SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ሓደ ቤት ፍርዲ ጀርመን ኣብ ልዕሊ ክልተ ትሕቲ ዕድመ ደቂ ኣንስትዮ መጥቃዕቲ ዝፈጸመ ኤርትራዊ ንሕልፈት ፈሪዱ።
    ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ፕረዝደንት ግ/ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ትካል መግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጲያ ከም ዝዘተዩ ተገሊጹ። ጉጅለ ልኡኽ ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን ኣብ ትግራይ ዑደት የካይድ ኣሎ። ውዳበ መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ሳልሳይ ዋዕላ ከም ዘካየደ ተገሊጹ። ኣብ ትግራይ ብሄራዊ ፈተና ነባራት ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ ጀሚሩ ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ፓርላማ እታ ሃገር መብርሂ ይህብ ኣሎ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ክልተ መዓልቲ ሰለስተ ሰብ መዚ ጸጥታ ተቐቲሎም ሓደ ቤት ፍርዲ ጀርመን ኣብ ልዕሊ ክልተ ትሕቲ ዕድመ ደቂ ኣንስትዮ መጥቃዕቲ ዝፈጸመ ኤርትራዊ ንሕልፈት ፈሪዱ።
    8 min
  • ማሕበረሰብ ኩንስላንድ ኣውስትራሊያ ሃይማኖታዊ በዓል ብኽብ ዝበለ ኣገባብ ኣብዒሉ።
    ኣብ ኲንስላንድ ከተማ ብርስቤን ዝርከቡ ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ጳጳስ ኣቡነ ሽኖዳን ብዙሓት ዕዱማት ኣብ ዝተረኽብሉ ዓመታዊ ክብረ በዓል ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብዒሎም። ነዚ ዝምልከት ምስ ክልተ ኣገልገልቲ እቲ ቤተ ክርስትያን ዝተገብረ ዝርርብ።
    14 min
  • ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (5 ሓምለ 2023 )
    ናይ ሎሚ 5 ሓምለ 2023 ዘዳለናዮ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ኣርእስታት ዜና፡ ፕረዚደንት ኢንዶነዥያ ጆኮ ዊዶዶ ፡ ናብ ኣውስትራልያ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ምብጻሕ ድሕሪ ምግባሩ ፡ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ ። ኣብ ትግራይ፤ ህዝቢ ብጥምየት ይመውት ኣሎ። ንሱዳን ዘዳዉባ ሃገራት ነቶም ካብ ኲናት ሃዲሞም ዝወጹ ዘለዉ ዶባተን ክኸፍታሎም ተሓቲተን
    5 min
  • ናብ ካልእ ግዝኣታት ኣውስትራሊያ ንምግዓዝ ዘድልዩ ነገራት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ )
    በብዓመቱ ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣውስትራሊያዊያን ስራሕ ፡ ትምህርቲ ፡ መነባብሮ ንምምሕያሽ ፡ ንስድራቤት ፡ ወይ ንዝሓሸ ናይ ማሕበረሰብ ደገፍ ንምርካብ ናብ ካልእ ግዝ ኣት ይግዕዙ ። ሕግታት ፣ ደንብታትን ወሃብቲ ኣገልግሎት ትካላትን ኣብ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ክፈላለዩ ስለ ዝኽእሉ ፣ ንምግዓዝ መድብ ኣብ ትገብርሉ ዝርዝር ሓበሬታ ኣዳሊኹም ምንጽጻር ንምግዓዝኩም ክሕግዘኩም ይኽእል እዩ ።
    8 min
  • ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (03 ሓምለ 2023)
    ኣርእስታት ዜና፥ ** ብ ዘቤታዊ ዓመጽ ግዜያዊ ቪዛ ዝሓዙ ሰባት ምስ ናይ ኣውስትራሊያ ዜጋታት ተመሳሳሊ ደረጃ ደገፍ ን መጀመርያ ካብ ፈደራል መንግስቲ ይረኽቡ ። * ሎሚ ንግሆ ፡ ኣብ ዘቤታዊ መዓርፎ ነፈርቲ ሲድኒ ፡ ዓሰርተ ዝኸውን በረራ ከም እተሰረዘ ፡ ገለ ገያሾ ድማ ኣብቲ መዓርፎ ነፈርቲ ክሳዕ ዝበጽሑ ከም ዘይተነግሮም ገሊጾም ። ** ኤርትራ፡ ኣብ ዩኔስኮ ኣንጻር ኣመሪካ ከም ዘድመፀት ተሓቢሩ።
    47 min
  • ዕግርግር ኣብ ፓሪስን ካልኦት ከተማታትን ዙር ፈረንሳ ካብ ስፐይን ምስ ተመልሰ ከየሰናኽሎ ተሰጊኡ፣ በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ ስዊዘርላንድ ታሪኽ ሰሪሑ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (03/07/2023) * በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ 5000 ሜ ሓምሻይ ዝቐልጠፈ ግዜ ኣብ ታሪኽ'ቲ ውድድር ብምምዝጋብ ተዓዊቱ፣ * ቢንያም ግርማይ ንጋንትኡ ኢንተርማርሸ-ዎንቲ-ሰርከስ ብምምራሕ ንፈለማ ግዜኡ ኣብ ዙር ፈረንሳ 2023 ይሳተፍ ኣሎ፣ * ነዚ ምኽንያት ብምግባር መደበር ዜና ቢቢሲ ሰፊሕ መደብ ብዛዕባ ቢንያም ኣዳልያ፣ ንቅድድም ብሽግለታ ናብ ነብሲወከፍ ሃገር ኣብ ኣፍሪቃ ከምጽእ ይኽእል'ዩ ክብል ኣሰልጣኒኡ ነበር ጂያን-ጃክ ሄንሪ ገሊጹ፣ * ህዝባዊ ቁጥዐን ናዕብታትን ዘኸተለ ቅትለት ሓደ መንእሰይ ኣብ ከተማ ፓሪስ ህቡባት ከዋኽብቲ ኩዕሶ እግሪ ፈረንሳ ግብረመልሲ ይህብሉ፣
    11 min
  • ብሄራዊ ኮንግረስ ኤርትራ ዓፋር ኣብ ኤርትራ ፌደራላዊ ስርዓት ንምትካል ዝመክር ዋዕላ ከም ዝኸፈተ ተገሊጹ።
    ኣርእስታት ጸብጻብ፦ ኣሜሪካ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ኣንቢራቶ ዝነበረት ገለ እገዳታት ምልዓላ ተሪር ተቓውሞ ገጢሙዋ። ብሄራዊ ኮንግረስ ኤርትራ ዓፋር ኣብ ኤርትራ ፌደራላዊ ስርዓት ንምትካል ዝመክር ዋዕላ ከም ዝኸፈተ ተገሊጹ። ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ሚንስትሪ ትምህርቲ ኢትዮጵያን ተሰሓሒቦም። ኤርትራ፡ ኣብ ዩኔስኮ ኣንጻር ኣመሪካ ከም ዘድመፀት ተሓቢሩ።
    7 min
  • “ኣብ ሩስያ ተረኺቡ ዘሎ ዕድል ኣብ ወለዶ ሓንሳብ ዝርከብ ዕድል ኣይከምልጠናን’ዩ” ዳይረክተር ሲ.ኣይ.ኤ.
    ዳይረክተር ሲ-ኣይ-ኣይ-ኣይ ዊልያም በርነስ ፡ እቲ ሩስያ ኣብ ዩክረይን እተካይዶ ዘላ ውግእ ፡ ስትራተጂያዊ ፍሽለት ብምዃኑ ፡ ንወታሃደራዊ ድኽመት ዘቃልዕ ፡ ንቁጠባ እውን ኣዕንዩ ከም ዘሎ ገሊጹ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ፡ ፕረዚደንት ኣህጉራዊ ጕዳያት ሩስያ ኢጎር ኢቫኖቭ ፡ እቲ ውግእ ኣብ ወሳኒ ደረጃ ከም ዝበጽሐ ኣጠንቂቕሉ ኣብ ዘሎን ፡ ፕረዚደንት ዩክረይን ድማ ሩስያ ነቲ ኣብ ዛፖሪዝዥያ ዝርከብ ኣብ ኤውሮጳ ዝዓበየ ኑክሌራዊ ጸዓት ዝርከቦ ንምጥቃዕ ድልውቲ ከም ዘላ ኣጠንቂቑ ።
    7 min
  • ዕላል ምስ ሳይንቲስት ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ዶ/ር ትምኒት ገብሩ
    ዶ/ር ትምኒት ገብሩ ናይ ኮምፒዩተር ሳይንቲስት እያ። ንሳ ካብ Stanford University ብሞያ ኤለክትሪካል ኢንጂኔርሪንግ ናይ PhD ዲግሪ ዝሓዘት ፍልጥቲ ሳይንቲስት እያ። ትምኒት ብዘይካ እቲ ኣብ ናይ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ወይ ኢንተሊጀንሲ፡ ኣብ ተክኖሎጂ ብዙሕነት ወይ ናይ ደቂ ኣንስትዮን ጸለምቲን ኪኢላታት ኣብቲ ሞያ ተሳትፎ ክህሉ ትጣበቕ፡ በዚ መሰረት ካብ መስረቲ Black in AI ኮይና, ካብ 2013 ኣትሒዛ ኣብዝተፈላለዩ ዓበይቲ ናይ ተክ ኩባኒያታት ከም ኣፕል፡ ማይክሮሶፍትን ካልእን ክትሰርሕ ድሕሪ ምጽናሕ ካብ 2018 ኣትሒዛ ምስ Dr. Margaret Mitchell ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ኣብ ማሕበራዊ ህይወት ብዛዕባ ከምጽኦ ዝኽእል ጽቡቕ ነገር ማለት ስነ ምግባራዊ ስራሕ እዚ ተክኖሎጂ ዝምርምር ጉጅለ ክትመርሕ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሓለፍቲ ጉጉል ን ዶ/ር ትምኒት ሃንደበት ዝጀመረቶ ምርምር ከይወደኣት ካብ ስራሕ ክትወጽእ ጌሮማ። ኣብቶም ዓበይቲ መጺሀታት ዓለምና ስማ ካብቶም ቀዳሞት ተረቋሕቲ ኮይና እያ ብ Fortune ካብቶም 50 ዝበለጹ መራሕቲ ተባሂላ፡ ኣብ 2021 ትምኒት ገብሩ ካብቶም 10 ዝለዓሉ ንሳይንስ ቅርጺ ዘትሓዙ ተባሂላ ብ Nature ተሰይማ፡ ኣብ 2022 ድማ ካብቶም ዝለዓሉ ጸለውቲ ሰባት ዓለምና ናይ መጽሄት Time ኮይና። ብዛዕባ ዶ/ር ምኒት ብዛዕባ ሞያኣን ትሰርሖም ስራሓትን ብትግርኛ ኣዕሊላትና ኣላ ኣብዚ ስምዕዎ።
    19 min
  • ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ሓምለ 2023)
    ንሎሚ ሰንበት 2 ሓምለ 2023 ዝተዳለወ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ኣርእስታት ዜና፡ ፈረንሳ ፡ ሓደ መንእሰይ ብፖሊስ ተተኲስሉ ድሕሪ ምማቱ ዝተላዕለ ናዕቢ ንምግታእ ፡ ንኻልኣይ ለይቲ ሰራዊት ጸጥታ ኣዋፊራ ። ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቝጸሩ እስራኤላውያን ፡ ነቲ ንስልጣን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዚድርት ኣዋጅ ብምቅዋም ፡ ንመበል 26 ተኸታታሊ ሰሙን ተቓውሞኦም ንምግላጽ ናብ ጐደናታት ወጺኦም። ሎሚ ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ማሕበረሰባት ነቲ ቀዳሞት ሰባት ዝዓመምዎ ዕማም ዝዝክሩሉ ቅነ ናይዶክ ዝጅምረሉ እዩ ።
    3 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,873 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners