SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • ፕረዚደንት ጆ ባይደን ንተሓታትነት ጾታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ኲናት ትግራይ ዝምልከት መዘክር ፈሪሞም (ጸብጻብ)
    * ናብ ትግራይ መሰረታውያን ግልጋሎት ንምምላስ ዝተቐመጠ ሰሌዳ ጊዜ ከም ዘየለ ተገሊጹ። * ዋና ኣካያዲ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝነበሩ ኣቶ ተወልደ ገብረማርያም ናይ ክብሪ ሽልማት ረኺቡ * ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ሰፊሕ ዝጠልብ ምዃኑ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። * ፕረ. ባይደን ንተሓታትነት ጾታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ኲናት ትግራይ ዝምልከት መዘክር ፈሪሞም። * ሃለዋታ ጠፊኡ ዝቐነየ ኤርትራዊት-ኣሜሪካዊት ሞይታ ተረኺባ።
    8 min
  • ኣብ ኣውስትራሊያ መሰላት ናይ ዓበይቲ ክንክን ወይ ኤጅድ ኬር እንታይ እዮም፧ (መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
    ኣብ ኣውስትራሊያ ንዝኾነ ብመንግስቲ ዝምወል ናይ ዓበይቲ ሰባት መእለዪ ፤ ማለት ኣብ ገዛ ወይ'ውን ኣብ መንበሪ መእለዪ ማእከል ዓበይቲ ክእለ ንዝደሊ ሰብ ናይ 14 መሰላትን ወጻኢታትትn ይሽፍን ። ገዛእ ርእስኹም ወይ ቀረብኩም በቲ ኣገልግሎት ዘይዓግቡ እንተ ኰይኖም እንታይ እዩ ዘጋጥም ?
    10 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ (ሰኑይ 28 ሕዳር 2022)
    ሎሚ ሰኑይ 28 ሕዳር 2022 ምሉእ ትሕዝቶ፡ ኣብ ቪክቶርያ ዝተገብረ ናይ ግዝኣት ምርጫ ፡ ሰልፊ ለበር ናብ ስልጣን ተመሊሱ ፡ ድሕሪ እቲ ናይ ቀዳም ዝተኻየደ ምርጫ መንግስቲ ለበር ፡ ንሳልሳይ ግዜ እዩ ናብ ስልጣን ዝምለስ ዘሎ። ነዚ ዝምልከት ሓደ ጸብጻብ ክቐርብዩ። ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና፡ ምስ ገዲም ተጻዋታይ ኲዕሶ እግሪ ጎዶፋይ ደባስ ዝተገብረ ዕላል። ሉኡኽና ዝሰደልና ጸብጻ ኣሎ ኣርእስታቱ ድማ እዚ ዝስዕብዩ፥ ኣብ ትግራይ ቅትለት፣ ጭውያ፣ዓመጽን ዕንወትን ከም ዝቐጸለ ተገሊጹ። ኣብ ኤርትራ ግፋ ዜጋታት ኣይተቛረፀን ተባሂሉ። ምክትል ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣብ ጉባኤ ምሕዳራ መርበብ ሓበሬታ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም ኣብ ወጻኢ ብኤርትራውያን ዝተሰርሐት ፊልም ኣድናቖት ረኺባ። ኣብ ትግራይ ቅትለት፣ ጭውያ፣ዓመጽን ዕንወትን ከም ዝቐጸለ ተገሊጹ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ኣብ ሰኦኣቱ ዝቐርብ መደብ’ዩ ኣርእስታት ዜና፥ ** ሓድሽ ጸብጻብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ስንክልና [N-D-S] b ዋሕዲ ሰራሕተኛታት ይጽገም ከም ዘሎ ኣረጋጊጹ ። ** እስላማውያን ዕጡቓት ኣብ ርእሰ ከተማ ሶማል ሞቃዲሾ ፡ ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኣብ ዝጥቀሙሉ ሆቴል መጥቃዕቲ ፈጺሞም ። ** ጋንታ ሶኮሩ ኣብ ልዕሊ ቱኒዝያ ብዝረኸበቶ ዓወት ከይተዛነየት ነቲ ኣብ ቅድሚኣ ዘሎ ጸወታ ዋንጫ ዓለም ተቋምት ምህላዋ ገሊጻ።
    59 min
  • ኤርትራ ኣብ ዙር ሩዋንዳ ክትሳተፍ ተዓዲማ፣ ጂዮርጅ ዊያህ ኣሜሪካዊ ወዱ ኣብ ዋንጫ ዓለም ሽቶ ምምዝጋቡ ከምዘሐጎሶ ኣብ መድረኻት ሓፋሽ ክገልጽ ኔርዎ'ዶ፧
    ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (28/11/2022) * ሕርይቲ ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ኣብ ዙር ሩዋንዳ 2023 ክትሳተፍ ዕድመ ቀሪቡላ፣ ኣብ ዝርዝር ተሳተፍቲ ከኣ ስማ ተረቚሑ፣ * ደረጃ ጋንታታት ቅድድም ብሽግለታ ዓለም ንምውሳን ኣዳለውቲ ቅድድማትን ሓለፍቲ ዩሲኣይን ሎሚ ሶኑይ ኣብ ዋዕላ ዙርዓለም ኣብ ሞንተካርሎ ክእከቡ'ዮም፣ * ግጥማት ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ኣብ ዝቐጸልሉ ካናዳ ክትግለፍ’ንከላ ኣውስትራልያ፣ ኣርጀንቲና፣ ኮስታሪካን ሞሮኮን ዓወታት ብምምዝጋብ ተስፋ ምሕላፈን ኣለምሊመን፣ * ገዲም ተጻዋታይ ዝነበረን ኣብ’ዚ እዋን ፕረዚደንት ላይበርያ ዝኾነን ጂዮርጅ ዊያህ ንሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ወኪሉ ኣብ ዋንጫ ዓለም ዝሳተፍ ዘሎ ወዱ ቲሞቲ ዊያህ ሽቶ ድሕሪ ምምዝጋቡ ናይ ኣቦነት ናይ ሓበን መልእኽቲ ብትዊተር ኣመሓላሊፉ መዛረቢ ኮይኑ፣
    14 min
  • ሰልፊ ለበር ኣብ ምርጫ ቪክቶሪያ ንሳልሳይ እብረ ክመርሕ ተዓዊቱ።
    ኣብ ቪክቶርያ ዝተገብረ ናይ ግዝኣት ምርጫ ፡ ሰልፊ ለበር ናብ ስልጣን ተመሊሱ ፡ ድሕሪ እቲ ናይ ቀዳም ዝተኻየደ ምርጫ መንግስቲ ለበር ፡ ንሳልሳይ ግዜ እዩ ናብ ስልጣን ዝምለስ ዘሎ። ሰልፊ ጥምረት ነቶም ኣድመጽቲ ለውጢ ከም ዘድልዮም ኸእምኖም ተስፋ እኳ እንተ ገበረ: እቲ መልእክቶም ግና ከምቲ ዝተጸበይዎ ኣየፍረየን ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ ብዛዕባ'ቲ ዝተገብረ ምርጻ ቀሪቡ ኣሎ።
    7 min
  • “ጋንታ ቺፖሊኒ ካብ ጋንታ ኤልፓ ዝፈልየና ዝነበረ ጸወታ ካብ ዝጅምር ክሳብ ዝውዳእ ነኺስና ኢና ንጻወት ኔርና።” ጎዶፋይ ደባስ (2ይ ክፋል ዕላል)
    ኣብ ሰማንያታት (1980ታት) ኣብ ኤርትራ ዓበይቲ ጋንታታት ከም ኤልፓ፡ ቺፖሊኒ፡ ዋልያን ኣዱሊስን ዝበሃላ ሓያልት ተጻወቲ ዝነበርወን ጋንታታ ኔረን። ብ ኢትዮጵያ ደረጃ ዝወዳደራን ካብ ተጻወተን ድማ ን ሃገራዊት ኢትዮጵያ ወኪሎም ዝጻወቱ ከም በዓል ፋንጁዕ፡ ኣማኑኤል፡ ሊሊ፡ ተፈራ፡ ነጋሽ ተኽሊን ይርከብዎም። ሓደ ካብቶም ኣብ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ህቡባት ዝነበሩ ጎደፋይ ደባስ’ውን ስሙ ኣብ ታሪኽ ዝጥቀስ እዩ። ቅድሚ ብዙሕ ዓመታት ኣዳላዊ መደብ SBS ስፖርት ኢብራሂም ዓሊ ኣዘራሪብዎ ኔሩ። ጸወታታት ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2022 ቀጠር ምኽንያት ብምግባር ዳግም ናባኹም ነብሎ ኣለና። ኣብዚ ካል ኣይ ክፋል ዕላል ብዛዕባ ኣብ ሰማንያታት ኣብ ኤርትራ ዝነጥፋ ዝነበራ ጋንታትትን ተጻውተን ብዝምልከት ኣዕሊሉ ኣሎ።
    15 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ (24 ሕዳር 2022)
    ናይ ሓሙስ 24 ሕዳር 2022 ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፡ ደሃይ ዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022 ነቕርበሉ ሓደ ትሕዝቶ ክህልወናዩ፣ ኣብ ኣርጀንቲናን መሲን፣ ዓወት ስዑዲያ፣ ፍትሕ ሮናልዶን ማንቸስተር ዩናይትድን፣ ኣውስትራሊያ ክድህስሶም እዩ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ኣርእስታቶም እዞም ዝስዕቡ እዮም፥ ኣብ ኤርትራ ደሞክራሲ ንምህናጽ ዝዓለመ ዓውደ መጽናዕቲ ኣብ ለንደን ይካየድ ኣሎ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ስሩዕ በረራ ከም ዝጅምር ኣፍሊጡ። ኣሜሪካ፣ ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ምትግባር ስምምዕ ሰላም ንኲናት ትግራይ ኣብ ምክትታሉን ምጽራዩን ብዝልዓለ ከምእትዋሳእ ገሊጻ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥** ብዛዕባ ኣውስትራሊያዊያን ኣትማንን ሳሬትን፡ እንታይ ትፈልጡ ምስትንከሱ እንታይ ትገብሩ?። ዝብል ኣርእስቲ ዝሃዘዩ ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና፥ ዕላል ምስ ፍሉጥ ተጻዋቲ ኲዕሶ እግሪ ኣዱሊስን ሃገራዊት ጋንት ኢትዮጵያን ዝነበረ ጎዶፋይ ደባስ (ቀዳማይ ክፋል) ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ @ ብ ሓያሎ ትካላት ፖሊስ ፡ ኣብ ኣህጉራዊ ዓንኬል ሓሽሽ ብእተገብረ መርመራ ፡ ሚልዮናት ዶላር ጥረ ገንዘብን ሓሽሽን ምሕሪ ምትሓዙ ሽዱሽተ ሰብ ሲድኒ ተኸሲሶም ። @ ፕረዚደንት ቱርኪ "ኣብ ዝሓጸረ እዋን" ኣብ ሶርያ ወተሃደራዊ ስርሒት ከም ዝገብር ኣፈራሪሑ ። @ ሪትሱ ዶናንን ታኩማ ኣሳኖን ብዘመዝገብወን ናይ መወዳእታ ሸቶታት ፡ ጃፓን ን ጀርመን ስዒራታ።
    55 min
  • ኣብ ኤርትራ ደሞክራሲ ንምህናጽ ዝዓለመ ዓውደ መጽናዕቲ ኣብ ለንደን ይካየድ ኣሎ። (ጸብጻብ)
    ኢትዮጵያ ትሃንፆ ዘላ ዓቕሚ ሓይሊ ባሕሪ ንናይ ፅባሕ ወለዶ መሰረት ዘንብር ኢዩ - ክብል ሬር ኣድሚራል ክንዱ ገዙ ተዛሪቡ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ስሩዕ በረራ ከም ዝጅምር ኣፍሊጡ። ጀነራል ታደሰ ወረደ መስርሕ ምትግባር ስምምዕ ፕሪቶርያ ምስ ምውጻእ ሰራዊት ኤርትራን ዕጡቓት ኣምሓራን ጎና ጎኒ ንምትግባር ምድላው ከም ዝተገብረ ሓቢሩ። ኣሜሪካ፣ ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ምትግባር ስምምዕ ሰላም ንኲናት ትግራይ ኣብ ምክትታሉን ምጽራዩን ብዝልዓለ ከምእትዋሳእ ገሊጻ።
    9 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,863 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners