SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ሞሮካዊት ኣብ ዋንጫ ዓለም ደቀንስትዮ ታሪኽ ሰሪሓ፣ 'ሽቶ ኣመዝጊበ ብታሕጓስ ማልያይ ምስ ኣውጻእኩዎ ኣቦይ ኣይተሓጎሰን' ናይጀርያዊት ኣጥቃዒት ኦሾላ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (31/07/2023) * ኣብ ቱርኪ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ካልኣይ ወጺኡ፣ * ኣብ ዝተፈላለዩ ቅድድማት ብሽግለታ ኤውሮጳ ኢትዮጵያዊ ወላይ ሓጎስ በርሀ ንኡድ ምንቅስቓስ ኣርእዩ፣ * ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ወዲቑ ግን ኣብ ጽቡቕ ኩነታት ኣሎ ክትብል ጋንትኡ ሓቢራ፣ * ኣብ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ሻምፒዮና ሴካፋ ት18 መንእሰያት ደቀንስትዮ ኢትዮጵያ ብኡጋንዳን ታንዛንያን ተሳዒራ፣ * ኣብ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ 2023 ሓንቲ ካብ ኣዳለውቲ ዝኾነት ኒውዚላንድ ኣብ ምድባዊ ግጥማት ተገሊፋ፣ * ሞሮካዊት ተጻዋቲት ኣብ ታሪኽ ዋንጫ ዓለም ንፈለማ ግዜ ሒጃብ ተኸዲና ዝተጻወተት ኮይና፣ * ኣውስትራልያዊት ኮኾብ ሳም ከር ኣብ ወሳኒ ግጥም ኣንጻር ካናዳ ክትሳተፍ ምዃና ተፈሊጡ፣
    11 min
  • ዩክሬን ኣብ ርእሰ ከተማ ራሻ ኣብ ሞስኮ መጥቃዕቲ ድሮን ተካይድ ኣላ።
    ዩክረይን ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ ልዕሊ ሞስኮ ሳልሳይ ሳዕ መጥቃዕቲ ድሮን ኣካይዳ ኣላ ፣ በዚ መጥቃዕቲ ህንጻታት ዓንዩን ሓደ ሰብ ተጎዲኡን ኣሎ ። ናይ ዩክረይን ፕረዚደንት ቮሎዲሚር ዘለንስኪ እቲ ውግእ ናብ ሩስያ ይምለስ ከም ዘሎ ገሊጹ ። እዚ ዝመጻሉ ዘሎ ስዑዲ ዓረብ ነቲ ናይ 10 ነጥቢ ስምምዕ ሰላም ንምትግባር ኣብ መጀመርያ ወርሒ ነሓሰ ብዩክረይን ዝተወደበ ዋዕላ ሰላም ከተአንግድ ምዃና ኣብ ዝተረጋገጸሉ እዩ ።
    5 min
  • #42 Let’s talk about thrifting & fashion (Adv) - ምስ ኤስ ቢ ኤስ ቋንቋ እንግልዝኛ ንመሃር፡ ብዛዕባ ክዳውንትን ፋሽንን ንዛረብ
    Learn how to talk about thrifting and sustainable fashion. Plus find out how you can upcycle your old clothes and items for free. - ብዛዕባ እንዳ ክዳውንትን ፋሽንን ንዘራረብ። ብተወሳኺ ዘለኩም ናይ ቀደም ክዳውንቲ ዳግማይ ብኸመይ ትጥቀምሉን ዘይትጥቀምሉ ነገራት ብኸመይ ብነጻ ንኻልእ ትህቡ።
    15 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (30 ሓምለ 2023)
    ናይ ሎሚ 30 ሓምለ 2023 ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ኣርእስታቶም፡ ኬንያዊያን ተቓወምቲ ምስ መንግስቲ ተሰማሚዖም ወተሃደራዊ መራሕቲ ነቲ ብዲሞክራስያዊ መገዲ ዝተመርጸ ፕረዚደንት መሓመድ ባዙም [ባህ-ዞም] ድሕሪ ምዕላዎም ፡ ሕብረት ኤውሮጳ ነቲ ን ኒጀር ዝወሃብ ዝነበረ ገንዘባዊ ሓገዝ ኣቛሪጽዎ ። “ ኲናት ሩስያ-ዩክረይን ዝበሃል የለን እዚ፡ ብኔቶ ኣብ ልዕሊ ሩስያ ዝተኣወጀ ኲናት እዩ፡” ፕ/ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡
    5 min
  • ንኣውስትራልያውያን ዘሰንበደ ዓወት ናይጀርያውያን ኣብ ኣውስትራልያ ብዙሕ ሕቶታት የልዕል
    ካልኣይ ዙርያ ምድባዊ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ደቀንስትዮ 2023 ኣብ ዝተኻየደሉ ክልቲኤን ብሓባር ነቲ ውራይ ዘአንግደኦ ዘለዋ ሃገራት ስዕረት ኣጋጢምወን ናይ ምሕላፍ ዕድለን ኣብ ሰንፈላል ይርከብ። ዓብላሊ ዓወት ናይጀርያ ኣብ ልዕሊ ኣውስትራልያ ግን ዝያዳ ኣዛራቢ ዝኾነን ንውሳነታት ኣሰልጣኒ ኣውስትራልያ ኣብ ምልክት ሕቶ ዘእተወን ኮይኑ'ሎ።
    9 min
  • ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 ሓምለ 2023)
    ናይ ሓሙስ 27 ሓምለ 2023 ዝተቐረቡ ናይ ሓደ ሰዓት ትሕዝቶ፡ ኣብ ዝተሰደድካሉ ሓዲሽ ሃገር ፡ ኣዕሩኽ ምጥራይ ሓደ ካብቲ ዝዓበየ ብድሆታት እዩ ። ብባህሪ ወይ ከም ልምዲ፡ ተመሳሳሊ ባህሊ ምስ ዘለዎም ሰባት ናይ ምድግጋፍ መርበብ ክንምስርት ኢና እንደሊ ። ነዚ ዝምልከት ትሕዝቶ ኣብ ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ከነቕርብ ኢና። ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ልዕሊ 50 ሽሕ ሰራዊት ትግራይ ብኽብሪ ናብ ማሕበረሰቡ ከም ዝተሰነየ ላዕለዋይ ሰብመዚ ትግራይ ገሊጾም። መራሕቲ ኣፍሪቃ ኣብ ዋዕላ ሩስያ-ኣፍሪቃ ንምስታፍ ናብ ከተማ ሰይንት ፒተርስበርግ ክኣትዉ ጀሚሮም። ኣብ ትግራይ ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ዕድመኦም ህፃናት ፣ ነፍሰፁርን ኣዴታትን ኣብ ኣዝዩ ሓደገኛ ኩነታት ከምዝርከቡ ዓለምለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ ። ዝሓለፈ ሰሙን ዝጀመርናዮ ዕላል ምስ ኣቶ ክብሮም ከበዶም ሎሚ ክንዛዝሞ ኢና። ኣርእስታት ዜና፥ ** ዓመታዊ መጠን ዝቕባበ ኣብ ናይ ርብዒ ዓመት ወርሒ ሰነ ናብ ሽድሽተ ሚእታዊ ወሪዱ ፡ ** ኣብ ህጻናት ዝርአ ቊጥዐ ኣካላትን ፡ ፣ስቲ ኣብ ግዜ ህጻንነት እናወሰኸ ዝርአ ኣዝማ ምትሕሓዝ ከምዘለዎ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ ። ** ጋንታ ማቲልዳስ ናይ ኣውስትራሊያ ኣንጻር ናይጀርያ ኣብ ብሪዝቤን ሎሚ ክትገጥም እያ ።
    53 min
  • መራሕቲ ኣፍሪቃ ኣብ ዋዕላ ሩስያ-ኣፍሪቃ ንምስታፍ ናብ ከተማ ሰይንት ፒተርስበርግ ክኣትዉ ጀሚሮም።
    ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ልዕሊ 50 ሽሕ ሰራዊት ትግራይ ብኽብሪ ናብ ማሕበረሰቡ ከም ዝተሰነየ ላዕለዋይ ሰብመዚ ትግራይ ገሊጾም። መራሕቲ ኣፍሪቃ ኣብ ዋዕላ ሩስያ-ኣፍሪቃ ንምስታፍ ናብ ከተማ ሰይንት ፒተርስበርግ ክኣትዉ ጀሚሮም። ኣብ ኣስመራ ስልጠና ሞያ ማእለማ ይወሃብ ከም ዘሎ ተገሊጹ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ድሕንነትን ኣማኻሪ ጸጥታን ክልል ኣምሓራን ካብ ስልጣኖም ከምዝለቐቑ ተገሊፁ። ኣብ ትግራይ ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ዕድመኦም ህፃናት ፣ ነፍሰፁርን ኣዴታትን ኣብ ኣዝዩ ሓደገኛ ኩነታት ከምዝርከቡ ዓለምለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ ።
    5 min
  • ዝጸሓፈቶ መጽሓፍ ብ ኣሕተምቲ ኣይብቑዑን'ዩ ዝተባህላ፡ መጽሓፋ ምስ 60 ሽሕ ዶላር ግንዖ ናይ ኣውስትራሊያ ዝለዓለ ሽልማት ተሸሊማ።
    ናይ መጀመርታ ዝጸሓፈቶ ጽሑፍ ፡ እቲ ዛንታታት ኣውስትራልያዊ ከምዘይኮነ ተነጊርዋ ነይሩ ። ሹንኩሪ ቻንድራን ኣብዚ እዋን ሕብንቲ ናይ Miles Franklin Literary Award ተሸላሚት ኮይና ኣላ ። እታ ዝጸሓፈታ ናይ ልቢ ወለድ መጽሓፋ - Chai Time at Cinnamon Gardens - - ውግእ: በሰላን ምክፍፋልን ብዝፈታተን ክትጸሮ ዝኸብድ ዛንታታትን ዝመልአት እያ ።
    7 min
  • ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ (26 ሓምለ 2023)
    ቀንዲ ነጥብታት፡ ዓመታዊ መጠን ዝቕባበ ኣብ ናይ ርብዒ ዓመት ወርሒ ሰነ ወሪዱ። ሰበ ስልጣን ቻይና ፡ ሚኒስተር ጕዳያት ወጻኢ ዝነበረ ኪን ጋንግ ካብ ስልጣኑ ኣውሪዶሞ ። ጀነራላት ሱዳን; ኬንያ ዓቃብ ሰላም ናብ ግዝኣቱ ከይትልእኽ ኣጠንቂቖም።
    4 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,876 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners