SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • #41 How to say sorry (Med) - ትምህርቲ እንግልዝኛ ምስ ኤስ ቢ ኤስ ፡ ይቕረታ ብኸመይ ከም ዝበሃል
    Learn how to apologise in informal and formal settings. Plus find out how various cultures view the act of apologising. - ኣብ ወግዓውን ዘይወግዓውን ኩነታት ብኸመይ ይቕሬታ ከም ዝሕተት ተመሃር ። ብተወሳኺ ይቕሬታ ምሕታት ብዝተፈላለዩ ባህልታት ከመይ ከም ዝርእይዎ ቀሪቡ ኣሎ።
    16 min
  • ዜና ኤስ ቢ ኤስ (19 ሓምለ 2023 )
    ናይ ሎሚ 19 ሓምለ 2023 ኤስ ቢ ኤስ ኣርእስታት ዜና፡ ፈደራል መንግስቲ ሎሚ [ን 18 ሓምለ] ኣብ ካብ ከተማታት ወጻኢ ኣብ ዝርከብ ሳበርብታት ማእከላት መጽናዕቲ ከም ዝምስረት ኣፍሊጡ ። ሩስያ ነቲ እኽሊ ዩክሬን ብጸሊም ባሕሪ ኣቢሉ ናብ ካልእ ክፋል ዓለም ክበጽሕ ዘኽእል ስምምዕ ስለዘየናውሓቶ ብመንግስታት ምዕራባውያን ተኾኒኑ። ኤርትራ፡ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ትገብሮ መጥቃዕቲ ፡ ንኣህጉራዊ ሰብኣዊ ሕጊ ዝጥህስን ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነትን ከምዝኾነ ሚኒስትሪ ገፈፍቲ ዓሳ የመን ከሲሱ ።
    7 min
  • ደማሙ ጠቐምቲዶ ጎዳእቲ፧ ምውናን ናይ ገዛ ድሙን ሓላፍነቱን።
    ደማሙ ከም ደቂ ዉሽጢ ገዛ ኣብ ጥዕና ደቂ ሰብ እተፈላለየ ጥቕምታት ይህቡ እዮም። እንተኾነ ኣብ ግዳም ዝርከቡ ፋሉላት ደማሙ ኣብ ልዕሊ መበቆላውያን እንስሳ ዘገዳም ኣዝዩ ጎዳኢ ዝኾነ ሃደንቲ እዮም ፡ እቲ ናይ ደማሙ ናይ ምዛር ባህሪ ድማ ንሓደጋ ሕማምን መጉዳእትን ይቃልዑ ፡ ንኣብነት ብ ሓደጋ መጕዓዝያን ኣብ ንሕድሕዶም ብምባኣስን ሓደጋ የጋጥሞም። ስለዚ ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ዉሽጢ ገዛ ድሙ በዓል ዋና ንምዃን እንታይ ከምዘድሊ እስከ ንርአ ፡ ድሕንነት ናይ እንስሳናን ናይ ኣውስትራሊያ ፍሉይ ዝኾነ መበቆላዊ እንስሳ ዘገዳምን ምዕቃብ ንምርግጋጽ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነሉ ምኽንያትን ኣብዚ ክንጸር እዩ ።
    11 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ሓምለ 2023)
    ናይ ሎሚ ሰኑይ 17 ሓምለ 2023 ምሉእ ትሕዝቶ፡ ኣብ ኣውስትራልያ ን ኣብ ኒው ዚላንድ ዝግበር ዋንጫ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ መዓልታት ጥራይ ተሪፍዎ ኣሎ ። ኣብ ታሪኽ 32 ዓመት ናይቲ ውድድር እዚ ኣብዚ ዓመት ዝግበር እቲ ዝዓበየ እዩ ። ጸብጻብ: ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ 9 ጳጳሳት ሸይማ። መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ትግራይ 10 ኤጲስ-ቆጶሳት ከም ዝመረፀ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ በስገዳድ ምስዋር፣ ጭካነን ኢ-ሰብኣዊ ተግባራትን ከምዝወሰኸ ተገሊፁ ኣዛዚ ፖሊስ ከተማ ደብረብርሃን ብዘይተፈለጡ ሰባት ተቐቲሉ። ኣባላት መበል 35 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ቃለ-ማሕላ ብምፍጻም ተመሪቘም። ኮርፖሬሽን ባቡር ኢትዮጵያን ብቱርኳዊ ኲባንያ ያፒ መርከዚን ተኸሲሱ። ንቀዳመሰንበት ተሓሲቡ ዝነበረ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ኣብ ብሪጣንያ ምስራዙ ደገፍን ተቓውሞን ገጢሙዎ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ካልእ ዘዛንዩ ትሕዝቶን ቀሪብና ኣለና ኣርእስታት ዜና፥ ** ሩስያ እኹል ናይ ክላስተር ቦምብ ከዚና ከምዘላን ኣድላዪ ኣብ ዝኾነሉ ከምትጥቀመሉ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ኣጠንቂቑ። ** ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ሻምፒዮን ዙር ቺንካይ ለይክ ኮይኑ ** ደገፍ ህዝቢ ንፌደራላዊ ሰልፊ ለበር ኣብ ዝተሓተ ደረጃኡ ከም ዝርከብ ተፈሊጡ፡
    44 min
  • ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ 9 ጳጳሳት: መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ትግራይ 10 ኤጲስ-ቆጶሳት ሸይሞም።
    ኣብ ኢትዮጵያ በስገዳድ ምስዋር፣ ጭካነን ኢ-ሰብኣዊ ተግባራትን ከምዝወሰኸ ተገሊፁ ኣዛዚ ፖሊስ ከተማ ደብረብርሃን ብዘይተፈለጡ ሰባት ተቐቲሉ። ኣባላት መበል 35 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ቃለ-ማሕላ ብምፍጻም ተመሪቘም። ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ 9 ጳጳሳት ሸይማ። መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ትግራይ 10 ኤጲስ-ቆጶሳት ከም ዝመረፀ ኣፍሊጡ። ኮርፖሬሽን ባቡር ኢትዮጵያን ብቱርኳዊ ኲባንያ ያፒ መርከዚን ተኸሲሱ።
    10 min
  • ኣብ ኣውስትራልያ ን ኣብ ኒው ዚላንድ ዝግበር ዋንጫ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ታሪኽ 32 ዓመት ናይቲ ውድድር እቲ ዝዓበየ ክኸውን እዩ
    ኣብ ኣውስትራልያ ን ኣብ ኒው ዚላንድ ዝግበር ዋንጫ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ መዓልታት ጥራይ ተሪፍዎ ኣሎ ። ኣብ ታሪኽ 32 ዓመት ናይቲ ውድድር እዚ ኣብዚ ዓመት ዝግበር እቲ ዝዓበየ እዩ ። ኰይኑ ግና ፡ እዚ ውድድር እዚ ፡ ምስቲ እቶም ደቂ ተባዕትዮ ዝገብርዎ ውድድር ኽነጻጸር ከሎ ፡ሎሚ'ውን ብዙሕ ፍልልይ እዩ ዘለዎ ።
    5 min
  • ሄኖክ ምሉእብርሃን ሻምፒዮን ዙር ቺንካይ ለይክ ኮይኑ፣ ኣብ መጻረዪ ንዋንጫ ዓለም 2026 ኤርትራ ሞሮኮ፣ ኢትዮጵያ ኸኣ ግብጺ ኣብ ዘለወኦ ምድብ ተመዲበን
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (17/07/2023) * ኣብ ዕጫ ምድብ ንመጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ 2026 ኤርትራን ኢትዮጵያን ምድባተን ፈሊጠን፣ * ኢትዮጵያዊት ታምራት ቶላ ኣብ ማራቶን ሲድኒ ካብ'ቶም ዝለዓሉ ተሳተፍቲ ኣትሌታት ብምዃን ኣብ ኣውስትራልያ ንፈለማ ግዜ ክወዳደር’ዩ፣ * ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ብመርበብ ሓበሬታ ኢኤስፒኤን.ኮም ዝወጸ ዝርዝር 10 ዝለዓሉ ኣጥቃዕቲ ካብ ዓለም ሻምናይ ተሰሪዑ፣ * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ሻምፒዮን ዙር ቺንካይ ለይክ ኮይኑ፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ’ቲ ንፈንጠስቲ ኣሸጋሪ ዝነበረን መውደቕቲ ዝበዝሖን ሰሙን መድረኻዊ ቅድድማቱ ብምጥንቓቕ ገና ይቕጽል ኣሎ፣ * ኢትዮጵያ መበቆላ ኣሜሪካዊት ናዮሚ ግርማ ኣብ ዋንጫ ዓለም ደቀንስትዮ ኣውስትራልያ-ኒውዚላንድ ክትሳተፍ'ያ፣
    14 min
  • ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ሓምለ 2023)
    ናይ ሎሚ 16 ሓምለ 2023 ኣርእስታት ዜና ኤስ ቢ ኤስ ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ኣብ ሆስፒታል ኣትዩ። ናብ ሊብያ ዝውሕዙ ዘለዉ ሱዳናውያን ስደተኛታት ፡ ዝያዳ ደገፍ ክግበረሎም ጸዊዖም ። ሊዮነል መሲ ምስ ኢንተር ሚያሚ ክጻወት ዉዕል ፈሪሙ ።
    5 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ሓምለ 2023)
    ሓሙስ 13 ሓምለ 2023 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ድሒሩ ኣብ’ዚ ዓመት፣ ኣውስትራልያውያን ነዚ ዝስዕብ ሕቶ 'እወ' ወይ 'ኣይፋል' ኢሎም መልሲ ክህብሉ ዝሕተትሉ ሓደ ድምጺ ህዝቢ ወይ ረፈረንደም ክሳተፉ’ዮም። ነዚ ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶ ድሕሪ ዜና ክቐርብ’ዩ። ልኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዎ፡ መራሕቲ ጎረባብቲ ሱዳን ኣብታ ሃገር ዘሎ ጸገም ጸጥታ ንምፍታሕ ግብጺ ኣትዮም። ኣብ ትግራይ ካብቲ ናይ ኢትዮጵያ ዝተፈለየ መረፃ ኤጵስ ቆጶሳት መንበረ ሰላማ ካሳቴብርሃን ክካየድ ምዃኑ ተገሊጹ። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣቦ ዘቕረቦ ዓመታዊ ገምጋም ኣብታ ሃገር ሰብኣዊ ቅልውላዋትን ዘይምርግጋእን ከም ዝቐጸለ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ጥንታዊት ከተማ ሃረር ኣባል ዓለምለኻዊ ሓድግታት ኮይና። ሓደ እስራኤላዊ ኣብ ጎንደር ተጨውዩ። ፕረዚደንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ዘለዎ ዑደት ብኬንያ ጀሚሮም። ገጣሚት ይርጋኣለም ፍስሃ ናይቲ ካብ 2001 ጀሚሩ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ክልተ ዓመት ኣብ ሙኒክ (ጀርመን) ዝወሃብ ሽልማት ጆርጅ ኤልዘር ናይ 2023 ተሸላሚት ኮይና ኣላ። ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ከነቕርቦ ኢና። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥ ናብ ኣውስትራሊያ ብትምህርቲ ንዝመጹ ዝኸውን መንበሪ።ብዝብል ኣርእስትን ካልእ ትሕዝቶታትውን ቀሪብና ኣለና ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ **ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ኣውስትራሊያ ተወሳኺ 30 ናይ ቡሽ ማስተር ድሩዓት ወተሃደራዊያን ማኪና ንዩክረይን ምልጋሳ ኣፍሊጡ ። ** ኣብ ሱዳን ብዝተወለዐ ግጭት ካብ መነባብራኦም ናይ ዝፈናቐሉ ሰባት ቁጽሪ ልዕሊ ሰለስተ ሚልዮን ከም ዝበጽሐ ተገሚቱ ። ** ሓደ እስራኤላዊ ኣብ ጎንደር ተጨውዩ። ፕረዚደንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ዘለዎ ዑደት ብኬንያ ጀሚሩ።
    57 min
  • መራሕቲ ጎረባብቲ ሱዳን ኣብታ ሃገር ዘሎ ጸገም ጸጥታ ንምፍታሕ ግብጺ ኣትዮም። (ጸብጻብ)
    ልኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዎ፡ መራሕቲ ጎረባብቲ ሱዳን ኣብታ ሃገር ዘሎ ጸገም ጸጥታ ንምፍታሕ ግብጺ ኣትዮም። ኣብ ትግራይ ካብቲ ናይ ኢትዮጵያ ዝተፈለየ መረፃ ኤጵስ ቆጶሳት መንበረ ሰላማ ካሳቴብርሃን ክካየድ ምዃኑ ተገሊጹ። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣቦ ዘቕረቦ ዓመታዊ ገምጋም ኣብታ ሃገር ሰብኣዊ ቅልውላዋትን ዘይምርግጋእን ከም ዝቐጸለ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ጥንታዊት ከተማ ሃረር ኣባል ዓለምለኻዊ ሓድግታት ኮይና። ሓደ እስራኤላዊ ኣብ ጎንደር ተጨውዩ። ፕረዚደንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ዘለዎ ዑደት ብኬንያ ጀሚሮም።
    8 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,873 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners