SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ስምምዕ ናይሮቢ ንኲናት ኣብ ትግራይ
    ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ፣ ብዘይገደብ ናብቲ ዞባ ዝኣትዉ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኣትዉ ተሰማሚዖም ኣለዉ ። እዚ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ስምምዕ ምፍርራሞም ስዒቡ እቲ ስምምዕ ሰላም ንኽፍጸም መገዲ ዝጸርግ እዩ ተባሂሉ። ... ጸብጻብ።
    4 min
  • ገምጋም ተሳተፍቲ ሃገራት ቅድሚ ምጅማር ዋንጫ ዓለም 2022 (ምድባት A-C)
    ክቡራት ሰማዕትና ኤስቢኤስ ኣብ'ዚ ኣብ ኣውስትራልያ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ቐጠር ብቐጥታ ዘመሓላልፍ መደበር ቴሌቪዥን'ዩ። ስለ'ዚ ኣብ ብዙሓት መድረኻቱ ነዚ ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ውራይ ኩዕሶ እግሪ ሰፊሕ ሸፈነ ክህብ'ዩ። ንሕና ከኣ ካብ'ዚኦም ሸፈነታት ኣገደስቲ ዝበልናዮም ምስ ህሞት ዋንጫ ዓለምን ኩዕሶ እግርን ዝኸዱ እናመረጽና ከነቕርበልኩም ኢና፡ ንሎሚ ኣብ ሰለስተ ቀዳሞት ምድባት ዘለዋ ሃገራት ዝድህስስ ትሕዝቶ ኣብ'ዚ እነሀልኩም።
    10 min
  • ዕዳጋ መቐለ ብመጠኑ ይረጋጋእ ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ መዓስከራት ትግራይ ናብ ኣለምዋጭ፣ ጎንደር፣ ከይዶም (ጸብጻብ)
    ጸብጻብ ዜናታት: * ድሕሪ ኣዋጅ ምቁራፅ ውግእ ዕዳጋ መቐለ ብመጠኑ ክረጋጋእ ጀሚሩ; * ነቲ ሰሙን ዝገበረ ስምምዕ ስዒቡ ናብ ትግራይ ዝኣተወ ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ዘየለ ተሓቢሩ። * ኣብ ኬንያ ክካየድ ዝጸንሐ ዝርርብ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ትግራይን ኢትዮጵያን ሎሚ ክዛዘም ትጽቢት ይግበር። * ኣብ ትግራይ ዝርከባ መዓስከራት መዓስከራት ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ጎንደር ዝርከብ ኣለምዋጭ ከይዶም። * ኤርትራ ንዞባዊ ምርግጋእ ከይትዕንቅፍ ዝገብር ዝተብሃለ ሓዱሽ ፖሊሲ ኣሜሪካ ከም ዝተዳለወ ተገሊጹ። * ኣብ ኦሮምያ ብዝቐጸለ ኲናት ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ሰባት ከም ዝተቐትሉ ተገሊጹ።
    10 min
  • እዚ ምርጫ ደረት ጽልዋ ፕረዚደንት ነበር ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ሰልፊ ሪፓብሊካንን ኣድመጽትን ክሳብ ክንደይ ምዃኑ ከርኢ'ዩ
    ሰልፊ ሪፓብሊካን ንኮንግረስ ካብ ኣንጻሩ ሰልፊ ደሞክራት መንጢሉ ደጊሙ ክቆጻጸሮ ዝኽእል እንተኾይኑ ኣብ ዝውስኑ ኣዝዮም ተቐራረብቲ ዝኾኑ ምርጫታት ኣብ መላእ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ሰባት ድምጾም ይህቡ ኣለዉ። ዓወት ኣብ'ዚ ምርጫ ኣብ ዝመጽእ ክልተ ዓመት ንዝበዝሐ ኣጀንዳ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ንምቅዋን ከይሓልፍ ኣብ ምክልኻሉን ስልጣን ክህቦም'ዩ።
    7 min
  • ኣብ ከባቢኹም ወይ ምስ ኣዕሩኽትኹም ኣብ ስፖርታዊ ንጥፈታት ምጽንባር ኣብ ህይወትኩም ካብ ዝወሰድኩሞ ውሳነ እቲ ዝበለጸ ክኸውን ይኽእል'ዩ
    ስሩዕ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ንጽቡቕ ኣካላውን ኣእምሮኣውን ጥዕናን ጽቡቕ ሂወትን ኣገዳሲ እዩ። ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ደረጃ ኣብ ሓደ ስፖርታዊ ንጥፈት ክትሳተፍ ዕድላት ኣሎ። ማሕበረሰባዊ ስፖርት ዘይወግዓውን ንኹሉ ዝሓቁፍን እዩ። ከምኡ’ውን ንሓደስቲ ዝመጹ ስደተኛታት ዝረኽቦ ረብሓታት ዘገርም ክኸውን ይኽእል እዩ።
    13 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 ሕዳር 2022)
    ናይ ሰኑይ 7 ሕዳር 2022 ምሉእ ሰዓት መደብ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ “ኣብ ካይሮ ዝግበር ዓለማዊ ዋዕላ ክሊማን ትጽቢታትን” ብዝብል ኣርእስቲ ሓደ ጸብጻብ ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ኣርእስታቶም፥ ምፍታሕ ዕጥቂ ሰራዊት ትግራይ ከቢድ ተቓውሞ ገጢሙዎ። መንግስቲ ኢትዮጵያን ንኣፈታትሓ እቲ ዕጥቂ ዝምልከት ዝርርብ ኣብ ኬንያ ከም ዝካየድ ገሊጹ ኣሎ። ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ንሓንቲ ካብ ፖለቲካዊ ጽልዋ ዘሕድራ ከተማታት ኦሮምያ ዝኾነት ነቀምት ተቖጻጺሩ። ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ ንክፍሊት 2% ካብ ዳያስፖራ ኣመልኪቱ ዝቐረበሉ ክሲ ነጺጉዎ። ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ምስ ዶ/ር ሳላሕ ጂሚዕ ብዛዕባ ቁጠባዊ ቅልውላው፡ ክብሪ መነባብሮን ዝምልከት ዝገበርናዮ ካልኣይ ክፋል ክቐርብ እዩ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊን ካልእ ትሕዝቶታትውን ። ካብ ኣርእስታት ዕለታዊ ዜና፥ ** መራሕቲ ዓለም ናይ ኮፕ-27 ዝካየድ ዋዕላ ለውጢ ክሊማ ኣብ ግብጺ ጀሚሩ ** ኣውስትራሊያዊያን ኣብዚ ዓመት እዚ ናይ 4 ቢልዮን ዶላር ብዲጂታዊ ስርቂ ወይ ስካመራት ገንዘቦም ክስእኑ ተኽእሎ ከም ዘሎ ፡ ፈደራል መንግስቲ ኣጠንቂቑ ። ** ሓንቲ ናይ ተጓዓዝቲ መገዲ ኣየር ታንዛንያ፡ ኣብ ቀላይ ቪክቶርያ ጥሒላ ፡ እንተ ወሓደ 19 ሰባት ሞይቶም ።
    53 min
  • ብምኽንያት መጉዳእቲ ናብ ቐጠር ዘይከዱ ተጻወቲ በብመዓልቱ እናወሰኹ ብምኻዶም ዋንጫ ዓለም መቐረቱ ከየጥፍእ ስግኣት ሓዲሩ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (07/11/2022) * ኢትዮጵያዊት ሰቻለ ደላሳ ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን ኢስታንቡል ተዓዊታ፣ * ማራቶን ሶዌቶ ሰንበት ተኻይዱ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብደቂተባዕትዮ ቀዳማይን ካልኣይን ክኣትዉ እንከለዉ ብደቀንስትዮ ኸኣ ኩሉ ቦታ ፖድየም ብምውሳድ ተዓዊተን፣ * ኬንያውያን ኣብ ዝዓብለልዎ ማራቶን ኒውዮርክ ጎትይቶም ገብረስላሰ 2ይቲ ክትወጽእ እንከላ ሹራ ኪታታ 3ይ ወጺኡ፣ * ኣብ ሱዳን ኣብ ዝካየድ ዘሎ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ መንእሰያት ት20 ወይ ኣፍኮን U20 ኢትዮጵያ ንኡጋንዳ 1-0 ድሕሪ ምስዓራ ናብ ፍርቂ ፍጻመ ሓሊፋ፣ * ሓያላት ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ዓለምና ሃገራቶም ብዘይምሕላፈን ካብ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ቐጠር ምትራፎም ከይኣክል ካብ’ተን ተሳተፍቲ ሃገራት ከኣ ብምኽንያት መጉዳእቲ ዝተርፉ በብመዓልቱ እናወሰኹ ብምኻዶም ዋንጫ ዓለም መቐረቱ ከይጠፍእ ስግኣት ሓዲሩ፣
    9 min
  • ምፍታሕ ዕጥቂ ሰራዊት ትግራይ ከቢድ ተቓውሞ ገጢሙዎ። (ጸብጻብ)
    ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ኣርእስታቶም፥ ምፍታሕ ዕጥቂ ሰራዊት ትግራይ ከቢድ ተቓውሞ ገጢሙዎ። መንግስቲ ኢትዮጵያን ንኣፈታትሓ እቲ ዕጥቂ ዝምልከት ዝርርብ ኣብ ኬንያ ከም ዝካየድ ገሊጹ ኣሎ። ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ንሓንቲ ካብ ፖለቲካዊ ጽልዋ ዘሕድራ ከተማታት ኦሮምያ ዝኾነት ነቀምት ተቖጻጺሩ። ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ብሪጣንያ ንክፍሊት 2% ካብ ዳያስፖራ ኣመልኪቱ ዝቐረበሉ ክሲ ነጺጉዎ።
    7 min
  • ዘንጸላሉ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላውን ክብሪ መነባብሮን፡ ትንተና ምስ ዶ/ር ሳላሕ ጅሚዕ
    ብዓለም ደረጃ ናህሪ ዋጋታት ጸዓትን መነባብሮን እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ። ብፍላይ ኣብ ኣውስትራሊያ ዘሎ ቁጠባዊ ኩነታት ከመይ ይመስል፧ ዝብልን ካልእ ሕቶታትን ዶ/ር ሳላሕ ጂምዕ ዝሃቦ ትንታነ ካልኣይ ክፋልን ናይ መወዳእታን።
    13 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,863 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners