SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ተሰጒጎም ዝብል ሓበሬታ ከም ዘሻቐሎ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
    ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ህወሓትን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ምዝገባ እቲ ውድብ ኣመልኪቶም ዝርርብ ከም ዝጀመሩ ተገሊጹ። ኣብ ምዕራብ ጎንደር ኣብ መንጎ ዕጡቓት ቅማንትን ዕጡቓት ኣምሓራን ግጭት ከም ዝተቐስቀሰ ተሓቢሩ። ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ዓዲግራት ኣብ ትግራይ ዝተቛረጸ ሰብኣዊ ረድኤት ክቕጽል ጸዊዓ። ቤት ትምህርቲ ቴክኒክ ደቀምሓረ ልዕሊ 180 ተምሃሮ ከም ዘመረቐት ተገሊጹ። ብሉፃት ተምሃሮ ብናፃ ዝመሃሩሉ ቤት ትምህርቲ ቀላሚኖ ተምኣሮኡ ተቐቢሉ። ኦነግ መበል 50 ዓመት ምስረትኡ ከብዕል ይሸባሸብ ከም ዘሎ ኣፍሊጡ።
    7 min
  • ድሕሪ ገስጋስ ዋግነር ናብ ሞስኮ፡ ዕጫ መራሒ ዋግነር ፕሪጎዢን፡ መጻኢ ፑቲንን ኲናት ዩክረይንን
    እዚ ቀዳመ ሰንበት ኣብ ሩስያ ዘስደምምን ዘሰንብድን ኩነታት እዩ ተፈጺሙ ። ካብቲ ብዙሕ ኣጽዋር ዝዓጠቑ ናይ ዉልቂ ሰራዊት ሩስያ ናብ ሞስኮ ምኻድን ዝገበርዎ ምንቅስቓስ ብኽሕደት ሃገር ተኸሲሶሙሉ ዝነበረ ክሲ ክመሓሩ ተራእዩ። እቲ ህውከት ስልጣን ፕረዚደንት ፑቲን ዝተፈታተነ ፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ስልጣን ዝጸንሓሉ ኩነታትን ብዛዕባ እቲ ኣብ ዩክረይን ዘሎ ግጭትን ሕቶታት ኣልዒሉ ይርከብ ።
    10 min
  • ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ሰነ 2023)
    ኣርእስታት ዜና 25 ሰነ 2023፡ ሰራዊት ዋግነር "ደም ንኸይፈስስ" ካብ ሞስኮ ተመሊሶም፡ ሓለቓኦም ናብ በላሩስ የምርሕ። ኵሎም እቶም ኣብታ ናብ ታይታኒክ ንምኻድ ጠፊኣ ዝቐነየት ሳብማሪን ዝነበሩ ሓሙሽተ ሰባት ምማቶም ተረጋጊጹ። ዋጋታት ግሮሰሪ ብ 7 ሚእታዊ ወሲኹ/ ዋጋታት ስጋ ብ 9 ሚእታዊ ወሲኹ።
    7 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ሰነ 2023)
    ናይ ሓሙስ 22 ሰነ 2023 ዝተቐረቡ ናይ ሓደ ሰዓት ትሕዝቶ፡ እዚ ሰሙን ቅነ ስደተኛታት እዩ ነዚ ኣመልኪትና ብዛዕባ ኩነታት ስደተኛታትን ብድሆታቶምን ዝምልከት ምስ መምህር ኣል ኣሚን ዓብደላ ዝርርብ ገይርና ኣለና። ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ከነቕርቦ ኢና። ሩስያ፡ እቲ ኣብታ ሃገር ዝርከብ ምዕቡል ብዙሕ ኑክልየሳዊ ኣጽዋር ክጻወር ዝኽእል ኣጽዋር ውግእ ናይ ሳርማት ኢንተርኮንቲነንታል ባላስቲክ ሚሳይላት ፡ ክትጥቀመሉ ዘይተርፍ ምዃኑ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ኣፍሊጡ ። ነዚ ዝምልከት ትሕዝቶ ድሕሪ ዜና ክቐርብ እዩ። ምሕታት ወሰኽ ደሞዝ ኣብ ኣውስትራሊያ ። ዝምልከት ኣብ ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ክቐርብ እዩ። ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ሕብረት ኣውሮፓ ብኲናት ዝተጎድአ ሕርሻ ትግራይ ንምሕጋዝ ከምዝሰርሕ ገሊፁ። ቻይና ኣብ ትግራይ ኣብ ቀረባት ማይን መስመር ባቡር ሓዊሱ ብቻይና ዝድገፉ ፕሮጄክቲታት ዳግም ንምጅማር ድሌት ከምዘለዋ ኣነጺራ። መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 95 ሚልዮን ዶላር ዕዳ ብቕልጡፍ ክኸፍል ተሓቲቱ ኤርትራ ንክሲ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ነጺጋቶ። ኣርእስታት ዜና፥ ** እቲ ኣብ ሱዳን ን72 ሰዓት ዝቐጸለ ስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ብረቡዕ [21 ጁን] ምስወደአ ሓያል ውግእ ኣብ መንጎ እቶም ኣብ ግጭት ዘለዉ ሓይልታት ዳግም ተባሪዑ። ** እታ ኣብ ርሑቕ ሰሜን ኣትላንቲክ ጠፊኣ ዘላ ሳብማሪን ንምድላይ ሓያል ጻዕሪ ይካየድ ኣሎ ። ** ካብ 1 ሓምለ ኣብ ገለ ከባቢታት ኣውስትራሊያ ዋጋታት ኤለክትሪክ ክሳብ 80 ሚኢታዊት ክውስኽ ትጽቢት ኣሎ።
    54 min
  • ኤርትራ ንክሲ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ነጺጋቶ።
    ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ሕብረት ኣውሮፓ ብኲናት ዝተጎድአ ሕርሻ ትግራይ ንምሕጋዝ ከምዝሰርሕ ገሊፁ። ቻይና ኣብ ትግራይ ኣብ ቀረባት ማይን መስመር ባቡር ሓዊሱ ብቻይና ዝድገፉ ፕሮጄክቲታት ዳግም ንምጅማር ድሌት ከምዘለዋ ኣነጺራ። መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 95 ሚልዮን ዶላር ዕዳ ብቕልጡፍ ክኸፍል ተሓቲቱ። ኤርትራ ንክሲ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ነጺጋቶ።
    6 min
  • "ሩሲያ ሃገራት ዘቋርጽ ሚሳይላ ክትጥቀመሉ ዘይተርፍ እዩ።" ፕረሲደንት ቭላድሚር ፑቲን
    ሩስያ፡ እቲ ኣብታ ሃገር ዝርከብ ምዕቡል ብዙሕ ኑክልየሳዊ ኣጽዋር ክጻወር ዝኽእል ኣጽዋር ውግእ ናይ ሳርማት ኢንተርኮንቲነንታል ባላስቲክ ሚሳይላት ፡ ክትጥቀመሉ ዘይተርፍ ምዃኑ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ኣፍሊጡ ። እዚ ከምዚ 'ሉ ከሎ ፣ ናይ ሩስያ ናይ ምክልኻል ከምዝበሎ ፣ ዩክረይን ነቲ ከም ክሪሚያ ዝኣመሰለ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኣእትዩ ዘሎ ክሊ ንምውቃዕ መደብ ከምዘለዋ ሓቢሩ ። ሩስያውያን ካብቲ ተቘጻጺራቶ ዝነበረት ክልታት ክሃድሙ ዩክረይን ኣጠንቂቓ ኣላ ።ሩስያ ብወገና ኣብ ክሪምያ ዝዀነ ይኹን መጥቃዕቲ ምስዝፍጸም ኣብ ማእከል መሪሕነት ዩክረይን መጥቃዕቲ ከምዝግበር ኣጠንቂቓ ኣላ።
    7 min
  • ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ሰነ 2023)
    ን ሎሚ 21 ሰነ 2023 ዝሓዝናዮ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ነቕርብ ፈለማ ኣርእስታት ዜና፥ አትላንቲክ፥ ናይ ታይታኒክ ተረፍመረፍ ንምርካብ ዝተላእከ ሰንጣቒ ባሕሪ ምስ 5 ተጓዓዝቲ ተሰዊራ። መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ 20 ሰነ ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ብዝርከቡ ኤርትራዊያን ተዘኪሩ ውዒሉ ። ክኢላታት ስደተኛታትን ፍልሰተኛታትን ዝሓሸ ስራሕ ንኽረኽቡ ኣብ ወጻኢ ሃገር ንዘጥረይዎ ሞያን ተሞክሮን ኣፍልጦ ምሃብ ኣሰራርሓ ክመሓየሽ ኣለዎ ክብሉ ተጣበቕቲ ሓቲቶም ።
    5 min
  • ምሕታት ወሰኽ ደሞዝ ኣብ ኣውስትራሊያ
    ወሰኽ ደሞዝ ምሕታት ንብዙሓት ሰራሕተኛታት ከፍርሖም ይኽእል እዩ ፡ ግን ከምኡ ክኸውን የብሉን ። ምሕታት ወሰኽ ደሞዝ ብቑዕ ምኽንያት ከም ዘለካ ትኣምን እንተ ኮይንካ ፡ ነቲ ምስ ኣስራሒኻ እትገብሮ ዝርርብ ፡ ምስ መሳርሕትኻ ይኹን ብውልቂ ኽትዳለወሉ እትኽእል መገድታት ኣሎ ። ኣብ ኣውስትራሊያ ፤ ከከም ናይ ስራሕ ቦታኻ ፤ ናይ ክፍሊት ወሰኽ ምርካብ ሕጋዊ መሰል ኣሎ ።
    10 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ ( 19 ሰነ 2023)
    ኣርእስታት ዜና፥ ** እቲ ኣብ ኡጋንዳ ዘጋጠመ ህይወት 37 ሰባት ዝቐዘፈ ግብረ-ሽበራዊ መጥቃዕቲ ብኸመይ ክፍጸም ከም ዝኸኣለ ሕቶታት ይለዓል ኣሎ ። ** ተዋጋእቲ ሓይልታት ሱዳን ኣብ ሓድሽ ስምምዕ ምቁራጽ ተኹሲ በጺሖም ** መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኤርትራ ዘይተኸፍሎ 2.5 ሚልዮን ዶላር ከውሃቦ ይጽዕር ከም ዘሎ ገሊጹ።
    13 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,873 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners