SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ናብ ወጻኢ ክትጓዓዙ’ከለኹም ዘድልይኹም ኣገደስቲ ክታበታት። (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
    ናብ ወጻእ ሃገር ንዝጉዓዙ ኣውስትራሊያውያን ኣብ ኣውስትራሊያ ውሽጢ ዘይርከቡ ወይ ኣብ ካልእ ክፋላት ዓለም ካብዝተለመዱ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ንምክልኻል ክታበት የድልየኩም ይኸውን ። ኣብዚ ትሕዝቶ እዚ ፡ ናብ ገለ ክፋላት ዓለም ኣብ እትጓዓዘሉ እዋን ኣየኖት ክታበታት ክትክተቡ ከምዘለኩም ዝገልጽ እዩ ።
    10 min
  • "ቻትጂፒቲ (ChatGPT) ብትግርኛ ኣማዕቢልና ኣለና" ኢንጂኔር ክፍላይ ተወልደብርሃን
    ኣብዚ እዋን ኣብ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ኣዚዩ ተራቒቑ፡ ቻትጂፒቲ (ChatGPT) ዝበሃል ማዕቢሉ ኣሎ። እዚ ምዕባለ ንወዲ ሰብ ናብ ሓድሽ ናይ ምዕባለ ኩነታት ዘሰጋግር ተባሂሉ ኣብ ዝዝረበሉ ዘሎ እዋን፡ ብቛንቋ ትግርኛ ንምጥቃም ብዘኽእል መገዲ ከምዘማዕበሉ ኢንጂኔር ክፍላይ ተወልደብርሃን ይዛረብ።
    16 min
  • ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (12 ሰነ 2023)
    ናይ ሎሚ ሰኑይ 12 ሰነ 2023 ምሉእ ትሕዝቶ፡ ሉኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ባህርዳር ድሕሪ ኲናት ንፈለማ እዋን ዑደት ኣካይዱ። ኣብ ኤርትራ ሃገራዊ ሪፈራል ሆስፒታል ኦሮታ፡ መጥባሕቲ ልቢ ተጀሚሩ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ብጉልባብ ስርቂ ሰብኣዊ ረድኤት ፖለቲካዊ ፀቕጢ ይግበረሉ ከም ዘሎ ገሊጹ። ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ መቐለ ቤትምህርቲ ንምህናፅ እምነ ኩርናዕ ኣንቢሩ። ሎሚ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝጀመርናዮ፡ ባህላዊን ኣገደስቲ ጽሑፋት ነቕርበሉን ሙዚቃ ነስምዓሉ መዓልቲዩ። በዚ መሰረት ድማ ሎሚ ኣብ መደብ ባህላዊን ኣገደስቲ ዛዕባታትን፡ "ገንዘብን ልቓሕን" ብ ኣማኑኤል ሳህለ ከምኡ'ውን ግጥሚ "ሳላ ዕስራ ቕርሺ" ብ በየነ ሃይለማርያም ቀሪብና ኣለና። ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን’ውን ኣካል ናይዚ ምሸት ትህዝቶና እዩ። ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብ ሱዳን ርእሰ ከተማ ካርቱም [ካር-ቶም] ን24 ሰዓታት ዝቐጸለ ናይ ሰብኣዊ ምቁራጽ ተዅሲ ደው ድሕሪ ምባሉ ፡ ኲናት ዳግም ቀጺሉ ። ** ኣብ ኒው ሳውዝ ዌልስ ኣብ ዝርከብ ሃንተር ባሊ ድሕሪ ዘጋጠመ ናይ ኣውቶቡስ ሓደጋ ዓሰርተ ሰባት ከም ዝሞቱ ተሓቢሩ ። ** መንግስቲ ኢትዮጵያ ብጉልባብ ስርቂ ሰብኣዊ ረድኤት ፖለቲካዊ ፀቕጢ ይግበረሉ ከም ዘሎ ገሊጹ።
    10 min
  • ሰንበረ ተፍሪ ኣብ ኒው ዮርክ፣ ለመቻ ግርማ ኣብ ፓሪስ ናሆም ኤርሚያስ ኣብ ማራቶን ኣስመራ ተዓዊቶም፣ ጆኮቪች ክብረወሰን ብዝሒ ግራንድ ስላምስ ሒዙ፣
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (12/06/2023) * ማንቸስተር ሲቲ ፕሪምየር ሊግን ዋንጫታት ኤፍኤካፕን ሻምፒዮንስ ሊግን ብምውሳድ ኣብ ሓደ ወቕቲ ስሉስ ዓወት ወይ ትሬብል ኣመዝጊባ፣ * ሰንበረ ተፈሪ ብሉጽ ውልቃዊ ግዜን ክብረወሰንን ብምምዝጋብ ኣብ ኒው ዮርክ ክትዕወት እንከላ ለመቻ ግርማ ኣብ ፓሪስ ተዓዊቱ፣ * ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጉያ እግሪ ማራቶንን 10ሽሕ ሜትሮን ናሆም ኤርምያስን ራሄል ዳንኤልን ዕዉታት ኮይኖም፣ * ናትናኤል ብርሃነ ኣብ ዙር ሞውሪሸስ መድረኻዊ ዓወት ኣመዝጊቡ፣ * ኖቫክ ጆኮቪች ኣብ ግጥም ባይታ ቴኒስ ፍሬንች ኦፐን ተዓዊቱ፣ ንራፋኤል ናዳል በሊጹ ኸኣ ዝበዝሐ ግራንድ ስላም ዝተዓወተ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሑ፣
    13 min
  • ኢትዮጵያ ምእጋድ ሰብኣዊ ሓገዝ ፖለቲካዊ ውሳኔ ክትብል ተቓዊማቶ። (ጸብጻብ)
    ጸብጻብ፥ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ኣብ ባህርዳር ድሕሪ ኲናት ንፈለማ እዋን ዑደት ኣካይዱ። ኣብ ኤርትራ ሃገራዊ ሪፈራል ሆስፒታል ኦሮታ፡ መጥባሕቲ ልቢ ተጀሚሩ። ኢትዮጵያ ምእጋድ ሰብኣዊ ሓገዝ ፖለቲካዊ ውሳኔ ክትብል ተቓዊማቶ። ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ መቐለ ቤትምህርቲ ንምህናፅ እምነ ኩርናዕ ኣንቢሩ። ሓዱሽን እንኮን ናይ ውልቀ ወሃቢ ግልጋሎት ቴሌኮም ኣብ ኢትዮጵያ ሳፋሪኮም ሓደስቲ ሰራሕተኛታት ከም ዘድልዩዎ ገሊጹ። ኣብ ጁቡቲ ኣኼባ ውዳበ ልምዓት መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪቃ ይካየድ ኣሎ። ሃዲኡ ዝነበሩ ውግእ ሱዳን ከም ዝደገሰ ተሰሚዑ።
    7 min
  • ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ሰነ 2023)
    ንሎሚ 11 ሰነ 2023 ዝበልናዮም ዜናታት ቀሪብና ኣለና ፈለማ ኣርእስትታቶም: ካብ ሓደጋ ነፋሪት ተሪፎም ኣብ ጫካታት ኣማዞን ድሕሪ ልዕሊ ወርሒ ብህይወት ዝተረኽቡ ኣርባዕተ ደቀባት ቆልዑ ፕረሲደንት ኮሎምቢያ በጺሕዎም ። ንተመራመርቲ ስነ ፍልጠት ዒላማ ብምግባር ሰባት ዝቐተለ ሊቅ ስነ ቑጽሪ ኣብ ናይ ፌደራላል ቤት ማእሰርቲ ኣመሪካ ሞይቱ ። ዉድብ ሕቡራት ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝልግሶ ረድኤት ከምዘቋረጸ ኣፍሊጡ
    7 min
  • ኣብ ከባቢ ሓደ ሰራዊት ሱዳን ክኸላኸለሉ ዝጸንሐ ኣብ ኻርቱም ዝርከብ ወተሃደራዊ መሳለጥያ ዓቢያ ባርዕ ሓዊ ተኸሲቱ፡ (ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ)
    ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (08062023) * ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነዚ ወሰኽ ወለድ ብዘየገድስ ብዛዕባ መጻኢ ኣውስትራልያ ትስፉው'የ ይብል፡ * ምልክታት ናዚ ኣብ መላእ ኣውስትራልያ ካብ ህዝባውያን ቦታታት ክኽልከሉ'ዮም፡ * ኣብ ከባቢ ሓደ ሰራዊት ሱዳን ክኸላኸለሉ ዝጸንሐ ኣብ ደቡብ ከተማ ኻርቱም ዝርከብ ፋብሪካ መሳርሒታት ዘለዎ ወተሃደራዊ መሳለጥያ ዓቢያ ባርዕ ሓዊ ተኸሲቱ፡ * መሲ ክቡር ዝኾነ ውዕል ስዑዲ ዓረብ ገዲፉ ኣብ ማያሚ ኣሜሪካ ክጻወት መሪጹ
    14 min
  • 'ኣብ ሶማል ንሰራዊተይ ዝዓለመ መጥቃዕቲ ኣፍሺለ'፣ 'ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጸጥታ ክዝርጉ ዝደልዩ ሓይልታት ኣለዉ' - መንግስቲ ኢትዮጵያ
    ጸብጻባት ዜና: * ጻንሒት ኮሚቴ ተቖጻጻሪ ሕብረት ኣፍሪካ ንስምምዕ ፕሪቶርያ ከም ዝተናውሐ ተገሊጹ - እቲ ውሳኔ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ኣብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ዘካየዶ ዑደት ዝሰዓበ’ዩ፡ * ኣብ ሶማል፤ ንሰራዊት ኢትዮጵያ ዝዓለመ መጥቃዕቲ ከም ዝፈሸለ ሚ/ሪ ወጻኢ ኢትዮጵያ ገሊጹ፡ * ኣብ ኤርትራ ዓለምለኻዊ መዓልቲ መግቢ "ውሑስ መግቢ ህይወት የድሕን" ብዝብል ቴማ ተኸቢሩ፡ * ኮሚሽን ሰ/መሰላት ኢትዮጵያ ምስዋር ሰባት ኣብታ ሃገር ዝምልከት ጥርዓናት ይበጽሖ ምህላው ኣፍሊጡ፡ * መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ፀፅታ ንምፍጣር ዝተዳለዉ ሓይሊታት ከምዘለዉ ኣፍሊጡ
    8 min
  • ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 ሰነ 2023)
    ኣርእስታት ዜና፥ ኣህጉራዊዊ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት ህዩማን ራይትስ ዎች ብዛዕባ ምዕራብ ትግራይ ዘውጽኦ ጸብጻብ ብእኹል መርትዖ ዘይተደገፈ እዩ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ነጺግዎ። ኣብ ደቡባዊ ዩክረይን ዝርከብ ሓደ ዓብዪ ግድብ ፈሪሱ ፡ ኣብቲ ከባቢ ዝርከባ ኣቝሻት ኣዕለቕሊቑ ወግእ-ሓድሕድ ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፡ ንቑጠባ እታ ሃገር ብውሕዱ 3.4 ቢልዮን ዶላር ክሳራ ኣስዒቡ ክኸውን ከምዝኽእል ሚኒስተር ፋይናንስ እታ ሃገር ነበር ተዛሪቡ። ኣመሓዳሪ ባንክ Reserve ኣውስትራሊያ መጠን ዝቕባበ ናብ ዝተሓተ ደረጃኡ ንምውራድ ኣብ ናይ መወዳእታ መገዲ ከም ዘሎ ገሊጹ ። ን 4 ደቃ ቀቲልኪ ተባሂላ ን 20 ዓመት ተኣሲራ ዝወጸት ካብ መንግስቲ ሚልዮናት ዶላራት ካሕሳ ክትሓትት ትኽእልያ ተባሂሉ።
    11 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,873 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners