SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ሰነ 2023)
    ናይ ሓሙስ 29 ሰነ 2023 ዝተቐረቡ ናይ ሓደ ሰዓት ትሕዝቶ፡ ዕላል ምስ ወ/ሮ ዛህራ ዓብደልርሒም ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ክቐርብ እዩ። ‘ነጋቲቭ ግይሪንግ’ እንታይ እዩ፧ ኣብ ገዛውቲ ዘውፍሩ ብኸመይ ክጥቀምሉ ይኽእሉ፧ ኣብ ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ዝቐርብ ትሕዝቶ እዩ። ኣርእስታት ጸብጻብ፥ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሓ፡ ትማሊ ረቡዕ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ተኸቢሩ ውዒሉ። ኣመሪካን ውሕሃን ኣብ ኢትዮጵያ ሓገዝ መግቢ ድሕሪ ምቁራጾም ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰባት ብጥምየት ምሟቶም ተገሊጹ። ኣብ ገለ ሃገራት ኣውሮጳ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ምስቶም ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ደቆምን መጻምድቶምን ንምጥርናፍ ብድሆ ኣጋጢምዎም ከምዘሎ ገሊጾም። ካብ እንግሊዝ ንሓደ ስደተኛ ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ንምፍናው ዝግበር ወጻኢታት ካብቲ ኣብታ ሃገር ዘጽንሖ ከም ዝውስኽ ተገሊፁ ኣብ ሶማልያ ዝርከቡ ወተሃደራት ሕብረት ኣፍሪቃ መዓስከራቶም ኣረኪቦም። ሳፋሪኮም ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከብ ትካሉ ሓዱሽ ሓላፊ ሸይሙሉ። ኣርእስታት ዜና፥ ** ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነስ ፡ መንግስቱ ዝቕባበ ብምጉዳሉ 4.2 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ተወሳኺ ገንዘብ ከም ዝተረኽበ ብምግላጽ ሓጎሱ ገሊጹ ኣሎ ። ** ወሃቢ ቃል ኣገልግሎት ጥዕና ስዑዲ ብረቡዕ (28 ሰነ) ልዕሊ 4,000 ነጋድያን ሕጃ ብሰንኪ ብርቱዕ ሙቐት ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ምህላዎም ገሊጹ ። ** ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ኣብ ትሕቲ ፕረዚደንት ነበር ዑመር ኣል-በሽር ኣብ ናይ ጸጥታ መሓውራት ዝዓየዩን ምስ እስላማውያን ምንቅስቓሳቱ ምትእስሳር ዘለዎምን ሰባት: ኣብ ውግእ ሱዳን ኣብ ጐድኒ ሰራዊት ሱዳን ይዋግኡ ከም ዘለዉ ተፈሊጡ። ** ኣመሪካን ውሕሃን ኣብ ኢትዮጵያ ሓገዝ መግቢ ድሕሪ ምቁራጾም ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰባት ብጥምየት ምሟቶም ተገሊጹ።
    51 min
  • ኣብ ገለ ሃገራት ኣውሮጳ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ምስቶም ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ደቆምን መጻምድቶምን ንምጥርናፍ ብድሆ ኣጋጢምዎም ከምዘሎ ገሊጾም።
    ኣርእስታት ጸብጻብ፥ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሓ፡ ትማሊ ረቡዕ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ተኸቢሩ ውዒሉ። ኣመሪካን ውሕሃን ኣብ ኢትዮጵያ ሓገዝ መግቢ ድሕሪ ምቁራጾም ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰባት ብጥምየት ምሟቶም ተገሊጹ። ኣብ ገለ ሃገራት ኣውሮጳ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ምስቶም ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ደቆምን መጻምድቶምን ንምጥርናፍ ብድሆ ኣጋጢምዎም ከምዘሎ ገሊጾም። ካብ እንግሊዝ ንሓደ ስደተኛ ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ንምፍናው ዝግበር ወጻኢታት ካብቲ ኣብታ ሃገር ዘጽንሖ ከም ዝውስኽ ተገሊፁ ኣብ ሶማልያ ዝርከቡ ወተሃደራት ሕብረት ኣፍሪቃ መዓስከራቶም ኣረኪቦም። ሳፋሪኮም ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከብ ትካሉ ሓዱሽ ሓላፊ ሸይሙሉ።
    9 min
  • ቆልዑ ኣብ ዘመናዊ ባርነት
    ኣብ መላእ ዓለም ዘመናዊ ባርነት ኣስፋሕፊሑ ኣሎ ። እንተዀነ ግን: እቶም ግዳይ ናይዚ ዘመናዊ ባርነት ዝዀኑ ቘልዑ: ነዚ እተሓላለኸ ዘድልዮም ነገራት ዘይምግንዘብ ስርዓት ኣደዳ ሕቡእ ግዳያት ኰይኖም ይቕጽሉ ኣለዉ ።
    8 min
  • "ካብ ተሰድድና፡ ኣብዚ ዓለም እንታይ ገይረ ክሓልፍ፧ ናብ ዓዲ ንምለስ እንተ ኾይና ድማ እንታይ ሒዘ ክምለስ፧ ንበል" ዛህራ ዓብደልርሒም
    ወ/ሮ ዛህራ ዓብደልርሒም ኣብ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ብ ጂኦግራፊ ናይ ባችለር ዲግሪ ተመሪቓ ብስደት ኣብ 2006 እያ ናብ ኣውስትራሊያ መጺኣ። ኣብ ማሕበረሰባት ብትገብሮ ኣበርክቶ ኣብ ቅነ ስደተኛታት ን ኣበርክቶኣ ኣፍልጦ ብሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ተዋሂባ። ብዛዕባ ጉዕዞ ስደት ብፍላይ ከም ጓል ኣንስተይቲ፡ ምህርቲ ናባይት ቆልዑ ዘሎ ብድሆታት ተብርህ።
    21 min
  • ዜና ኤስ ቢ ኤስ (28 ሰነ 2023)
    ንሎሚ 28 ሰነ 2023 ናይ ዝተዳለዉ ዜናታት ፡ ኣርእስታት ዜና፡ ኣውስትራሊያ ካብቲ ኣብ ፈለማ ዝተነበየቶ ንላዕሊ ብዘእምን ፡ ኣብ ውሽጢ 15 ዓመታት ናይ መጀመርታ ናይ ባጀት ትርፊ (budget surplus) ከምዘመዝገበት ተገሊጹ። እቲ ኣብ ሜካ ፡ ስዑዲ ዓረብ ፡ ንግደት ዘብቅዓሉ መዓልቲ ዒድ ኣል-ኣድሓ ፡ ሎሚ ኣብ ኣውስትራልያን ኣብ መላእ ዓለምን ብዝርከቡ ኣመንቲ እስልምና ይበዓል ኣሎ ። ናይ ኔቶ ሓለቓ ፡ እቲ ኣብ ምብራቓዊ ጎላጉል ዝርከብ ሰራዊት ናይቲ ወተሃደራዊ ኪዳን ፡ ምስ ሩስያን ቤላሩስን ንምግጣም ድልውነቱ ወሲኹ ኣሎ ኢሉ።
    5 min
  • ‘ነጋቲቭ ግይሪንግ’ እንታይ እዩ፧ ኣብ ገዛውቲ ዘውፍሩ ብኸመይ ክጥቀምሉ ይኽእሉ፧
    ደገፍ ካብ ኣሉታዊ ኣታዊ ካብ ወፍሪ (ነጋቲቭ ጊይሪንግ) ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ምስ ኣብ ገዛውቲ ዝግበር ወፍሪ እተተሓሓዘ እዩ ። እዚ ዝኸውን ፡ ንሓደ ኣብ ገዛ ካብ ዝግበር ወፍሪ ዝርከብ ኣታዊ ገንዘብ ንላዕሊ ወጻኢታት ምስ ዝበዝሕ እዩ ። በቲ ካልእ ሸነኽ ከኣ ፡ እቲ ካብ ክራይ ዝርከብ ኣታዊ ነቲ ገዛ ዝወጽእ ወጻኢታት ፡ እንተላይ ወለድ ልቓሕ ንምሽፋን ፡ እኹል ኣታዊ ምስ ዝርከብ ፡ እቲ ወፍሪ እወታዊ ወፍሪ ወይ ፖሲቲቭ ጊይሪንግ ይበሃል ።
    8 min
  • ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ሰነ 2023)
    ኣርእስታት ዜና፥ ** እቶም ዝተሓተ ኣታዊ ዘለዎም ሰባት ፡ ኣብ ከቢድ ቅልውላው መንብሮ ይነብሩ ከምዘለዉ ። ሓድሽ መጽናዕቲ ሓቢሩ። * ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ን ግብረ ሰዶማዊያን ወይ LGBTQ-ን ካልኦትን መሰል ዝድግፍ ሰልፍታት ይካየዱ ኣለዉ ። ** ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ተሰጒጎም ዝብል ሓበሬታ ከም ዘሻቐሎ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
    12 min
  • ጉዳፍ ጸጋይ ብሉጽ ግዜ ብምምዝጋብ ናብ ሻምፒዮና ዓለም ሓሊፋ፣ ቢንያም ግርማይ ጋንትኡ መሪሑ ኣብ ዙር ፈረንሳ 2023 ክቀዳደም’ዩ፣
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (26/06/2023) * ሻምፒዮን ዓለም 5000 ሜ ጉዳፍ ጸጋይ ኣብ መጻረዪ ውድድራት 10000 ሜ ንሻምፒዮና ዓለም ኢትዮጵያ ብሉጽ ግዚኣ ብምምሕያሽ ተዓዊታ፣ * ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣይቮሪ ኮስት 2024 ኢትዮጵያ ኣንጻር ማላዊ ገጢማ ብዘይሽቶ ማዕረ ተፈላልያ፣ * ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ወሲኽካ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ሃገራውያን ሻምፒዮናታት ቅድድም ብሽግለታ ተኻይዶም፣ ዓወት ኣማን ሻምፒዮና ኤርትራ ክኸውን’ንከሎ ብዙኣየሁ ተስፉ ረዳእ ሻምፒዮን ኢትዮጵያ ኮይኑ፣ * ቢንያም ግርማይ መድረኻዊ ዓወታት ከመዝግብን ብሓፈሽኡ ኣብ ዝለዓሉ 10 ተርታት ክውድእን ብምዕላም ንጋንታ ኢንተርማርሸ-ዎንቲ ሰርከስ መሪሑ ኣብ ዙር ፈረንሳ 2023 ክቀዳደም'ዩ፣
    9 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,873 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners