SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ኣብ ካይሮ ዝግበር ዓለማዊ ዋዕላ ክሊማን ትጽቢታትን
    ሓድሽ ጸብጻብ ከም ዝሕብሮ ፡ ኣብዘን ዝሓለፋ 12 ኣዋርሕ ፡ ኣብ ኵለን ኣህጉራት ሕማቕ ኵነታት ኣየር ኣጋጢሙ እዩ ። ጸሓፍቲ እቲ ጸብጻብ ከምዝብልዎ ፡ እቲ ርኽበታት ነቲ ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ዋዕላ ክሊማ ው.ሕ.ሃ. [6-18 ሕዳር 2022] ፡ ጽልዋታት ዓለማዊ ዋዒ ንምንካይ ሓያል ስጕምቲ ክውሰድ ከም ዘድሊ እዩ ዝሕብር ።
    10 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ሕዳር 2022)
    ናይ ሎሚ ሓሙስ 03 ሕዳር 2022 ናይ ሓደ ሰዓት መደብና ፡ ጸብጻብ፡ ብዛዕባ ስምምዕ ሰላም ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ክብገር ዝቐነየ ዘተ ሰላም ኢትዮጵያ ብስምምዕ ተዛዚሙ ። ** ናይ ኒው ሳውዝ ዌልስ ኣገልግሎት ህጹጽ ረድኤት ((SES)) ፡ድሕሪ እዚ ሰሙን እዚ ዝለዓለ ደረጃ ምዕልቕላቕ ማይ ክበጽሕ ከም ዝኽእል ትጽቢት ይገብር ። **ብዓለም ደረጃ ናህሪ ዋጋታት ጸዓትን መነባብሮን እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ። ብፍላይ ኣብ ኣውስትራሊያ ዘሎ ቁጠባዊ ኩነታት ከመይ ይመስል፧ ዝብልን ካልእ ሕቶታትን ዶ/ር ሳላሕ ጂምዕ ተንቲኑ ኣሎ። ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ክቐርብ እዩ። ሪሰርቭ ባንክ ኣብዚ ዓመት እዚ ዝርአ ዘሎ ዝለዓለ ዝቕባበ ገንዘብ ይኽልሶን ፡ እዚ ወሰኽ እዚ ገና ብዙሕ ከም ዘሎ የጠንቅቕ ኣሎ ። ነዚ ዝምልከት ትንታነ ዜናን ካልእን ኣለና
    49 min
  • መበል 31 ዋዕላ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ኣብ ኣልጀርያ ይካየድ ኣሎ ፣ እዚ ዋዕላ ዝካየድ ዘሎ ፖለቲካዊ ወጥሪ ሰፊንሉ ኣብ ዘሎ እዋን'ዩ።
    መራሕቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ ኣልጀርያ - ኣብ ኣፍሪቃ እታ ዝዓበየት ሃገር ብስፍሓት መሬት - ኣኼባ ይገብሩ ኣለዉ ። እዚ መበል 31 ዋዕላ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ካብ ለበዳ ኮቪድ-19 ንደሓር ንመጀመርታ ግዜ እዩ ዝካየድ ዘሎ ። ናህሪ ምውሳኽ ዋጋ ፡ ሕጽረት መግብን ጸዓትን ፡ ደርቂ ፡ ከምኡ "ውን ኣብ መነባብሮ ዘጋጥም ዘሎ ሃልኪ ፡ ኣጀንዳ ናይቲ ኣኼባ እዩ ።
    6 min
  • ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ክግበር ዝጸንሐ ዘተ ሰላም፡ ሕገ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዘኽብር ስምምዕ ተዛዚሙ
    ሕብረት ኣፍሪቃ ዝሸምገሎ ኣብ መንጎ ልኡኻት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ክካየድ ዝቐነየ ዘተ፡ ሕገ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምርኩስ ዝገብረ ስምምዕ ብምፍርራም መራሕቲ ክልቲኡ ጉጅለታት ተዛዚሙ። ጸብጻብ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
    4 min
  • ምውሳኽ መጠን ወለድ ንስድራቤታትን ንትካላት ንግዲን ጸቕጢ ይፈጥር
    ናይ ገዛ ልቓሕ (ሞርጌጅ) ዘለዎም ሰባት ንሻውዓይ ተኸታታሊ መጠን ወለድ ብምውሳኹ ክህሰዩ ጀሚሮም ኣለዉ ። ትካላትን ስድራቤታትን ብዛዕባ እቲ ሳዕቤን ይጭነቑ ። ሪሰርቭ ባን ኣብዚ ዓመት እዚ ዝርአ ዘሎ ዝለዓለ ዝቕባበ ገንዘብ ይኽልሶን ፡ እዚ ወሰኽ እዚ ገና ብዙሕ ከም ዘሎ የጠንቅቕ ኣሎ ።
    7 min
  • ከዋኽብቲ ወለዶ በዓል መሲ፣ ሮናልዶ፣ በንዘማ ቐጠር ናይ መወዳእትኦም ክትከውን'ያ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ክብረወሰን ዝኾነ 25000 ጎየይቲ ኣብ ዝተሳተፍዎ ማራቶን ዳብሊን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብደቀንስትዮ ክዕወታ እንከለዋ ብደቂተባዕትዮ ተኸታቲሎም 2ይን 3ይን ወጺኦም፣ * ሓለፍቲ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ጊኒ ንውራይ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2025 ኣይተአንግዶን’ያ ኢሎም ድሕሪ ምውሳኖም ካልእ ኣአንጋዲት ሃገር ንምንዳይ ተበግሶ ጀሚሮም፣ * ኣብ ዝሓለፉ ውራያት ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ደሚቖም ዝተራእዩ ሓደ ወለዶ ከዋኽብቲ ኩዕሶ እግሪ፣ ድሕሪ ዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022 ካብ ግጥም ክንሰናበት ኢና ክብሉ ድሕሪ ምግላጾም ቐጠር ናይ መወዳእትኦም ክትከውን ትኽእል’ያ
    10 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (31 ጥቅምቲ 2022)
    ናይ ሎሚ ሰኑይ 31 ጥቅምቲ 2022 ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻባት ፡ ኣብ ልዕሊ 5 ግንባራት ደማዊ ውግእ ከም ዝቐጸለ ማእከላይ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ ገሊጹ። ብዘይካዚ ብዛዕባ ክብሪ ዋጋ ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶን ቃለ መሕትት ከም ኡውን ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን ክቐርብ እዩ። ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ** ካብ ሶርያ ናብ ምስ ጉጅለ እስላማዊ ሃገር ዝቃለሱ ዝነበሩ ርክብ ዘለወን ደቂ-ኣንስትዮን ህጻናትን ናብ ሃገሮም ኣውስትራሊያ ምምላሶም ንሕብረተሰብ ዘተሓሳስብ ምዃኑ ተገሊጹ። ** ሩስያ ኣብ ጸሊም ባሕሪ ዝስደድ እኽሊ ዝተገብረ ስምምዕ ክትስሕብ ድሕሪ ምውሳና ፡ ኣማእታት መራኽብ ኣብቲ ባሕሪ ተዓጊተን እየን ።
    58 min
  • ኣብ ትግራይ ኣብ 5 ግንባራት ደማዊ ውግእ ከም ዝቐጸለ ገሊጹ። (ጸብጻብ)
    ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻባት ኣለና ኣርእስታቶም ድማ፡ ኤርትራ ኣብ ሊብያ ተወሳኺ ተንቀሳቃሲ ኣምባሳደር ከም ዝመደበት ኣፍሊጣ። ሰራዊት ኢትዮጵያን ኤርትራን፣ ኣብ ዞባታት ምብራቕ፣ ማእከላይን ሰሜናዊ ምዕራብን ትግራይ ሰላማውያን ምቕታል ከም ዝቐጸሉሉ ተሓቢሩ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ነዚ ክሲ ተኸላኺሉ ኣሎ። ኣብ ልዕሊ 5 ግንባራት ደማዊ ውግእ ከም ዝቐጸለ ማእከላይ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ ገሊጹ።
    6 min
  • ዋጋታት ኣባይቲ ይጎድል ኣሎ፡ ካብቲ ቅድሚ ኮቪድ ዝነበረ ዋጋ ግና ዝለዓለ እዩ።
    እዋናዊ ጸብጻብ ዋጋታት ኣባይቲ ፡ ዋጋ ምዕዳግ ገዛ ኣብ መላእ ሃገር ብመጠኑ ኣንቈልቊሉ ከምዘሎ ይሕብር ። ይኹን እምበር ፡ እዚ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝወጸ ኣሃዛት ንተኻረይቲ ወይ ግዳም ሓደር ዝዀኑ ብዙሕ ዘዕርፎም ኣይኮነን ። እዚ ትሕዝቶ ነዚ ክምልከት እዩ።
    5 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,863 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners