SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • "ኣይወረርናን፡ ብፍቓድ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኢና ናብዚ ኲናት ኣቲና" ሑሴን ዓ/ዋስዕ፡ "ክንዮ ዶብና ምውጋእ ረብሓ የብልናን" ሰሎሞን ገ/የሱስ
    ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ኣትዩ ምውጋኡ፡ ኤርትራ እንታይ ረብሓወይ ጉድኣት ኣለዋ፧ ብዝብል ኣርእስቲ ዘተ ምስ ኡስታዝ ሑሴን ዓ/ዋስዕን ሰሎሞን ገብረየሱስን
    29 min
  • ሓገዝ ብመንእሰያት ንመንእሰያት፡ ዕላል ምስ ፍቄ ደበሳይን ዩኤል በየነን
    ኣብ መልበርን - አውስትራሊያ ናይ ሓደ ጉጅለ መንእሰያት መራሕቲ ዝኾኑ ዩኤል በየነን ፍቄ ደበሳይን ብዛዕባ ብ ኣልኮላዊ መስተ፡ ሓሽሽን ብእኡ ኣቢሉ ድማ ናይ ኣእምሮ ሕማም ዝጥቅዑ መንእሰያት ንምድሓን በቶም መንእሰያት ንመንእሰያት ንምሕጋዝ ዝገብርዎ ዘለዉ ንጥፈታት ዝምልከት ሓሳቦም ኣካፊሎሙና ኣለዉ።
    19 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርና (27 ጥቅምቲ 2022)
    ናይ ሎሚ ሓሙስ 27 ትቅምቲ 2022 ናይ ሓደ ሰዓት መደብና ፡ ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ተላዘብቲ ትግራይ ተኹሲ ደው ክብል፣ ሰራዊት ኤርትራ ክወጽእን ረድኤት ክኣቱን ሓቲቶም። ወሃቢ ቃል መንግስቲ ኢትዮጵያ ድማ ሰብኣዊ ሓገዝን ሓለዋን ዜጋታት ንድርድር ኣይቐርብን ኢሉ። ኣብ ቃለ መሕትት መደብና፥ ዝርርብ ምስ መንእሰያት ብዛዕባ ተበግሶ መንእሰያት ንመንእሰያት ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ “ንምሉእ ሃገር ደው ዘብል ዉድድር ኣፍራስ” ናብ ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ እዩ። ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ** ትረዠረር ጂም ቻለምስ ፡ ዋጋታት ጸዓት ኣብ ኢንዱስትሪ ኣውስትራልያ ጸቕጢ ስለ ዝፈጥር ዘሎ ፡ ገሊኦም ኣፍረይቲ ኢንዳስትሪታት ኣብ ውሽጢ ኣዋርሕ ክዕጸዉ ከም ዝኽእሉ ኣተሓሳሲቡ ። ** ኣብ ሰሜናዊ ፊሊፒንስ 6.4 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ፡ ንሓያሎ ሰባት ከምዝጎድአን ኣባይቲን ህዝባዊ ትሕተ ቅርጽን ኣዕንዩ። ** ምክትል ፕሬዝደንት ደቡብ ሱዳን ሪክ ማቻር ካብቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ክባረር ዝግበር ዘሎ ጸቕጢ ተቓዊሙ።
    59 min
  • ተላዘብቲ ትግራይ ተኹሲ ደው ክብል፣ ሰራዊት ኤርትራ ክወጽእን ረድኤት ክኣቱን ሓቲቶም።
    ኣብ ባይቶ ጸጥታ ተለዋጢ ወንበር ዘለወን ሃገራት ኣፍሪቃ ምስ መርማሪ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ናይቲ ውድብ ኣብ ጉዳይ ኲናት ትግራይ ተመያይጠን። ኣብ ኢትዮጵያ ኣባል ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሶማል ብጥይት ተኸቲለን። ሓዳስ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ኢጣልያ ዋሕዚ ስደተኛታት ደው ከምዘብላ ገሊጸን።
    8 min
  • ኣብዘይእዋኑ ዝቐረበ ናይ ፈለማ ፈደራል ባጀት መንግስቲ ለበር
    ተረዘረር ጂም ቻለምስ ፡ እቲ ሓድሽ መንግስቲ ለበር ኣብ እዋን ምርጫ ዝ ኣተዎ ቃል ንምፍጻም ፡ ነቲ ካብ ዑደት ወጻኢ ዝኾነ ፌደራላዊ ባጀት ኣቕሪቡ ። ብሰንኪ ዓለምለኻዊ ለበዳ: ኣብ ኣውሮጳ ዘሎ ውግእ: ከምኡውን ኣብ ዉሽጢ ሃገር ዕንወት ዘስዓበ ዕልቕልቕ : ቅድሚኡ ተራእዩ ዘይፈልጥ ቊጠባዊ ቅልውላው ዘስዓበሉ እዋን ከቢድ እዩ እዚ ናይ ፈደራል ባጀት ቀሪቡ ዘሎ ።
    9 min
  • “ሃገር ምሉእ ደው ዘብል ቅድድም ኣፍራስ” (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ )
    ዋንጫ መልበርን (The Melbourne Cup)፡ ኣብ ኣውስትራልያ እቲ ኣዝዩ ፍሉጥ ውድድር ኣፍራስ እዩ ። ንልዕሊ 160 ዓመት ፡ ኣብ ዓለም ብሉጻት ኣፍራስን ተወጣሕትን ብ ሚልዮናት ዝቑጸሩ ዘብዕሉ ሰባት ስሒቡ እዩ ። ይኹን እምበር ፡ ብዛዕባ ስነ ምግባራዊ ብቕዓት ኢንዱስትሪ ቅድድም ኣፍራስ ፡ ድሕንነት እንስሳን ጠላዕን እውን ሕቶታት የበግስ እዩ ።
    11 min
  • “ሃገር ምሉእ ደው ዘብል ቅድድም ኣፍራስ” (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ )
    ዋንጫ መልበርን (The Melbourne Cup)፡ ኣብ ኣውስትራልያ እቲ ኣዝዩ ፍሉጥ ውድድር ኣፍራስ እዩ ። ንልዕሊ 160 ዓመት ፡ ኣብ ዓለም ብሉጻት ኣፍራስን ተወጣሕትን ብ ሚልዮናት ዝቑጸሩ ዘብዕሉ ሰባት ስሒቡ እዩ ። ይኹን እምበር ፡ ብዛዕባ ስነ ምግባራዊ ብቕዓት ኢንዱስትሪ ቅድድም ኣፍራስ ፡ ድሕንነት እንስሳን ጠላዕን እውን ሕቶታት የበግስ እዩ ።
    11 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትህዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ጥቅምቲ 2022)
    ናይ ሰኑይ 24 ጥቅምቲ 2022 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ ምሉእ ትሕዝቶ። ካብ ጸብጻብ፥ ተሳተፍቲ ዘተ ሰላም ኢትዮጵያ ደቡብ ኣፍሪቃ ከም ዝኣተዉ ተገሊጹ። ኣብ ትግራይ ብዝቕጽል ዘሎ ደብዳባት ህፃናት ዝርከብዎም ሰላማውያን ሰባት ተቐቲሎም። ቃለ መሕትት ምስ በኦኣል ሞያ ምኽሻን (ቸፍ) ኦስካር ቶፖ፡ ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ን ካልእ ትሕዝቶን ቀሪብና ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብ ምብራቓዊ ኣውስትራሊያ ንዝነብሩ ማሕበረሰባት ምዕልቕላቕ ማይ ይጸልዎም ኣሎ ** ፕረዚደንት ጆ ባይደን ቊጠባ ዩናይትድ ስቴትስ ሓያል እዩ ይብል: **ኣብ ሶማል ከተማ ኪስማዩ ቦጡቓት ኣብ ክባ ዝ ኣተዉ 9 ሰባት ተቐቲሎም፡ ኣብ ስፖርት, ** ኖቫክ ደጆኮቪች ብምኽንያት ናይ ኮቪድ-19 ናይ ክታበት ኩነታት ኣብ ዉድድራት ቴንስ ናይ ኣመሪካ ኦፐን ኣይክሳተፍን እዩ
    55 min
  • ካሪም በንዘማ ብሉጽ ተባሂሉ ባሎን ደ'ኦር እንተተሰለመ'ኳ ኣፍሪቃውያን ተጻወቲ ግን ኩርዓት ዓለም ኮይኖም
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (24/10/2022) * ኢትዮጵያዊት ታዱ ናረ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ዘመዝገበቶ ስፓር ግራንድ ፕሪ 10ኪሜ ጽዋዕ ደቀንስትዮ ሰንበት ብዓወት ተኸላኺላ፣ * ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ መትከል ኢዮብ ኣብ ማሌዥያ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ላንቃዊ ተሳቲፉ ዘዕግብ ደረጃ ሒዙ ተሳትፎኡ ዛዚሙ፣ * ኣብ ደረጃ ዙር ዓለም ካብ ዝወዳደራ ጋንታታት ዝነውሐ ስም ዘለዋ ኤርትራዊ ኮኾብ ቢንያም ግርማይ ዝወዳደረላ ጋንታ ኢንተርማርሽ-ዎንቲ-ጎቤር ማተሪዮ ዝሓለፈ ዓርቢ ናብ ሓደ ብተዘማዲ ሕጽር ዝበለ ስም ቀይራ፣ * ስነስርዓት ስልማት ብሉጻት ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ‘ባሎን ደ’ኦር ፍራንስ ፉትቦል’ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ፓሪስ ፈረንሳ ተኻይዱ፡ ፈረንሳዊ ካሪም በንዘማ ከም ብሉጽ ተጻዋታይ ብመላእ ዓለም ብሓጎስ እንተተጸንበለ’ኳ ኣፍሪቃ ተውህቦ ዘለዎም ተጻወታ ብሓጎስ ከተመስክር ክኢላ፣
    9 min
  • ተሳተፍቲ ዘተ ሰላም ኢትዮጵያ ደቡብ ኣፍሪቃ ከም ዝኣተዉ ተገሊጹ።
    ኣብ ትግራይ ብዝቕጽል ዘሎ ደብዳባት ህፃናት ዝርከብዎም ሰላማውያን ሰባት ተቐቲሎም። ወተሃደራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ትግራይ ደቂኣንስትዮ ዓሚጾም ሰላማውያን ከም ዝቐተሉ ሰነድ ሕቡራት ሃገራት ሓቢሩ። ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ኣመሪካ ምስ ፕረዚደንት ኬንያን ሚንስተር ደቡብ ኣፍሪቃን ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ተዘራሪቦም። ኣብ ኢትዮጵያ ን'ምትእትታው' ምዕራባውያን ዝቃወም ሰልፊ ተኻይዱ። ዝብሉን ካልኦትን ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ፣
    7 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,863 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners