SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኤርትራ ዘይተኸፍሎ 2.5 ሚልዮን ዶላር ከውሃቦ ይጽዕር ከም ዘሎ ገሊጹ። (ጸብጻብ)
    ኣርእስታት ጸብጻብ፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት 2.4 ቢልዮን ዶላር ብኲናት ትግራይ ዝዓነወ ከባቢታት ንምህናጽ ሰሊዑ። ኣብ ኢትዮጵያ ተዓቚቦም ንዝጸንሑ ስደተኛታት ዝወሃብ ዝነበረ ሓገዝ መግቢ ብምቁራጹ ኣብ ፀገም ከም ዝወደቑ ተሓቢሩ። ጃፓን ብሰንኪ እቲ ኩናት ዝዓነዉ ኣብያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምህናፅ 8 ነጥቢ 1 ሚልየን ዶላር ደገፍ ሂባ። ብኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መቐለ ዑደት ኣካይዱ ኣሎ። ምምሕዳር ትግራይ ወፍሪ ኢንቨስትመንት ኣብ ትግራይ ዘተባብዑ ስጉምትታት ክውሰዱ ሓቲቱ።
    8 min
  • ቢንያም ግርማይ ኣብ ዙር ስዊስ መድረኻዊ ዓወት ኣመዝጊቡ፣ ዙር ስዊስን ቅድድም ብሽግለታን ግን ብሞት ሓደ ተቐዳዳማይ ኣብ ሓዘን ኣትዩ፣
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (19/06/2023) * ቢንያም ግርማይ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ስዊዘርላንድ መድረኻዊ ዓወት ኣመዝጊቡ፣ ብምኽንያት ሞት ሓደ ስዊዘርላንዳዊ ተቐዳዳማይ ግን ንሱን ጋንትኡን ኣብ’ተን ተሪፈን ዝነበራ ናይ መወዳእታ ክልተ ዙራት ካብ’ቲ ውራይ ኣንሳሒቦም፣ * ዮሚፍ ከጀልቻ ኣብ ውድድር 5000 ሜ ብሉጽ ውልቃዊ፣ ክብረወሰን ርክባትን ኣብ ዓለም መሪሕ ዝኾነን ግዜ ብምምዝጋብ ኣብ ኦስሎ ተዓዊቱ፣ * ኢትዮጵያ ሓምሻይ ዙር መጻረዪ ግጥማ ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣይቮሪኮስት 2023 ሰሉስ ኣንጻር ማላዊ ከተካይድ’ያ፣ ናይጀርያ ኸኣ ብሓገዝ ቪክቶር ኦሲመንን ከለቺ ኢህያናቾን ኣብ’ዚ ሰሙን ምሕላፋ ዘረጋገጸት ሃገር ኮይና፣
    12 min
  • ዝርርብ መራሕቲ ኣፍሪቃ ምስ መራሕቲ ራሻን ዩክረይንን
    ናይ ደቡብ ኣፍሪቃ ፕረዚደንት ሲሪል ራማፎሳ ንቭላድሚር ፑቲን እቲ ኣብ ዩክረይን ዝካየድ ውግእ ከብቅዕ ሓቲትዎ ። መራሒ ደቡብ ኣፍሪቃ ምስ ፕረዚደንት ፑቲን ኣብ ሰይንት ፒተርስበርግ ተራኺቡ ነዚ ዝበላ ኣካል ናይቲ ሽዱሽተ ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃ ሰላም ንምስፋን ዝገብርዎ ዘለዉ ጻዕሪ እዩ ።
    5 min
  • ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ሰነ 2023)
    ንሎሚ 18 ሰነ 2023 ዝሓዝናዮም ዜናታት : ኣርእስታት ዜና ብዕጡቓት ኡጋንዳ 41 ሰባት ተቐቲሎም። መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ነቲ ኣብ ዩክረይን ዝካየድ ዘሎ ውግእ ዝምልከት ዘቕረብዎ ሓያሎ እማመታት ሰላም ፕረዚደንት ሩስያ ፑቲን ነጺጉዎ። ኣብ ዋና ከተማ ሱዳን ካርቱም ብዝተገብረ ናይ ኣየር ድብደባ 17 ሰባት ሞይቶም።
    5 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ሰነ 2023)
    ናይ ሓሙስ 15 ሰነ 2023 ዝተቐረቡ ናይ ሓደ ሰዓት ትሕዝቶ፡ ኣብዚ እዋን ኣብ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ኣዚዩ ተራቒቑ፡ ቻትጂፒቲ (ChatGPT) ዝበሃል ማዕቢሉ ኣሎ። እዚ ምዕባለ ንወዲ ሰብ ናብ ሓድሽ ናይ ምዕባለ ኩነታት ዘሰጋግር ተባሂሉ ኣብ ዝዝረበሉ ዘሎ እዋን፡ ብቛንቋ ትግርኛ ንምጥቃም ብዘኽእል መገዲ ከምዘማዕበሉ ኢንጂኔር ክፍላይ ተወልደብርሃን ይዛረብ። ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ከነቕርቦ ኢና። ድኻም ልቢ እንታይ እዩ: ገለ ካብቶም ንኽትፈልጦም ዝሕግዙ ቀንዲ ምልክታትንከ እንታይ እዮም ? ኣብዚ እዋን ልዕሊ 500,000 ኣውስትራሊያዊያን ድኻም ልቢ ኣለዎም ፡ ብዙሓት ድማ ገና ዘይተመርመሩ ክኾኑ ይኽእሉ ። ኣብ ዙርያ እቲ ኩነታት ኣፍልጦ ንምዕባይ ዝዓለመ ሓዱሽ ናይ ኣውስትራሊያ ቀዳማይ መምርሒ ይጅመር ኣሎ ። ነዚ ዝምልከት ትሕዝቶ ድሕሪ ዜና ክቐርብ እዩ። ናብ ወጻኢ ክትጓዓዙ’ከለኹም ዘድልይኹም ኣገደስቲ ክታበታት። ዝምልከት ኣብ ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ክቐርብ እዩ። ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣብ ትግራይ ዝተፈላለዩ ኣካላት ዝተሳተፉሉ ምጥፍፋእ ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ዝተፈጸመ ተገሊፁ። ኤርትራ ድሕሪ 16 ዓመታት ዳግማይ ዝተጸምበረትሉ ኣኼባ ኢጋድ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ። ፕሬዚዳንት ግ/ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ዘትዩ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣስታት 110 ሚልዮን ህዝቢ ተመዛቢሎም” ክብል ኮሚሽን ስደተኛታት ሕ/ሃገራት ኣፍሊጡ ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ ነበርትን ሓይልታት ፀጥታን ተጋጭዮም ጉድኣት ከም ዝወረደ ተሓቢሩ። ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብ ገማግም ግሪኽ ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ድሕሪ ምጥሓላ እንተ ወሓደ 79 ሰባት ሞይቶም ፡ ብኣማእታት ዝቝጸሩ ሰባት ግና ደሃዮም ጠፊኡ ኣሎ ። ** ኤውሮጳዊ ኅብረት ኣብ ዓለም ንኣርቲፊሻላዊ ብልሒ ዝምልከት ናይ መጀመርታ ሰፊሕ ሕግታት ኣውጺኡ ኣሎ ። ** ኤርትራ ድሕሪ 16 ዓመታት ዳግማይ ዝተጸምበረትሉ ኣኼባ ኢጋድ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ።
    52 min
  • ኤርትራ ድሕሪ 16 ዓመታት ዳግማይ ዝተጸምበረትሉ ኣኼባ ኢጋድ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ።
    ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣብ ትግራይ ዝተፈላለዩ ኣካላት ዝተሳተፉሉ ምጥፍፋእ ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ዝተፈጸመ ተገሊፁ። ኤርትራ ድሕሪ 16 ዓመታት ዳግማይ ዝተጸምበረትሉ ኣኼባ ኢጋድ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ። ፕሬዚዳንት ግ/ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ዘትዩ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣስታት 110 ሚልዮን ህዝቢ ተመዛቢሎም” ክብል ኮሚሽን ስደተኛታት ሕ/ሃገራት ኣፍሊጡ ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ ነበርትን ሓይልታት ፀጥታን ተጋጭዮም ጉድኣት ከም ዝወረደ ተሓቢሩ።
    6 min
  • ድኻም ልቢ እንታይ እዩ? እቶም ቀንዲ ምልክታትንከ እንታይ እዮም ?
    ድኻም ልቢ እንታይ እዩ: ገለ ካብቶም ንኽትፈልጦም ዝሕግዙ ቀንዲ ምልክታትንከ እንታይ እዮም ? ኣብዚ እዋን ልዕሊ 500,000 ኣውስትራሊያዊያን ድኻም ልቢ ኣለዎም ፡ ብዙሓት ድማ ገና ዘይተመርመሩ ክኾኑ ይኽእሉ ። ኣብ ዙርያ እቲ ኩነታት ኣፍልጦ ንምዕባይ ዝዓለመ ሓዱሽ ናይ ኣውስትራሊያ ቀዳማይ መምርሒ ይጅመር ኣሎ ።
    9 min
  • #39 Lodging your tax returns | Tips for claiming expenses (Adv) - ቋንቋ እንግሊዝ ምስ SBS ተመሃሩ፡ ብዛዕባ ምውርራድ ግብሪ |ንዘውጻእኩሞ ወጻኢታት ኣብ ምምላስ ግብሪ ብኸመይ ከምትሓቱ claiming expenses (Adv)
    Learn how to talk about a tax return. Plus find out how a tax deduction can help reduce your tax bill. - ብዛዕባ ግብሪ እትምለሰሉ መገዲ ብኸመይ ከም እትዘራረብ ተምሃር ። ብተወሳኺ ምንካይ ግብሪ ናይ ግብሪ ሕሳብካ ብኸመይ ክጎድል ከም ዝኽእል ፍለጥ ።
    17 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (14 ሰነ 2023)
    ንሎሚ 14 ሰነ 2023 ዝበልናዮም ዜና ቀሪብና ኣለና ኣርእስታቶም ድማ፥ ጂቡቲ ንመሪሕነት ኢጋድ ተቐቢላ፡ ኤርትራ ድሕሪ 16 ዓመታት ኣብቲ ዋዕላ ተሳቲፋ። ዶናልድ ትራምፕ ፡ ንዅሉ እቲ ዝቐረበሉ 37 ክስታት ገበነኛ ኣይኮነን ተባሂሉ ። ሩስያ ኣብ ዩክረይ ናይ ሚሳይል መጥቃዕቲ ገይራ፡ ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም ። ጓል 76 ዓመት ፡ ብወቕዒ ልቢ (ስትሮክ)ብወግዒ ከም ዝሞተት ብሓካይም ድሕሪ ምንጋሩ ድሕሪ ሰዓታት፡ ካብ ሞት ተበራቢራ።
    7 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,873 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners