SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ድሕሪ ፍትሕ ብዛዕባ ኣተዓባብያ ቖልዑ ዝግበር ስምምዕ
    ኣብ ትሕቲ ሕጊ ስድራቤት፡ ድሕሪ ምፍልላይ ወይ ድሕሪ ፍትሕ ብዛዕባ መሰላት ድሕንነትን ኣተዓባብያን ቆልዑ ብ ወለዲ ምርድዳእ ክግበር ይሓትት እዩ ። ትሕቲ 18 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ኣበይ ከምዝነብሩ ብሕጊ ኽውስኑ ኣይክእሉን ። ወለዲ ብዛዕባ ድሕንነትን ግብራውን ኣተኩሮ ዘለዎ ክንክን ኣብ ስምምዕ ክበጽሑ ኣለዎም ።
    12 min
  • መንሽሮ መዓንጣ ናብ ትሕቲ 50 ዝዕድሚኦምን መንእሰያትን ገጹ የስፋሕፍሕ ስለዘሎ እቲ ምክትታሉ ቅድም ኢሉ ክጅመር ኣለዎ
    ኣብ ትሕቲ ሓድሽ ንፈደራል መንግስቲ ኣውስትራልያ ዝተዋህበ ምኽሪ ኣውስትራልያውያን ነጻ መመርመሪ መሳርሒታት መንሽሮ መዓንጣ (Bowel cancer test kits) ዝቕበልሉ ዕድመ ካብ 50 ናብ 45 ዓመት ዕድመ ክትሕት'ዩ። ሕሙማት ኣብ ሓደጋ ኣለዉ ተባሂሎም ስለይተወሰኑ ጥራይ ምልክታት ሕማም ሽለል ይበሃሉ ብምህላዎም ኣብ ትሕቲ 50 ኣብ ዝርከቡ ሰባት ቁጽሪ ሕማማት ስለዝወሰኹ መጠንቀቕታታት ክወሃቡ ኣገዲዲም ኣለዉ። ሓደ ሓድሽ መጽናዕቲ መንእሰያት ገና ቅድሚ ምሕማሞም ክሳብ ሓሙሽተ ዓመታት ብብዙሓት ዶክተራት ከምዝረኣዩ ኣረጋጊጹ።…
    8 min
  • ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ 05 ሰነ 2023
    ኣርእስታት ዜና፥ ** ሓይልታት ሩስያ ነቲ ኣብ ማእከል እታ ዩክሬን ዝርከብ ድኒፕሮ ዝበሃል ቦታ ብለይቲ ደብዲቦም። ** ሓደ ላዕለዋይ ኣፈኛ ጣሊባን ንሰበ-ስልጣን ኣውስትራልያ ፡ ናብ ኣፍጋኒስታን ከይዶም ነቲ ብሰራዊት ኣውስትራልያ ተፈጺሙ ዝበሃል ገበናት ውግእ ክምርምሩ ዓዲምዎም ኣሎ ። ** ኣብ ከባቢ ዶብ ትግራይን ኤርትራን ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከምዘጋጠመ ተሓቢሩ።
    11 min
  • ሚኒስትሪ ሕርሻ ኤርትራ፡ ክልተ ዓለም-ለኻዊ መረጋገጺ ዘለዎም ክታበታት ሕማማት እንስሳታት ከምዘፍረየ ኣፍሊጡ።
    ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ሚኒስትሪ ሕርሻ ኤርትራ፡ ክልተ ዓለም-ለኻዊ መረጋገጺ ዘለዎም ክታበታት ሕማማት እንስሳታት ከምዘፍረየ ኣፍሊጡ። ኣብ ከተማ መቐለ ካብ 50 ክሳብ 60 ሽሕ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ሕ/ሰብ ክፈትሕ ትፅቢት ዝግበረሉ ሪልስቴት ክህነፅ ሰነድ ተፈሪሙ። ማእሰርቲ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ደው ክብል ኢሰመኮ ጸዊዑ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣምሓራ 200 ዕጡቓት ከም ዝደምሰሰ ገሊጹ። ኣብ ከባቢ ዶብ ትግራይን ኤርትራን ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከምዘጋጠመ ተሓቢሩ።
    10 min
  • ዝላታን ኢብራሂሞቪች ካብ ክዕሶ እግሪ ተሰናቢቱ፣ መሲ ኣንፈቱ ናብ ስዑዲያ ድዩ፧ ሄኖክ ምሉእብርሃን ኣብ ጂሮ ደል'ኣፐኒኖ ሳልሳይ ወጺኡ፣
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ዝላታን ኢብራሂሞቪች ካብ ኩዕሶ እግሪ ክሰናበት ‘ንከሎ ሊዮነል መሲን ሰርጂዮ ራሞስን ካብ ፒኤስጂ ካሪም በንዘማን ኤደን ሃዛርድን ከኣ ካብ ማድሪድ ተሰናቢቶም፣ * ኬንያዊት ፈይዝ ኪፕየጎን ብገንዘበ ዲባባ ተታሒዙ ዝጸንሐ ክብረወሰን 1500 ሜ ሓማሺሻቶ፣ * ፈደረሽን ኣትለቲክስ ኢትዮጵያ ናይ ኣትሌታቱ መጻረዪ ውድድር 10000ሜ ኣብ ስፐይን ክካየድ ምዃኑ ኣፍሊጡ፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም 'ብራስልስ ሳይክሊንግ ክላሲክ' ራብዓይ ወጺኡ፣ * ቅድድም ብሽግለታ ክሪተሪየም ዱ ዶውፊነ ሰንበት ተጀሚሩ፣ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይን ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮንን ይሳተፉ’ለዉ፣
    11 min
  • ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (01 ሰነ 2023)
    ሓሙስ 1 ግንቦት 2023 ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ሰራዊት ሱዳን ምስ ተቐናቓን ሓይልታት ፈጣን ገይርዎ ዝነበረ ስምምዕ ምቁራጽ ተኹስን ምቕራብ ረዲኤትን ደው ኣቢሉዎ: ** ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ፡ ንዩክረይን ልዕሊ 461 ሚልዮን ዶላር [ኣውስትራልያ] ዝውድእ ሓድሽ ጥሙር ወተሃደራዊ ሓገዝ ክወሃብ ፈሪሙ። ** ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲንን ኣብ ክረምሊን ተዛትዮም።
    11 min
  • ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲንን ኣብ ክረምሊን ተዛትዮም።
    ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ኣርእስታቶም፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲንን ኣብ ክረምሊን ተዛትዮም። ፍሉይ ልዑኽ ኣመሪካ ናብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ማይክ ሃመር፡ ናብ መቐለ፣ ኣዲስ ኣበባን ጁቡትን ከም ዘቕንዐ ተገሊጹ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ቻይና ዝነበሮ ዑደት ዕዉት ምንባሩ ተሓቢሩ። ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሰራዊት ነጻነት ኦሮሞን ተጀሚሩ ዝነበረ ልዝብ ሰላም ሎሚ’ውን ተቋሪጹ ከምዘሎ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ገሊጹ። ኣብ ትግራይ ኣብ ምጥፍፋእ ሰብኣዊ ረድኤት ንዝተዋፈሩ ተሓተትቲ ንምግባር ናብ ስራሕ ከም ዝተኣትወ ተሰሚዑ።
    6 min
  • "ድሕረ ባይታ ምዕራባዊያን ሃገራት ኣብ መግዛእቲን ዓሌትነትን ዝተመስረተ እዩ።" ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ
    ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲክን ተመራማሪ ዓሌታዊ ኣድልዎን “Racism in Australia Today” ዘርእስታ መጽሓፍ ዝጸሓፈን እዩ። ዝሓለፈ ሰሙን ፍሉጥ ኣቦርጂናዊ ጋዜጠኛ ስታን ግራን ብዝወረዶ ናይ ዓሌታዊ ዉርደት ካብ ስርሑ ከም ዝወጸ ብወግዒ ምስ ኣፍለጠ ኣብ ኣውስትራሊያ ኣዛራቢ ዛዕባ ኮይኑ ቀንዩ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ኣውስትራሊያ ዘሎ ኣድልዎ ብፖሊሲ ደረጃን ብውልቀን እንታይ ከምዝመስልን ምስኡ ዝተሓሓዝ ሕቶታት መብርሂ ሂቡና ኣሎ ። ካልኣይ ክፋል ቀሪቡ ኣሎ።
    14 min
  • ምርዳእ ጽላት ትምህርቲ ኣውስትራሊያ፡ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ
    ኣውስትራሊያውያን ዝተፈላለየ ናይ ትምህርቲ ዓውዲታት ብምርካቦም ዕድለኛታት እዮም ፤ ከምኡ "ውን ንደቆም ምስ ኩነታቶም ዝሰማምዖም ዝበለጸ ናይ ምምራጽ ዕድል ኣለዎም ። ኣብ ናይ መንግስቲ ፡ ናይ ውልቂን ናይ ሃይማኖትን ትካላት ዘለዋ ብሉጻት ኣብያተ-ትምህርቲ ስለ ዘለዋ ፡ ቅኑዕ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ ፡ ወለዲ ውሳነ ክገብሩ ኣጸጋሚ ክኸውን ይኽእል እዩ ።
    11 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,873 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners