮይኑ ይዘራረብሉ ኣለዉ። እዚ ጉዳይ ኣብዚ ምልዓሉን ክመጽእን ክምዕብልን ዝኽእልን ኩነታት ብዝምልከትን ካብ መሪሕነት ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ ዝኾነ ቺፍ ፓውሎ ኣንቶንዮ ትንታነ ሂቡ ኣሎ።
    20 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ጥቅምቲ 2023)
    ናይ ሰኑይ 23 ጥቅምቲ 2023 ዝተቐረቡ ናይ ሓደ ሰዓት ትሕዝቶ፡ ሎሚ ሰኑይ ብምዃኑ ዘዛንዩ ዜማታት ዝቐርበሉ ዕለትዩ፡ ብዘይክኡ ዜና፡ ጸብጻብ ልኡኽናን መደብ ስፖርትን ካልእ ትሕዝቶን ክቐርቡ እዮም፡ ልኡኽልና ዝሰደደልና ኣርእስታት ጸብጻብ፥ 24 ሰዓት ክሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዘተኣማምን ብቕዓት ዘሐሉ ዓቕሚ ምፍጣሩ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ገሊጹ ፖለቲካዊ ውድብ ሃገራዊ ጉባኤ ዓፋር ኤርትራ ግዝኣታዊ መሰል ዓፋር ኤርትራ ክሕሎ ፀዊዑ። ሓደ በዓል ሃፍቲ ትግራዋይ በዓል ሃብቲ ኣብ ሸውዓተ ዞባታት ትግራይ 7 ኣብያተ ትምህርቲ ንምህናፅ ስምምዕነት ሰነድ ተፈሪሙ። ልዕሊ 30 ሽሕ ህፃናት ትግራይ ካብ ስድርኦም ተፈልዮም ኣብ ፀገም ከም ዝርከቡ ተገሊጹ። ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ወርሒ መስከረም ሃገራዊ መጠን ዝቕባበ ዋጋ 28.3 ሚእታዊት ምዃኑ ተገሊጹ። ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብ ጥቓ እቲ ሰብኣዊ ረዲኤት ዝጸዓነ ቃፍላይ ኣብ መንጎ ግብጽን ጋዛን ዘሎ መመሓላለፊ ኣብ ራፋ ተዂሲ ድሕሪ ምስማዑ እቲ ዝጓዓዝ ዝነበረ ረዲኤት ደው ኢሉ። ** ልዕሊ 1,000 ስደተኛታት ካብ ኣፍሪቃ ሓደገኛ ጕዕዞ ድሕሪ ምግባሮም ፡ ኣብ ሓንቲ መዓልቲ ብቀዳም ኣብ ደሴታት ካናሪ ስጳኛ በጺሖም ። ** ፖለቲካዊ ውድብ ሃገራዊ ጉባኤ ዓፋር ኤርትራ ግዝኣታዊ መሰል ዓፋር ኤርትራ ክሕሎ ፀዊዑ።
    48 min
  • ቦቢ ቻርልተን ዓሪፉ ማንቸስተር ዩናይትድ ዓወት ብምምዝጋብ ኣፋንያቶ፣ ኢትዮጵያውያን ኣብ ጉያ እግሪ መሮር 1-2 ተመራሪሐን ተዓዊተን፣ ኤርትራዊ ብደቂተባዕትዮ ካልኣይ ወጺኡ፣
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (23/10/2023) * ኢትዮጵያውያን ሊኪና ኣመባውን ለምለም ንብረትን ኣብ ጉያ እግሪ መሮር ኣብ ስፐይን ክዕወታ`ንከለዋ ኤርትራዊ መርሃዊ መብራህቱ ብደቂተባዕትዮ ካልኣይ ወጺኡ፣ * ኣብ መጻረዪ ግጥም ንኦሎምፒክስ ፓሪስ 2024 ምስ ናይጀርያ ትገጥም ሕርይቲ ጋንታ ኢትዮጵያ ዝርዝር ኣስማት ተጻወታ ዘርጊሓ፣ * ቀይሕ ካርድታትን ጌጋታት ሓለውቲ ልዳትን ኣብ ዝዓብለልዎም ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ናይ`ዚ ሰሙን ሊቨርፑልን ማንቸስተር ሲቲን ዓወት ከመዝግባ`ንከለዋ ኣርሰናልን ቸልስን ማዕረ ወጺኤን፣ ዜና ዕረፍቲ ወዲ 86 ገዲም ተጻወታያ ቦቢ ቻርልተን ዝሰምዐት ማንቸስተር ዩናይትድ ከኣ ብዓወት ኣብ ልዕሊ ሸፊልድ ዩናይትድ መፋነዊ ገይራትሉ፣ * ኩነታት ፍልስጤምን እስራኤልን ኣብ ስፖርት ዓለም ዝፈጠሮ ስክፍታታትን ምስሕሓባትን ብኸመይ ይተሓዝ ኣሎ፣
    12 min
  • 24 ሰዓት ክሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዘተኣማምን ብቕዓት ዘሐሉ ዓቕሚ ምፍጣጡ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ገሊጹ።
    ፖለቲካዊ ውድብ ሃገራዊ ጉባኤ ዓፋር ኤርትራ ግዝኣታዊ መሰል ዓፋር ኤርትራ ክሕሎ ፀዊዑ። ሓደ በዓል ሃፍቲ ትግራዋይ በዓል ሃብቲ ኣብ ሸውዓተ ዞባታት ትግራይ 7 ኣብያተ ትምህርቲ ንምህናፅ ስምምዕነት ሰነድ ተፈሪሙ። ልዕሊ 30 ሽሕ ህፃናት ትግራይ ካብ ስድርኦም ተፈልዮም ኣብ ፀገም ከም ዝርከቡ ተገሊጹ። ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ወርሒ መስከረም ሃገራዊ መጠን ዝቕባበ ዋጋ 28.3 ሚእታዊት ምዃኑ ተገሊጹ።
    8 min
  • ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ጥቅምቲ 2023)
    ሓሙስ 19 ጥቅምቲ 2023 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ኣብ እስራኤል ካብ ዝነብሩ ኣስታት ኤርትራዊያን እዚ ኩነታት ብኸመይ ይጸልዎም ከም ዘሎን ዝወስድዎ ስጉምቲ እንተሎን ኩነታቶም ገሊጾምልና ኣለዉ።። ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ክቐርብ እዩ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ዝሓዘ እዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ርእሰ ከተማ ቻይና ቤጂንግ ዝካየድ ዘሎ 3ይ ዋዕላ ተበግሶ ቅናትን መንገድን መደረ ኣስሚዑ። ኣብ ትግራይ በቢ ሰላሳ ዓመቱ ዘጋጥም ኲናት ንምእላይ ጻዕርታት ከም ዝግበር ፕሬዝደንት ትግራይ ጌታቸው ረዳ ተዛሪቡ። ኢጋድ ኣብ ሓለዋ ስደተኛታት ዝጥምት መድረኽ ኣብ ኣዲስ ኣሳሊጡ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥ ምምሃር መሳርሒ ሙዚቃ ዝብል ኣርእስትን ኣብ መወዳእታ ድማ ቀንዲ ዜናታት ናይዚ ሰሙን ቀሪብና ኣለና። ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ሓይልታት ምክልኻል እስራኤል ((IDF)) ንጋዛ ዓለምለኸ ሰብኣዊ ሓገዝ "ኣድላዪ እንተኾይኑ" ክወሃብ እዩ ኢሎም። ** ናይ ቻይና ፕሬዝዳንት ሺ ጂንፒንግ ናይ ቅናትን መገዲን ተበግሶኡ ኣብ መንጎ ዓለምለኸ ሓይልታት ዝለዓለ ቁጠባዊ ምትእስሳር ክረአ እምበር ከም ስግኣት ገይርካ ክርአ የብሉን ኢሉ ። ** ምሁራት ኢትዮጵያ ሃገሮም ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ንእትገብሮ ምንቅስቓስ ንምዕዋት ከም ዝሰርሑ ገሊጾም።
    1 hr
  • ምሁራት ኢትዮጵያ ሃገሮም ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ንእትገብሮ ምንቅስቓስ ንምዕዋት ከም ዝሰርሑ ገሊጾም።
    ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ርእሰ ከተማ ቻይና ቤጂንግ ዝካየድ ዘሎ 3ይ ዋዕላ ተበግሶ ቅናትን መንገድን መደረ ኣስሚዑ። ኣብ ትግራይ በቢ ሰላሳ ዓመቱ ዘጋጥም ኲናት ንምእላይ ጻዕርታት ከም ዝግበር ፕሬዝደንት ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ተዛሪቡ። ኢጋድ ኣብ ሓለዋ ስደተኛታት ዝጥምት መድረኽ ኣብ ኣዲስ ኣሳሊጡ።
    11 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ጥቅምቲ 2023)
    ናይ ሎሚ 18 ጥቅምቲ 2023 ዝተዳለዉ ዜናታት; ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ ኤርትራ ንዓመታት ወተሃደራዊ ስልጠና ክወስዱ ዝጸንሑ ኣባላት ሰራዊት ሶማልያ ብሰኑይ 16 ጥቅምቲ ናብ ሞቓድሾ ኣትዮም። ሰበ-ስልጣን ጥዕና ፍልስጤም ኣብ ናይ ጋዛ ሆስፒታል ፡ ብዝተፈጸመ ደብዳብ ብኣማእታት ዝቝጸሩ ሰባት ከም እተቐትሉ ገሊጾም ። ፕረዚደንት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ጆ ባይደን ሎሚ [18 ጥቅምቲ] ናብ እስራኤል ክኸይድ እዩ ።
    6 min
  • ምምሃር መሳርሒ ሙዚቃ
    ኣብ ገዛኹም ፡ ዕሽሽ እተባህለ መሳርሒት ሙዚቃ ኣለኩም'ዶ ? ምናልባት ውሉድኩም ካብ ትምህርቲ ሙዚቃ ማእለያ ዘይብሉ ረብሓታት ክረክብ ትደልዩ ትኾኑ ። ወይ'ውን ኣብ ሓደ ጕጅለ ሙዚቃ ኮይኑ ክጻወት ሃረር ትብሉ ትኾኑ። እቲ ምኽንያት ብዘየገድስ ፡ መሳርሒ ምጽዋት ባህ ዘብል ጥራይ ዘይኰነስ ፡ ማሕበራዊ ተመክሮ እውን እዩ ፣ ኣብ ከባቢኻ እውን ኣጋጣሚታት ዝፈጥር ጉዕዞ እዩ ።
    9 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,876 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners