SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Download on the App Store

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episodes

  • 400 ሚልዮን ዶላር ዝፈሰሉ ዘሎ መስርሕ ምርጫ ኣውስትራሊያ።
    ኣብ ታሪኽ ኣውስትራሊያ ኣዚዩ ዝተሓላለኸን ርትዓውን ዝኾነ ኣብ 21 ግንቦት ምርጫ ክግበር እዩ ። ኣብ እዋን ጎስጓሳት ምስ ኮቪድ ፡ መጥቃዕቲ ሳይበርን ግጉይ ናይ ሓበሬታ ነቲ ዘሎ ደሞክራሲያዊ መስርሕ ንድሕሪት ከይጎቶ ዘስግእ እዩ ። ይኹን እምበር ኮምሽን ምርጫ ኣውስትራሊያ ነዚ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተዳለወን ፤ ክመጽእ ካብዝኽእል ምትዕንቓፋት ንምክልኻል ጽኑዕን ዘመናዊን ኣሰራርሓ ከምዘተኣታተወን ይገልጽ።
    5 min
  • "ሕዝቢና ዘሕልፎ ዘሎ ቓንዛ ከም ቓንዛ ሕርሲ'ዩ።" ዕላል ምስ ስነጥበበይናን ተጣባቒ ሰላምን ኣሕመድ ኣቡበከር ዓብደልርሒም
    ኣርቲስት ኣሕመድ ኣቡበከር፡ ከም "ሃገረይ ሕረሲ"፡ "እንታይ ኢና ንደሊ፧" ን ካልእን ዝብላ ብሉጻት ዜማታት ዘቕረበ፡ ብቛንቋ ትግርኛ፡ ትግረ፥ ዓረብን ኢንግሊዝን ንስምዒቱ ብዜማ ዘቕርብ እዩ። ንሱ ኣብ መልበር ብሞያኡ ብ ኢንጂኔሪንግ ዝሰርሕ እኳ እንተኾነ፡ ስለ ሃገሩን ህዝቡን ብዜማ ዘቕርብ እዩ። ሎሚ ብምኽንያት በዓላት ዒድን ትንሳኤን ምስ SBS ትግርኛ ዝገበሮ ዕላል ቀሪቡ ኣሎ።
    30 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (05 ግንቦት 2022)
    ኣርእስታት ዜና፥ ** ናይ ደሴት Solomon ላዕለዋይ ኮሚሽነር ኣብ ኣውስትራሊያ ሃገሩ ኣብ መንጎ ኣውስትራሊያን ቻይናን ዘሎ ዉጥጥ ክትቅርቀር ከምዘይትደሊ ገሊጹ። ** ናይ ዲየጎ ማራዶና ዝኣረገ ማልያ ብጨረታ 12.5 ሚልዮን ዶላር [ኣውስትራልያ] ተሸይጡ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝዕቡ ኣርእስታት ይርከብዎም፥ ኬንያ ሰራዊታ ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ኣዋፊራ። ኣብ ኢትዮጵያ 446 ፋብሪካታት ከም ዝተዓጽዋ መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ “ ኣብ ጣሻ ብምዝዋር ዝርከብ ሓይሊ ተፈጥሮ” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ እዩ ክኸውን። ኣብ ቃለ መሕትት መደብና ምስ ድምጻዊ ኣሕመድ ኣብደልርሒም ዝገበርናዮ ዕላል ከነቕርብ ኢና።
    57 min
  • ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ: ኤርትራ ኣብቲ ዞባ ትገብሮ ዘላ ሓንካሪ ግደ ደው ክተብል ሰራዊታ ክተውጽእ ሓቲቱ። (ካብ ጸብጻብ))
    ኣርእስታት ጸብጻብ ፥ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ኤርትራ ካብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ትውጻእ ዝብል ደብዳበ ናብ ሕብረት ኣፍሪቃን ኬንያን ሰዲዱ። ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ብወገኑ ኤርትራ ኣብቲ ዞባ ትገብሮ ዘላ ሓንካሪ ግደ ደው ክተብል ሰራዊታ ክተውጽእ ሓቲቱ። ኣብ ትግራይ ደቆም ዘየጋደሉ ወለዲ ይእሰሩ ኣለዉ ተባሂሉ። መንግስቲ ትግራይ ብወገኑ እቲ ፍጻመ ከም ዝተኣረመ ገሊጹ። ኬንያ ሰራዊታ ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ኣዋፊራ። ኣብ ኢትዮጵያ 446 ፋብሪካታት ከም ዝተዓጽዋ መንግስቲ ኣፍሊጡ።
    8 min
  • ኣብ ዩክሬን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ህዝቢ ራሻ’ ምስ ፑቲን ብማዕረ ተሓታቲ ድዩ፧
    እዚ ክርምሊን ፡ ኣብ ዩክረይን 'ፍሉይ ወተሃደራዊ ስርሒት "ኢላ እትጽውዖ ዘላ ፡ ናይ ቭላድሚር ፑቲን ዉልቃዊ ጥሙሕ ዘበገሶ ኲናት ድዩ፧ ወይስ ደገፍ ህዝቢ ሩስያ'ውን ዝተሓወሶ እዩ ? ከምኡ እንተ ኰይኑኸ ፡ ህዝቢ ሩስያ ነቲ ኣብ ዩክረይን ዘጋጠመ ፍጻመታት ሓባራዊ ሓላፍነት ድዩ ክስከም ? እዚ ሕቶታትዚ ንክረምሊን ብዓይኒ ነቐፌታ ዝጥምቱ ብቐጻሊ ዝሓትዎ ዘለዉ ሕቶታት እዩ።
    5 min
  • ባንክ ኣውስትራሊያ መጠን ወለድ ክብ ኣቢልዎ።
    ሪሰርቭ ባንክ ኣውስትራሊያ ናይ ለቓሕ ወለድ ብ25 መበገሲ ነጥቢ ብምውሳኹ፡ ካብ ታሪኻዊ ዝተሓተ ናይ0.1 ሚኢታዊ ናብ 0.35 ሚኢታዊ ክብ ኣቢልዎ ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ ከምዝገልጾ እዚ ስጉምቲ ኣብ ናይ ኣውስትራሊያ ማሕበረሰብ ብዙሕ ጽልዋ ክህልዎ እዩ ።
    5 min
  • ኣብ ጣሻ ብምዝዋር ዝርከብ ሓይሊ ተፈጥሮ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
    ኣብ ጣሻ ምዝዋር ወይ Bushwalking ኣብ ኣውስትራሊያ ፍሉይን ብዙሕን ተፈጥሮኣዊ ከባቢ ንምድህሳስ ዝበለጸ ኣገባብ እዩ ። ይኹን እምበር ብዙሓት በጻሒን ሓደሽቲ ዝመጹ ስደተኛታትን ናይ ኣውስትራሊያ ሃገራዊ ፓርክታት ክሳብ ክንደይ ሰፊሕ ከምዝኾነን ብቐሊሉ ከምዝጠፍኡን ከየስተውዕልሉ ይኽእሉ ። ንኸም ኡ ተባሂሎም ዝተመደቡ መገዲታት ይኹኑ ወይ ብበረኻ ክትጐዓዝ ከለኻ ፡ ካብቲ ክመጽእ ዝኽእል ሓደጋ ኣምሊጥካ ክትሕጎሰሉ ትኽእል ኩነታት ፡ እተወሰነ መደብ ምውጻእ ሓጋዚ እዩ ።
    10 min
  • ዕላል ምስ ጸሓፊ ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ፡ ብዛዕባ ዝጸሓፎም መጻሕፍቲ።
    ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲክን ተመራማሪ ማሕበራዊ ስነ ፍልጠት ዝኾነ ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ ኣብዚ ቅሩብ እዋን "Racism in Australia Today" ዝብልን ብትግርኛ ድማ መቐጸልታ ናይ ቅጺ ሓደ ዝኾነት "ታሪኽ ቤተ ክርስትያን ቁ። 2" ኣሕቲሙ ኣብ ዕዳጋ ዊዒላ ትርከብ። ብዛዕባ መጻሕፍቱ ኣዕሊሉና ኣሎ።
    32 min
  • ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (02 ግንቦት 2022)
    ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ሰዓብቲ እምነት ምስልምና ፡ ወርሒ ረመዳን ዛዚሞም ዒድ የኽብሩ ኣለዉ። ** ኣብ ዩክረይን ከተማ ማሪዮፖል ዝርከብ ናይ ሓጺን ትካል ተኸቢቦም ዝጸንሑ ሰላማውያን ሰባት ናይ ምውጻእ መስርሕ ጀሚሩ ። ኣርእስታት ጸብጻብ፣ **ኤርትራ: ኣብ ሞንጎ ሃገራት ወሽመጥን ሱዳንን ዲፕሎማስያዊ ርክባት ትድልል ኣላ ንዝብል ክሲ ነጺጋቶ። **ሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ጎንደር በዓል ኢድ ኣልፈጥር ኣብ ገዝኦም ከኽብሩ ተኣዚዞም። **መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣሰር ግዳያት መጥቃዕቲ ጎንደር የጥፍእ ኣሎ ብዝብል ውን ይኽሰስ ሎ። መደብ ስፖርት፥ ካልእን፠፠፠፠፨
    59 min

About SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

From the publisher's feed

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

More shows like SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી by SBS

SBS Gujarati - SBS ગુજરાતી

4 Listeners

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ by SBS

SBS Khmer - SBS ខ្មែរ

10 Listeners

SBS Somali - SBS Afsomali by SBS

SBS Somali - SBS Afsomali

9 Listeners

The Daily by The New York Times

The Daily

111,814 Listeners

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي by SBS

A speaking centenary of immigration - مئوية هجرة تحكي

0 Listeners

All Things Aussie - 闲话澳洲 by SBS

All Things Aussie - 闲话澳洲

1 Listeners

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان by SBS

Harmony in the Fast - صحت مند رمضان

0 Listeners

روز بخیر آسترالیا! by SBS

روز بخیر آسترالیا!

0 Listeners

Like Us by SBS

Like Us

3 Listeners

አውስትራሊያ ስትገለጥ by SBS

አውስትራሊያ ስትገለጥ

0 Listeners

بودكاست التأمل by SBS

بودكاست التأمل

1 Listeners

Breaking Our Silence by SBS

Breaking Our Silence

0 Listeners

SBS Examines bằng tiếng Việt by SBS

SBS Examines bằng tiếng Việt

0 Listeners

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු by SBS

ඕස්ට්‍රේලියාවේ ජීවත් වීමේදී දැනගත යුතු කරුණු

0 Listeners

Nuestra Música by SBS

Nuestra Música

0 Listeners

Australia In Brazil - Austrália no Brasil by SBS

Australia In Brazil - Austrália no Brasil

0 Listeners

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة by SBS

Why I Migrated to Australia - طريق الهجرة

0 Listeners

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα by SBS

Anzac Tales from Greece - Ιστορίες των Anzacs απ΄την Ελλάδα

0 Listeners

SBS Examines στα Ελληνικά by SBS

SBS Examines στα Ελληνικά

0 Listeners

Australië tot nu toe by SBS

Australië tot nu toe

0 Listeners

SBS 学英语 by SBS

SBS 学英语

0 Listeners