SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ዕላል ምስ ፍሉጥ ተጻዋቲ ኲዕሶ እግሪ ኣዱሊስን ሃገራዊት ጋንት ኢትዮጵያን ዝነበረ ጎዶፋይ ደባስ (ቀዳማይ ክፋል)
    ኣብ ሰማንያታት (1980ታት) ኣብ ኤርትራ ዓበይቲ ጋንታታት ከም ኤልፓ፡ ቺፖሊኒ፡ ዋልያን ኣዱሊስን ዝበሃላ ሓያልት ተጻወቲ ዝነበርወን ጋንታታ ኔረን። ብ ኢትዮጵያ ደረጃ ዝወዳደራን ካብ ተጻወተን ድማ ን ሃገራዊት ኢትዮጵያ ወኪሎም ዝጻወቱ ከም በዓል ፋንጁዕ፡ ኣማኑኤል፡ ተፈራ፡ ነጋሽ ተኽሊን ይርከብዎም። ሓደ ካብቶም ኣብ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ህቡባት ዝነበሩ ጎደፋይ ደባስ’ውን ስሙ ኣብ ታሪኽ ዝጥቀስ እዩ። ቅድሚ ብዙሕ ዓመታት ኣዳላዊ መደብ SBS ስፖርት ኢብራሂም ዓሊ ኣዘራሪብዎ ኔሩ። ጸወታታት ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ቀጠር ምኽንያት ብምግባር ዳግም ናባኹም ነብሎ ኣለና። ጎዶፋይ ካብ ንእስነቱ ኣትሒዙ ብኸመይ ናብ ፍሉጥ ተጻዋቲ ኩዕሶ እግሪ ከምዝዓበየ ዝትርኽ ዕላሉ ኣብዚ ናይ ቀዳማይ ክፋል ዕላሉ ኣካፊሉ ኣሎ።
    25 min
  • ብዛዕባ ኣውስትራሊያዊያን ኣትማንን ሳሬትን፡ እንታይ ትፈልጡ ምስትንከሱ እንታይ ትገብሩ?
    ኣብ ኣውስትራልያ ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ብሳሬት ምንካስ ዉሑድ ማህሰይቲዩ ዘስዕብ ፣ ሕንዚ ዘለዎም ኣትማን ግን ልሙድ ኣይኰነን ዝብል ኣበሃህላ ኣሎ። እንተዀነ ግን: ገሊኡ ዓይነት መንከስቲ ንህይወት ዘስግእ ክኸውን ከም ዝኽእልን: ብኸመይ ምላሽ ከም እትህብን ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ ።
    10 min
  • ደሃይ ካብ ዋንጫ ዓለም 2022 ቐጠር - ኣርጀንቲናን መሲን፣ ዓወት ስዑዲያ፣ ፍትሕ ሮናልዶን ማንቸስተር ዩናይትድን፣ ኣውስትራሊያ
    ክቡራት ሰማዕትና ከመይ ትኾኑ፣ እዚ ደሃይ ዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022 ነቕርበሉ ትሕዝት'ዩ፣ እቲ ውራይ ኣብ ዝቐጸለሉ ሰሉስ፥ ኣብ'ዚ ኣብ ኣውስትራልያ ከኣ ሰሉስ ምሸትን ሮቡዕ ንግሆን፡ ኣርባዕተ ግጥማት ተኻይዶም። ኣርጀንቲናን መሲን፣ ዓወት ስዑዲያ፣ ፍትሕ ሮናልዶን ማንቸስተር ዩናይትድን፣ ኣውስትራሊያ
    6 min
  • ኣሜሪካ፣ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ወተሃደራት ኤርትራን ዕጡቓት ኣምሓራን ከይወጹ ንኢትዮጵያ እትህቦ ሓገዝ ከም ዘይህሉ ገሊጻ።(ጸብጻብ)
    ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣብ ባይታ ዘሎ ጠለብ ሰብኣዊ ሓገዝ ብዙሕ ምዃኑ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዶክተር ኣማኑኤል ሃይለ፡ ተዛሪቡ። ትካላት ሰብኣዊ ረድኤት ብወገነን ክሳብ ዝመጽእ ዓርቢ ከባጽሓ ተስፋ ከም ዘለወን ገሊጸን ኣሜሪካ፣ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ወተሃደራት ኤርትራን ዕጡቓት ኣምሓራን ከይወጹ ንኢትዮጵያ እትህቦ ሓገዝ ከም ዘይህሉ ገሊጻ። መንግስቲ ትግራይ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጹ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቃሉ ከኽብርን ማሕበረሰብ ዓለም ጸቕጢ ክገብርን ሓቲቱ።
    6 min
  • ገዲም ኤርትራዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ በርሀ ጎይትኦም ዓሪፉ፣ 'ምዕራባዊ ዓለም ምስሉይ'ዩ' - ጂያኒ ኢንፋንቲኖ
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (21/11/2022) * ገዲም ተጻዋታይ ኩዕሶ እግርን ተቓላሳይ ንነጻነት ኤርትራ ዝነበረን በርሀ ጎይትኦም (ፓታታ) ዝሓለፈ ሰሙን ካብ'ዛ ዓለም ተፈልዩ፣ * ኣጥቃዓይ ሰነጋል ሳዲዮ ማነ ብምኽንያት ኣብ እግሩ ዘጋጠሞ መጉዳእቲ ካብ ተሳትፎ ዋንጫ ዓለም ፊፋ ተኣልዩ፣ ፈረንሳዊ ካሪም በንዘማ ተመሳሳሊ ዕድል ኣጋጢምዎም፣ * ዓቢይ ጉያ ኢትዮጵያ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰላም ከምዝተኻየደ ኣዳለውቲ’ቲ ጉያ ገሊጾም፣ * ኣብ ሓደ ስምዒት ዝዓብለሎ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣብ ዶሓ፡ ቐጠር፡ ፕረዚደንት ፊፋ ጂያኒ ኢንፋንቲኖ ምዕራባውያን ሃገራት ምስሉያትን ሞራላዊ ኣስተምህሮ ኣብ ክህባሉ ዝኽእላ ሓላፍነት ኣይኮናን ዘለዋ ክብል ነቒፉ
    10 min
  • ገምጋም ተሳተፍቲ ሃገራት ቅድሚ ምጅማር ዋንጫ ዓለም 2022 (ምድባት G-H)
    ክቡራት ሰማዕትና ኤስቢኤስ ኣብ'ዚ ኣብ ኣውስትራልያ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ቐጠር ብቐጥታ ዘመሓላልፍ መደበር ቴሌቪዥን'ዩ። ስለ'ዚ ኣብ ብዙሓት መድረኻቱ ነዚ ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ውራይ ኩዕሶ እግሪ ሰፊሕ ሸፈነ ክህብ'ዩ። ንሕና ከኣ ካብ'ዚኦም ሸፈነታት ኣገደስቲ ዝበልናዮም ምስ ህሞት ዋንጫ ዓለምን ኩዕሶ እግርን ዝኸዱ እናመረጽና ከነቕርበልኩም ኢና።
    8 min
  • ገምጋም ተሳተፍቲ ሃገራት ቅድሚ ምጅማር ዋንጫ ዓለም 2022 (ምድባት D-F)
    ክቡራት ሰማዕትና ኤስቢኤስ ኣብ'ዚ ኣብ ኣውስትራልያ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ቐጠር ብቐጥታ ዘመሓላልፍ መደበር ቴሌቪዥን'ዩ። ስለ'ዚ ኣብ ብዙሓት መድረኻቱ ነዚ ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ውራይ ኩዕሶ እግሪ ሰፊሕ ሸፈነ ክህብ'ዩ። ንሕና ከኣ ካብ'ዚኦም ሸፈነታት ኣገደስቲ ዝበልናዮም ምስ ህሞት ዋንጫ ዓለምን ኩዕሶ እግርን ዝኸዱ እናመረጽና ከነቕርበልኩም ኢና።
    13 min
  • ብ ኢንትርነት ዝመጽእ ሓደጋን ከመይ ንከላኸሎን፡ ምስ ኪኢላ ሳይበር ሰኲሪቲ ካሌብ ዘወንጌል (ካልኣይ ክፋል)
    ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ኪኢላ ሳይበር ሰኲሪቲ ኣቶ ካሌብ ዘወንጌል ። ነዚ እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ኣብ ኢንተርነት ዘጋጥም ሓደጋ ስርቅን ድሕነትን ዝምልከት መብርህን ፍታሓትን ገሊጹ ኣሎ።
    16 min
  • ስኽፍታታት ምውሳኽ መልከፍቲ ኮቪድ ኣብ ቅነ በዓላት ልደት
    ወቕቲ በዓላት ልደት እናቐረበ ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ራብዓይ ማዕበል ኮቪድ-19 ከይለዓል ዘተሓሳስብ ኮይኑ: በዚ ድማ ሰባት ተኣፈፍቲ ናብ ዝዀኑሉ ቦታታት ቅድሚ ምኻዶም ናይ RAT መርመራ ክገብሩ ርእይቶታት ኣሎ ። ገሊኦም ካብ እተፈላለየ ድሕረ ባይታ ባህልን ቋንቋን ዘለዎም ማሕበረሰብ’ውን ነዚ ንምግባር ይዳለዉ ኣለዉ ።
    6 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ሕዳር 2022)
    ናይ ሎሚ ሓሙስ 17 ሕዳር 2022 ናይ ሓደ ሰዓት መደብና ፡ ልኡኽና ዝሰደደልና ኣርእስታት ጸብጻብ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቴሌኮም ናይታ ሃገር ንምሻጥ ጨረታ ከፊቱ። ሚንስተር ኮሚኒኬሽንን ኢትዮጵያ ለገሰ ቱሉ ካብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ወጻእ ዘለዉ ሓይልታት ኣብ ትግራይ ክጸንሑ ከም ዝኽእሉ ሓቢሮም። ናብ ትግራይ ውሱን ሰብኣዊ ረድኤት ምእታው ከም ዝጀመረ ትካላት ረድኤት ሓቢረን። ብዘይካዚ፥ ብዛዕባ እቲ መዓልታት ጥራይ ተሪፍዎ ዘሎ ፊፋ ዋንጫ ዓለም ቐጠር ዝተሓሓዝ “ብደምን ረሃጽን ስደተኛታት ዝተሃንጸ ትሕተ ቕርጺ ዋንጫ ዓለም ቐጠር” ዝብል ሃደ ትህዝቶን ኢብራሂም ዓሊ ካብ ዘዳልዎ ዘሎ ተኸታታሊ ትሕዝቶ ሎሚ ፡ “ገምጋም ተሳተፍቲ ሃገራት ቅድሚ ምጅማር ዋንጫ ዓለም 2022 (ምድባት D-F)” ክድህስስ እዩ። ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥ “ኣብ እዋን ሓደጋ ምዕልቕላቕን ህቦቡላን ብኸመይ ሓገዝ ይርከብ፧” ብዝብል ኣርእስቲ ክቐርብ እዩ። ኣርእስትኣት ዜና፥ ** ናሳ ‘Artemis 1 mission’ ዕዉት ናይ ሮኬት ምውንጫፍ ኣካይዱ... ** ከተማ ፎርብስ ኣብ ታሪኻ ዝለዓለ ምዕልቕላቕ ማይ ኣጋጢምዋ... ** ኖቫክ ጆኮቪች ኣብ ዉድድራት ኣውስትራሊያ ኦፐን ንኽሳተፍ ቪዛ ረኺቡ
    55 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,863 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners